Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 19 20 21 22 23 386 210 / 3853
ሕብረት ኤውሮጳ፣ መስርሕ ቪዛ ኢትዮጵያውያን ከደናጒ ወሲኑ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ መስርሕ ቪዛ ኢትዮጵያውያን ከደናጒ ወሲኑ

RADIO ERENA – Wednesday, 01 May 2024 ሕብረት ኣውሮጳ ትማሊ ሰኑይ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ንኢትዮጵያውያን ዜጋታት ናብተን ኣባላት ሃገራት ናይቲ ሕብረት ክኣትዉ ዝወሃብ ቪዛ ደረት ክግበረሉ ምዃኑ ኣፍሊጡ። [...]
ሩስያን ሱዳንን ኣብ ጸጥታ ክተሕእጋገዛ ይዝትያ

ሩስያን ሱዳንን ኣብ ጸጥታ ክተሕእጋገዛ ይዝትያ

RADIO ERENA – Tuesday, 30 April 2024 ብምክትል ጉዳያት ወጻኢን ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን፣ ሚኻኤል ቦግዳኖቭ ዝምራሕ ላዕለዎይ ልኡኽ ሩስያ ኣብ ሱዳን ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ [...]
ካብ ጂቡቲ ናብ ስዑዲ ዓረብ ትጓዓዝ ዝነበረት ናይ ጽዕነት መርከብ መጥቃዕቲ ተኻይዱላ

ካብ ጂቡቲ ናብ ስዑዲ ዓረብ ትጓዓዝ ዝነበረት ናይ ጽዕነት መርከብ መጥቃዕቲ ተኻይዱላ

RADIO ERENA – Tuesday, 30 April 2024 ሑቲ፣ ካብ ጂቡቲ ናብ ስዑዲ ዓረብ ተመርሕ ንዝነበረት ናይ ጽዕነት መርከብ ብሰኑይ 29 ሚያዝያ ከምዘጥቅዐ ተገሊጹ። እታ ናይ ማልታ ባንዴራ ተንበልብል ዝነበረት መርከብ፣ ካብ [...]
ካፍ፣ ሞሮካዊት ክለብ ረናሳንስ በርካን ኣብ ልዕሊ ኣአንጋዲት ጋንታ ዩኤስኤምኤ ናይ ኣልጀርያ  3ብ0 ክትዕወት ወሲኑ

ካፍ፣ ሞሮካዊት ክለብ ረናሳንስ በርካን ኣብ ልዕሊ ኣአንጋዲት ጋንታ ዩኤስኤምኤ ናይ ኣልጀርያ 3ብ0 ክትዕወት ወሲኑ

RADIO ERENA – Friday, 26 April 2024 ብሰንበት ኣብ መንጐ ሞሮካዊት ክለብ በርካንን ኣልጀርያዊት ክለብ ኡስማን ክሳለጥ ተመዲቡ ዝነበረ፤ ቀዳማይ እግሪ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ፍርቒ ፍጻመ ንዋንጫ ኮንፈደረሽን ኩዕሶ [...]
ኣብ ሱዳን ልዕሊ 160 ደቂንስትዮ ከምዝተጨውያ ሓድሽ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ   ግብጺ፣ 16 ደቂንስትዮ ተኣሲረን

ኣብ ሱዳን ልዕሊ 160 ደቂንስትዮ ከምዝተጨውያ ሓድሽ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ ግብጺ፣ 16 ደቂንስትዮ ተኣሲረን

RADIO ERENA – Friday, 26 April 2024 ብጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዶጋሎ ዝምራሕ ፈጣን ሓይልታት፤ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ልዕሊ 160 ደቂንስትዮ ከምዝጨወየ ሓድሽ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። እዚ ብዛዕባ ም [...]
ኣብ 1991 ደው ዝበለ ኩዕታ ነዳዲ ሶማል ዳግም ይበራበር

ኣብ 1991 ደው ዝበለ ኩዕታ ነዳዲ ሶማል ዳግም ይበራበር

RADIO ERENA – Friday, 26 April 2024 ብኩባንያታት ሸቭሮን፣ኢኒ፣ኤክሶንሞቢልን ሸልን ዝርከብዎም ዓለምለኻውያን ኩባንያታት ነዳዲ ኣብ 1950ታት ኣብ ሶማልያ ዳህሳስ ጀሚሮም እኳ እንተነበሩ፣ ኣብ መጀመርታ 199 [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ ሓንቲ ናይ ንግዲ መርከብ ካብ መጥቃዕቲ ንስክላ ኣምሊጣ

ቀይሕ ባሕሪ፣ ሓንቲ ናይ ንግዲ መርከብ ካብ መጥቃዕቲ ንስክላ ኣምሊጣ

RADIO ERENA – Thursday, 25 April 2024 ብረቡዕ 24 ሚያዝያ፣ ብቀይሕ ባሕሪ እትሓልፍ ዝንበረት ናይ ንግዲ መርከብ፣ ካብ ዝተተኮሰላ ሚሳይላት፣ ካብ መጥቃዕቲ ንስክላ ከምዘምለጠት ተሓቢሩ። እታ ዛጊት ዋንነት ዘ [...]
ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 21 ሰባት ሞይቶም

ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 21 ሰባት ሞይቶም

RADIO ERENA – Thursday, 25 April 2024 ኣብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ፣ ኢትዮጳውያን ተመለስቲ ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ጃልባ፣ ብሰሉስ 23 ሚያዝያ፣ ብምጥሓላ ቆልዑን ደቂንስትዮን ዝርከብዎም ብውሕዱ 21 ሰባት ከምዝሞ [...]
‘ቀቢላ ብን ዓምር፣ መበቆሎም ኤርትራ ስለዝኾነ፣ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም’ ሓላፊ ጸጥታ ዞባ ከሰላ ነበር

‘ቀቢላ ብን ዓምር፣ መበቆሎም ኤርትራ ስለዝኾነ፣ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም’ ሓላፊ ጸጥታ ዞባ ከሰላ ነበር

RADIO ERENA – Thursday, 25 April 2024 ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከቡ ዜጋታት ሱዳን፣ መበቆሎም ካብ ካልእ ሃገር ስለዝኾነ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም ዝበለ ሓላፊ ጸጥታ እቲ ዞባ ነበረ፣ ብርጋዴር ባድረዲን ዓብደልሓ [...]
ወኪል ሱዳን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣልሓሪት እድሪስ፣ ባይቶ ጸጥታ ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ  ክኹንን ጸዊዑ

ወኪል ሱዳን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣልሓሪት እድሪስ፣ ባይቶ ጸጥታ ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክኹንን ጸዊዑ

RADIO ERENA - Wednesday, 24 April 2024 ወኪል ሱዳን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣልሓሪት እድሪስ፣ ኢማራት ዓረብ ንፈጣን ሓይልታት ሱዳን ኣጽዋር፣ መካይንን ፋይናንሳዊ ደገፍን ትድግፍ'ያ ብዝብል ባይቶ ጸጥታ ክኹንን ድሕ [...]
1 19 20 21 22 23 386 210 / 3853