Category: ሃገራዊ ዜና

1 169 170 171 172 173 214 1710 / 2136
ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ጉዳይ ቀቢላዊ ግጭታት ምብራቕ ሱዳን ከምዝተመያየጣ ዲፕሎስያውን ምንጭታት ኣንፊቶም

ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ጉዳይ ቀቢላዊ ግጭታት ምብራቕ ሱዳን ከምዝተመያየጣ ዲፕሎስያውን ምንጭታት ኣንፊቶም

Radio Erena: 08 September 2020 መራሕቲ ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ዞብ ምብራቕ ሱዳን፣ ተጎሃሂሩ ብዛዕባ ዘሎ ቀቢላዊ ግጭታት ብዝምልከት ከምዝተመያየጡ ዲፕሎማስያውን ምንጭታት ኣ [...]
ሊብያ፣  ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ዝመለሶም 5 ኤርትራውያን ብሕጋዊ መስርሕ ተዓዊቶም ኢጣልያ ኣትዮም

ሊብያ፣ ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ዝመለሶም 5 ኤርትራውያን ብሕጋዊ መስርሕ ተዓዊቶም ኢጣልያ ኣትዮም

Radio Erena: 06 September 2020 ኣብ ሊብያ ዝነበሩ 5 ኤርትራውያን ኣንጻር መንግስቲ ኢጣልያ ድሕሪ ዝመስረቱዎ ክሲ ብምዕዋቶም፤ መሰል ዑቕባ ተዋሂቡዎም ብሕጋዊ መንገዲ ናብ ኢጣልያ ከምዝኣተዉ ተገሊጹ። ኣብ [...]
ን5 ኣዋርሕ ኣዋርሕ ተቛሪጻ ዝጸንሐት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፣ ኣርባዕተ ገጻት ጥራይ ሒዛ ዳግም ጀሚራ

ን5 ኣዋርሕ ኣዋርሕ ተቛሪጻ ዝጸንሐት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፣ ኣርባዕተ ገጻት ጥራይ ሒዛ ዳግም ጀሚራ

Radio Erena: 04 September 2020 ልሳን መንግስቲ ዝኾነት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፣ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ተቛሪጻ ድሕሪ ምጽንሓ፣ ኣርባዕተ ገጻት ጥራይ ሒዛ ድግም ጀሚራ። እታ ጋዜጣ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒ [...]
ተዓጽዩ ዝርከብ ቤት ምህርቲ ኢጣልያ ኣብ ኣስመራ ክኽፈት፣ ኣብ መንጎ መንግስታት ኢጣልያን ኤርትራን ወግዓዊ ዝርርብ ክካየድ ጻውዒት ቀሪቡ

ተዓጽዩ ዝርከብ ቤት ምህርቲ ኢጣልያ ኣብ ኣስመራ ክኽፈት፣ ኣብ መንጎ መንግስታት ኢጣልያን ኤርትራን ወግዓዊ ዝርርብ ክካየድ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 03 September 2020 መንግስቲ ኢጣልያ፣ ተዓጽያ ዘላ ኣብ ኣስመራ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ ንኽትክፈት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ዝርርብ ክቕጽል ባህላዊ ማሕበር ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኢጣልያውያን ጻውዒት ኣቕ [...]
ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ትዝከር ኣላ

ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ትዝከር ኣላ

Radio Erena: 01 September 2020 ባሕቲ መስከረም፣ መበል 59 ዓመት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ትዝከር ኣላ። እዛ ዕለት፣ ህዝቢ ኤርትራ፣ መሰል ርእሰ ውሳኔኡ ብሕጋዊን ሰለማዊን መንገዲ ስለዝተ [...]
To Betray a Revolution

To Betray a Revolution

Radio Erena: 31 August 2020 Celebrating the First of September the anniversary of the Eritrean Revolution, many Eritreans change their profile [...]
ናይ ሎሚ ሰኑይ 31 ነሓሰ ፈነወና፣-

ናይ ሎሚ ሰኑይ 31 ነሓሰ ፈነወና፣-

https://www.youtube.com/watch?v=7Gdwu2jafzE&feature=emb_title [...]
እስራኤልን ኢማራትን፣ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ወሽመጥ ዓደንን ዝስልይ መዓስከር ክሃንጻ ተሰማሚዐን

እስራኤልን ኢማራትን፣ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ወሽመጥ ዓደንን ዝስልይ መዓስከር ክሃንጻ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 30 August 2020 እስራኤልን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ምስ ወሽመጥ ዓደን ዘዋስነን ሃገራት ዝስልይ መዓስከር ክሃንጻ ከምዝተሰማምዓ ዘ ኔሽን ኣመልኪቱ። ብሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝ [...]
1 169 170 171 172 173 214 1710 / 2136