Category: ኣህጉራዊ ዜና

ስርሒት ትንሳኤ ኣንበሳ – ብኣስመሮም ሃይለ
RADIO ERENA - Friday, 27 June 2025
https://www.youtube.com/watch?v=YXQNJRDwb8I Read More
ፈረንሳ፣ ግዝኣታ ኣብ ዝኾነ ክፋል ኣማዞን፣ ጽኑዕ ቤት ማእሰርቲ ንምህናጽ ትውጥን
RADIO ERENA - Tuesday, 20 May 2025
ፈረንሳ፣ ኣብ ደቡባዊ ኣመሪካ፣ ንብራዚልን ሱሪናምን ኣብ ዘዋስን ጫካ ኣማዞን፣ ኣስታት 500 እሱራት ክሕዝ ዝኽእል ጽኑዕ ቤት ማእሰርቲ ንምህናጽ ውጥን ከምዘለዋ ኣፍ Read More
‘ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ናብ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን እትልእኮ ዘላ ኣጽዋር፡ ንኲናት ሱዳን የናውሕ ኣሎ’
RADIO ERENA - Wednesday, 14 May 2025
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ናብ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን እትልእኮ ዘላ ኣጽዋር፡ ኲናት ክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን ክናዋሕ ይገብር ከምዘሎ ተገሊጹ።
ኣምነስቲ ኢንተርናሽ Read More
ህወሓት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ከም ፖለቲካዊ ሰልፊ ተሰሪዙ
RADIO ERENA - Wednesday, 14 May 2025
ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)፣ ኣብ ዓመጽ ስለዝተሳተፈ ካብ ፖለቲካዊ ሰልፊ ከምዝተሰረዘ ሃገራዊ ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ምርጫ ቦርድ፣ ብ13 ግንቦ Read More
ኢንዱስትሪያዊ ፓርክ መቐለ ዝርከቡ ናይ ወጻኢ ኣውፈርቲ፣ ማሺነሪታትቶም ናብ ካልእ ሃገር ከግዕዙ ይሓቱ
RADIO ERENA - Monday, 12 May 2025
ኣብ ኢንዱስትሪያዊ ፓርክ መቐለ ዝርከቡ ኣውፈርቲ፣ ማሺነሪታቶም ናብ ካልእ ሃገር ከግዕዙ ይሓቱ ምህላዎም፣ ንኮርፐረሽን ልምዓት ናይ ኢንዱስትሪያዊ ፓርክታት ኢትዮጵያ፣ ብምጥቃስ Read More
ዴንማርክ፣ ኣብ ዓመተ 2024፣ ን864 ስደተኛታት ዑቕባ ሂባ፣ እቶም 15% ኤርትራውያን ‘ዮም
RADIO ERENA - Monday, 12 May 2025
መንግስቲ ዴንማርክ፣ ብዝሒ ስደተኛታት ናብ ዜሮ ንምውራድ ኣብ ዝግበሮ ዘሎ ድፍኢት፣ ኣብ ዓመተ 2024፣ አቲ ዝወሓደ ዑቕባ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።
እታ ኣብ ስካንዲናቭያ እትርከብ Read More
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት ናብ ሊብያ ክሰጉግ ከምዝኽእል ተገሊጹ
RADIO ERENA - Wednesday, 07 May 2025
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ሊብያ ክሰጉግ ከምዝኽእል፣ ንዝተፈላለዩ ምንጭታት ብምውካስ ሮይተርስ ኣቃሊዑ።
እቲ ኣገ Read More
‘ሑቲ ኣላሽ ስለዝበለ ኣብ የመን ከነካይዶ ዝጸናሕና ደብዳብ ደው ክብል’ዩ’ ፕረዚደንት ትራምፕ
RADIO ERENA - Wednesday, 07 May 2025
ሑቲ፣ ንጽዑቕ መጥቃዕታት ኣመሪካ ክጻወር ብዘይምኽኣሉ፣ ኣላሽ ስለዝበለ፣ ደብዳብ ደው ክብል ምዃኑ ፕረዚደንት ኣመሪካ፣ ዶናልድ ትራምፕ ሓቢሩ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ምስ ሓድሽ Read More
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር ይምድብ
RADIO ERENA - Monday, 05 May 2025
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት፣ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋሮም መዲቡ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ነቲ መደብ ናብ ግብሪ ንምስግጋር፣ ዘተ ድሮ ተጀሚሩ ከምዘሎ ሚኒ Read More
ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ፖርት ሱዳንን ከሰላን ንዝረከብ መዓርፎ ነፈርቲ ደብዲቡ
RADIO ERENA - Monday, 05 May 2025
ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ከተማታት ፖርት ሱዳንን ከሰላን ንዝረከብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዘጥቅዐ ኣፈኛ ሰራዊት መንግስቲ፣ ብርጋዴር ናቢል ዓብደላ ኣረጋጊጹ።
እቲ ብቀዳምን ሰን Read More