Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኢትዮጵያ: ናይ ብሄራት ግጭት ዘስዓቦ ሞት ናይ ልዕሊ 20 ሰባት ንምቅዋም፣ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻዪዱ
Radio Erena: 18 September 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ብሄራት ግጭት ዘስዓቦ ሞት ናይ ልዕሊ 20 ሰባት ንምቅዋም፣ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻዪዱ። ኣብቲ ብዓርቢ 14 መስከረም ጀሚሩ ናብ ቀዳመ ሰምበት ዝቐጸለ ዓሌታዊ ግጭት፣ ል [...]
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማልያ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካዪዱ
Radio Erena: 17 September 2018 ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማልያ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካዪዱ። ወግዓዊ ልሳን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ ሓጺር መግለጺ፣ እቲ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ኣብ ልዕሊ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብ [...]
ወጥሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይቕጽል ኣሎ
Radio Erena: 16 September 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ተቓወምቲ ሓይልታት ኦሮሞ ናብ ሃገሮም ኣብ ዝኣትዉሉ እዋን፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከቢድ ወጥሪ ከም እትርከብ፣ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ካብታ ከተማ ሓቢረን። [...]
ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ይጠሓስ
Radio Erena: 16 September 2018 መንግስትን ተቓወምትን ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዋዕላ ኢጋድ ዝፈረሙዎ ስምምዕ ሰላም፣ ሓደ መዓልቲ ከይጸነሐ ተጣሒሱ። ፕረዚደንት ሳልቫ ኪርን ተቓዋሚኡ ሪክ ማቻርን ኣብ ከተማ ኣዲስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ቁጽሪ ናይ ዝተመዛበለ ህዝቢ ይዓርግ
Radio Erena: 13 September 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ካብ መነባብሮኦም ተመዛቢሎም ዘለዉ ሰባት ኣብ ዝለዓለ ጠርዙ በጺሑ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ትካል ኣይ.ዲ.ኤም.ሲ. ገሊጹ። እቲ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ንዝተመዛበሉ ኣህዛብ ዓለም [...]
ዲፒ ዎርልድ መሰሉ ብሕጊ ከምዘረጋግጽ ይገልጽ
Radio Erena: 13 September 2018 መንግስቲ ጂቡቲ፣ ነቲ ምስ ዲፒ. ዎርልድ ዝኣተዎ ውዕል ብምስራዝ ቤት ጽሕፈታቱ ምህጋር ይቕጽሎ ብምህላዉ፣ እቲ ትካል ንብረቱ ንምሕላው ኩሉ ሕጋዊ መንገድታት ክጥቀም ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። እቲ [...]
ደቡብ ሱዳን: ናይ 1.2 ቢልዮን ዶላር ለቓሕ ንሱዳን ክትከፍል እያ
Radio Erena: 12 September 2018 ደቡብ ሱዳን ኣብ ልዕሌኣ ዝጸንሐ ናይ 1.2 ቢልዮን ዶላር ለቓሕ ንሱዳን ክትከፍል እያ። ሚኒስተር ነዳዲ ደቡብ ሱዳን ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቲ ካብ 2012 ኣትሒዙ ከይተኸፍለ ዝ [...]
የመን፣ ሰራዊት መንግስቲ ንከተማ ሰንዓን ሖደይዳን ዘራኽብ መስመር ተቖጻጺሩ
Radio Erena: 12 September 2018 ብስዑዲ ዓረብን መሻርኽታን ዝድገፍ ሰራዊት የመን፣ ንከተማ ሰንዓን ሖደይዳን ዘራኽብ መስመር ከምዝተቖጻጸሮ ተገሊጹ። ኣብቲ ካብ ሰምበት 9 መስከረም ዝጀመረ ውግእ፣ ዕጡቓት ሓይልታት ሑቲ ካብ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን፣ መሰረታዊ ምቅይያር ሰበስልጣናት የካይድ
Radio Erena: 11 September 2018 ፕረዚደንት ሱዳን፣ ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ መሰረታዊ ምቅይያር ሰበስልጣናት የካይድ ኣሎ። ኣብዚ ብሰምበት 9 መስከረም ዝጀመረ ምቅይያር፣ ካልኣይ ምኽትል ፕረዚደንት ዝነበረ ሓሳቦ መሓመድ ዓብ [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግብጺ፣ ን75 ኣባላት ኣሕዋት እስላም ዝነበሩ ናይ ሞት ፍርዲ በዪኑ
Radio Erena: 09 September 2018 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግብጺ፣ ን75 ኣባላት ኣሕዋት እስላም ዝነበሩ ናይ ሞት ፍርዲ በዪኑ። ኣብቲ ብዕለት 8 መስከረም ዝተዋህበ ብይን፣ ክልተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣሕዋት እስላም ከምዝርከብዎም [...]