Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 335 336 337 338 339 386 3370 / 3855
ሱዳን፣ ‘ኣልበሽር ዘለዎ ምርጫ፣ ኣይንሳተፍን’ ማሊክ ኣጋር

ሱዳን፣ ‘ኣልበሽር ዘለዎ ምርጫ፣ ኣይንሳተፍን’ ማሊክ ኣጋር

Radio Erena: 05 September 2018  መራሒ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ሰሜን ሱዳን፣ ን2020 ዝካየድ ፕረዚደታዊ ምርጫ ፕረዚደንት ኣልበሽር ክሳተፍ የብሉን ኢሉ። ማሊክ ኣጋር ብ2 መስከረም ምስ መጽሄት ማዳራት ጀዲዳ ኣብ ዝገበሮ ቃለ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምህማም መሬት ብውሑዱ 12 ሰባት ቀቲሉ

ኢትዮጵያ፣ ምህማም መሬት ብውሑዱ 12 ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena: 05 September 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ደቡብ ብዘጋጠመ ናይ መሬት ምህማም ብዉሑዱ 12 ሰባት ከምዝሞቱ፣ ኣገልግሎት ዜና’ታ ሃገር ገሊጹ። ኣመሓዳሪ’ቲ ዞባ ኣልታየ ኣለሙ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ እቲ ምህማም መሬት ብሰ [...]
ኢትዮጵያ፣ ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ወዲቓ

ኢትዮጵያ፣ ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ወዲቓ

Radio Erena: 04 September 2018   ብሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ እትውነን ነፋሪት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ 17 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ።  እታ ብዕለት 30 ነሓሰ፣ ካብ ድሬዳዋ ተበጊሳ ናብ ደብረዘይት እትጎዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ኣብ [...]
ሶማል፣ ኣብ መኪና ብዝተጻወደ ነታጒ ብውሑዱ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም

ሶማል፣ ኣብ መኪና ብዝተጻወደ ነታጒ ብውሑዱ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 04 September 2018 ኣብ ሶማል ከተማ ሞቓድሾ ኣብ መኪና ብዝተጻወደ ነታጒ፣ ብውሑዱ ሽዱሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ከተማ ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ብሰምበት 2 መስከረም ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ኣብ ምምሕዳ [...]
የመን፣ ናይ ረዲኤት መግቢ ሒዛ ኣብ ልዕሊ ትጎዓዝ ዝነበረት መኪና  መጥቃቲ ወሪዱ

የመን፣ ናይ ረዲኤት መግቢ ሒዛ ኣብ ልዕሊ ትጎዓዝ ዝነበረት መኪና መጥቃቲ ወሪዱ

Radio Erena: 04 September 2018 ኣብ የመን፣ ናይ ረዲኤት መግቢ ሒዛ ኣብ ልዕሊ ትጎዓዝ ዝነበረት መኪና መጥቃቲ ከምዝተኻየደ ተገሊጹ። እታ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት እትውነን ናይ ጽዕነት መኪና፣ ኣብ ደቡባዊ ሖደይዳ ንዝርከቡ [...]
ኬንያ፣ ‘’ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንነፈርቲ ውሕስነት የብሉን’’

ኬንያ፣ ‘’ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንነፈርቲ ውሕስነት የብሉን’’

Radio Erena: 03 September 2018  ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንነፈርቲ ውሕስነት የብሉን ተባሂሉ ብሰበስልጣን ኬንያ ዝቐረበ ክሲ፣ በዓል ስልጣን ኣቭየሽን ኢትዮጵያ ሓቅነት የብሉን ክብል ነጺጉዎ። ሰበስልጣን ኬንያ ኣብ ዘቕረቡዎ ክ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ንሰለስተ ዓበይቲ ጋዜጣታት እታ ሃገር ከይሕተማ ኣጊዶም

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ንሰለስተ ዓበይቲ ጋዜጣታት እታ ሃገር ከይሕተማ ኣጊዶም

Radio Erena: 03 September 2018 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ንሰለስተ ዓበይቲ ጋዜጣታት እታ ሃገር ንዓርቢ 31 ነሓሰ ከይሕተማ ከምዝኣገዱ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም ሓይልታት ጸጥታ ብዘይካ እተን ጋዜጣታት [...]
ኢትዮጵያ፣ ፕረዚደንት ክልል ሶማል ዝነበረ ዓብዲ መሓመድ ዑመር፣ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ

ኢትዮጵያ፣ ፕረዚደንት ክልል ሶማል ዝነበረ ዓብዲ መሓመድ ዑመር፣ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ

Radio Erena: 02 September 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ፕረዚደንት ክልል ሶማል ዝነበረ ዓብዲ መሓመድ ዑመር፣ ምስ ካልኦት ሰለስተ ተመሳሳሊ ክስታት ዝነበሮም ሓለፍቲ፣ ብዕለት 29 ነሓሰ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። ኣብቲ ዝወዓለ መጋባ [...]
ኮርፐረሽን ሓጺንን ምህንድስናን ኢትዮጵያ ኣብ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶ ዝነበሮ ውዕል ከምዘይተሰረዘ ተገሊጹ

ኮርፐረሽን ሓጺንን ምህንድስናን ኢትዮጵያ ኣብ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶ ዝነበሮ ውዕል ከምዘይተሰረዘ ተገሊጹ

Radio Erena: 30 August 2018  ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኮርፐረሽን ሓጺንን ምህንድስናን እታ ሃገር ኣብ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶ ንዝነበሮ ውዕል ሰሪዙዎ ተባሂሉ ዝተዘርግሐ ዜና ሓቅነት ከምዘይብሉ ኣካየድቲ ናይቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ፕረዚደንት ክልል ሶማል ነበር ተኣሲሩ

ኢትዮጵያ፣ ፕረዚደንት ክልል ሶማል ነበር ተኣሲሩ

Radio Erena: 28 August 201 ፕረዚደንት ክልል ሶማል ዝነበረ ኣቶ ዓብዲ ኣሕመድ ዑመር ተኣሲሩ። ዝሓለፈ ቅንያት ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ ብ"ዓብዲ ዒለ" ዝፍለጥ ፕረዚደንት ክልል ሶማል፣ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝ [...]
1 335 336 337 338 339 386 3370 / 3855