Category: ሃገራዊ ዜና

1 20 21 22 23 24 214 220 / 2136
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 28 July 2024 Radio Erena · ሰንበት 28 ሓምለ 2024   [...]
መርሃዊ ቅዱስ፡ ኣብ ዙር ባንዩዋንጊ ሊየን ክልተ ማልያታት ወኒኑ

መርሃዊ ቅዱስ፡ ኣብ ዙር ባንዩዋንጊ ሊየን ክልተ ማልያታት ወኒኑ

RADIO ERENA - Thursday, 25 July 2024 ተቐዳዳማይ ማሌዥያዊት ኮንቲነንታል ቲም ቴሬንጋኑ፡ ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ፡ ኣርሓ ዙር ባንዩዋንጊ ሊየን ብምዃን ብጫ ማልያ ሓፈሻዊ ግዜ ብሒቱ። ኦሎምፒካዊ መርሃዊ [...]
ኤርትራ፣ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ ኣስመራ በረራታቱ ደው ከብል ዝደለየትሉ ምኽንያት ጉዳይ ምክልባት ገያሾ ዶ ወይ ፖለቲካዊ ውሳኔ?

ኤርትራ፣ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ ኣስመራ በረራታቱ ደው ከብል ዝደለየትሉ ምኽንያት ጉዳይ ምክልባት ገያሾ ዶ ወይ ፖለቲካዊ ውሳኔ?

RADIO ERENA - Wednesday, 24 July 2024 ኤርትራ፤ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ በረራታት፣ ካብ 30 መስከረም 2024 ኣትሒዙ ደው ከብል ከምዝወሰነት ኣፍሊጣ። እቲ ብስም በ [...]
ካሌ፡ ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝተበገሰት ጃልባ ብምጥሓላ ሓደ ሰብ ሞይቱ

ካሌ፡ ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝተበገሰት ጃልባ ብምጥሓላ ሓደ ሰብ ሞይቱ

RADIO ERENA - Wednesday, 24 July 2024 ሓተቲ ዑቕባ ጺዒና፡ ካብ ገማግም ባሕሪ ካሌ ናይ ፈረንሳ፤ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝተበገሰት ናይ ጎማ ጃልባ ብምጥሓላ ሓደ ከምዝሞተ ፖሊስ 'ቲ ከባቢ ሓቢሩ። እታ [...]
ኢማኩሊ – ቀዳማይ ክፋል – Left To Tell – PART 1

ኢማኩሊ – ቀዳማይ ክፋል – Left To Tell – PART 1

RADIO ERENA - Monday, 22 July 2024 https://www.youtube.com/watch?v=liHLuQLqs30 [...]
ቢንያም ግርማይ ንቀጠልያ ማልያ ቱር ዲ ፍራንስ ብወግዒ ወኒንዋ

ቢንያም ግርማይ ንቀጠልያ ማልያ ቱር ዲ ፍራንስ ብወግዒ ወኒንዋ

RADIO ERENA - Monday, 22 July 2024 ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Intermarché – Wanty ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ቦኽሪ ኣፍሪቃዊ ዕዉት ቀጠልያ ማልያ "ብሉጽ ሸዃዃይ" ግራንድ ቱር ዲ ፍራን [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 21 July 2024 Radio Erena · ሰንበት 21 ሓምለ 2024   [...]
ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ ልዕሊ 18 ሽሕ ተማሃሮ፣ እቶም ኣስታት 75% ተሪፎም

ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ ልዕሊ 18 ሽሕ ተማሃሮ፣ እቶም ኣስታት 75% ተሪፎም

RADIO ERENA - Thursday, 18 July 2024 ኣብ ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ 18,638 ተማሃሮ ኣብያተ ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ፣ እቶም ኣስታት 75% ከምዝተረፉ ተሓቢሩ። መርበብ ዜና [...]
10 ኤርትራውያን ኣትሌታት ንኻልኦት ሃገራት ወኪሎም ኣብ ውድድር ኣትለቲክስ ፓሪስ 2024 ክቐርቡ እዮም

10 ኤርትራውያን ኣትሌታት ንኻልኦት ሃገራት ወኪሎም ኣብ ውድድር ኣትለቲክስ ፓሪስ 2024 ክቐርቡ እዮም

RADIO ERENA - Tuesday, 16 July 2024 በብዝተፈላለየ ምኽንያታት ካብ ኤርትራ ድሕሪ ምውጽኦም፣ ዑቕባ ንምሕታት ኣብ ዝተረፉለን ሃገራት፣ ዕዉታት ስፖርተኛታት ዝኾኑ 10 ኤርትራውያን፣ ነተን ዝነብሩለን ወይ ዜግነት [...]
ኣውራጃውነት – ኣብ ግዜ ገድሊ ኔሩ ድዩ?

ኣውራጃውነት – ኣብ ግዜ ገድሊ ኔሩ ድዩ?

RADIO ERENA - Monday, 15 July 2024 https://www.youtube.com/watch?v=mC3_UQZ_XLE [...]
1 20 21 22 23 24 214 220 / 2136