Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 345 346 347 348 349 390 3470 / 3892
ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን መናሃርያ ሓይሊ ባሕሪ ከተቕውም ትሓትት

ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን መናሃርያ ሓይሊ ባሕሪ ከተቕውም ትሓትት

Radio Erena: 14 June 2018 ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን መናሃርያ ሓይሊ ባሕሪ ንኽወሃባ ትሓትት ከምዘላ ተገሊጹ። ኣምባሳደር ሩስያ ኣብ ሱዳን ቭላድሚር ጊልቶቭ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ንማዕከን ዜና 'ስፑትኒክ' ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ መንግስታት [...]
ግብጺ፣ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 32 ኢትዮጵያውያን ብምሕረት ተፈቲሖም

ግብጺ፣ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 32 ኢትዮጵያውያን ብምሕረት ተፈቲሖም

Radio Erena: 12 June 2018 ግብጺ ብዝተፈላለየ ገበናት ኣሲራቶም ዝጸንሐት 32 ኢትዮጵያውያን ብምሕረት ከምዝፈትሐት ኣፍሊጣ። እታ ዓረባዊት ሃገር፣ ነቶም 32 ኢትዮጵያውያን ብምሕረት ትፈትሕ ዘላ ከም መርኣያ ጽቡቕ ድሌት ናይ [...]
ሶማል፣ ሓደ ኣመሪካዊ ወትሃደር ተቐቲሉ፣ ኣርባዕተ ቆሲሎም

ሶማል፣ ሓደ ኣመሪካዊ ወትሃደር ተቐቲሉ፣ ኣርባዕተ ቆሲሎም

Radio Erena: 12 June 2018 ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ፍሉይ ወትሃደራዊ ስርሒት ሓደ ወትሃደራ ክቕተል እንከሎ ኣርባዕተ ከኣ ከምዝቖሰሉ ንኣዘዝቲ ሰራዊት እታ ሃገር ብምጥቃስ ወትህደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ብዓ [...]
‘’ኣብ ዳርፉር ዓስኪሩ ዘሎ ዓቃብ ሰላም፣ ዝወጻሉ ግዜ ኣኺሉዩ’’ ሰልፊ ሃገራዊ ባይቶ ሱዳን

‘’ኣብ ዳርፉር ዓስኪሩ ዘሎ ዓቃብ ሰላም፣ ዝወጻሉ ግዜ ኣኺሉዩ’’ ሰልፊ ሃገራዊ ባይቶ ሱዳን

Radio Erena: 10 June 2018 ኣብ ሱዳን ዞባ ዳርፉር ዓስኪሩ ዝጸንሐ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት፣ ጠቕሊሉ ዝወጻሉ እዋን ኣኺሉ’ዩ ክብል ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ሃገራዊ ባይቶ መግለጺ ኣውጺኡ። ኤን.ሲ.ፒ. ብሓሙስ 7 ሰነ ኣብ ዘውጸኦ [...]
ፕ. ዩጋንዳ፣ ኣብ ሃገሩ ዑደት ንዘካየደ ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ ዝለዓለ ናይ ክብሪ ሽልማት ሂቡ

ፕ. ዩጋንዳ፣ ኣብ ሃገሩ ዑደት ንዘካየደ ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ ዝለዓለ ናይ ክብሪ ሽልማት ሂቡ

Radio Erena: 10 June 2018 ፕረዚደንት ዩጋንዳ ዮወሪ ሙሰቨኒ፣ ኣብ ሃገሩ ዑደት ንዘካየደ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝለዓለ ናይ ክብሪ ሽልማት ሂቡ። ኣብቲ ኣብ ዩጋንዳ ዓመታዊ ዝካየድ ሃገራዊ መዓልቲ ሓርበኛታት ነቲ ናይ ክብ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን፣ ስምምዕ ሰላም ንምትእንጋድ ንክልቲኦም ወገናት ደቡብ ሱዳን ዕድመ የቕርብ

ፕረዚደንት ሱዳን፣ ስምምዕ ሰላም ንምትእንጋድ ንክልቲኦም ወገናት ደቡብ ሱዳን ዕድመ የቕርብ

Radio Erena: 08 June 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ገና መዕለቢ ዘይረኸበ መስርሕ ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ንምትእንጋድ ንክልቲኦም ወገናት እታ ሃገር ዕድመ ከምዘቕረበሎም ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር [...]
ቀ/ሚ ሶማል ኣብ ጅቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም

ቀ/ሚ ሶማል ኣብ ጅቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም

Radio Erena: 08 June 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ሓሰን ዓሊ ኻይረ ኣብ ጅቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ምህላዉ መርበባት ሓበሬታ ሶማል ገሊጸን። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሮቡዕ 6 ሰነ ናብ ጅቡቲ ድሕሪ ምእታዉ ምስ [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዑደቱ ብምቕጻል ናብ ኡጋንዳ ከምርሕ’ዩ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዑደቱ ብምቕጻል ናብ ኡጋንዳ ከምርሕ’ዩ

Radio Erena: 07 June 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዘካይዶ ዘሎ ዑደት ብምቕጻል፣ ናብ ኡጋንዳ ከምርሕ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ናብ ካምፓላ [...]
ሰራዊት ፣ህዝቢ ምስ ዝመረጾ ሰልፊ ደው ክብል ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣዘኻኺሩ

ሰራዊት ፣ህዝቢ ምስ ዝመረጾ ሰልፊ ደው ክብል ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣዘኻኺሩ

Radio Erena: 05 June 2018 ሰራዊት ፣ህዝቢ ምስ ዝመረጾ ፖለቲካዊ ሰልፊ ደው ክብል ከምዘለዎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ከምዘዘኻኸረ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢራ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ንፍሉይ ልኡኽ ቀጠር፣ ኣብ ጉዳያት ጸረ ሽበራን ዕርቅን፣ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ሱዳን ንፍሉይ ልኡኽ ቀጠር፣ ኣብ ጉዳያት ጸረ ሽበራን ዕርቅን፣ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ

Radio Erena: 05 June 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣል በሽር ንፍሉይ ልኡኽ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቀጠር፣ ኣብ ጉዳይት ጸረ ሽበራን ዕርቅን፣ ዶክተር ሙልታቕ ቢን ማጂድ ኣል ቓሕታኒ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕ [...]
1 345 346 347 348 349 390 3470 / 3892