Category: ዜና

1 238 239 240 241 242 384 2400 / 3831
ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ተበግሶ ወሲዱ

ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ተበግሶ ወሲዱ

Radio Erena: 09 May 2021 ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ተበግሶ ወሲዱ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኣቦ ወንበር’ቲ ሕብረት፣ ንናይ ጋና ፕረዚደንት ነበር ጆን ድራማኒ ማሃማ፣ ከም [...]
ንህወሓትን ሸኔን ከም ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝቐረበ እማመ፣ ባይቶ’ታ ሃገር ኣጽዲቑዎ

ንህወሓትን ሸኔን ከም ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝቐረበ እማመ፣ ባይቶ’ታ ሃገር ኣጽዲቑዎ

Radio Erena: 09 May 2021 ቆንስል ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን ሸኔን ከም ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ንዘቕረቦ እማመ፣ ባይቶ’ታ ሃገር ኣጽዲቑዎ። ብወከልቲ ህዝቢ ዝቖመ ባይቶ መበል 13 ስሩዕ ዋዕላኡ ኣብ ዘካ [...]
ንሱዳንን ኢትዮጵያን ንምቕርራብ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተወስደ ተበግሶ ንካልኣይ እዋኑ ፈሺሉ

ንሱዳንን ኢትዮጵያን ንምቕርራብ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተወስደ ተበግሶ ንካልኣይ እዋኑ ፈሺሉ

Radio Erena: 07 May 2021 ብጉዳይ ዶብን ኣጠቓቕማ ናይልን ተተፋኒነን ዝርከባን ናብ ግጭት ድማ ዘምርሓን ሱዳንን ኢትዮጵያን ንምቕርራብ፣ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተወስደ ተበግሶ ከምዘይተዓወተ ዲፕሎማስያውያን [...]
ቀጠር፣ ብጉዳይ ምርጫ ተኸሲቱ ንዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ናብ ሶማል ፍሉይ ልኡኽ ሰዲዳ

ቀጠር፣ ብጉዳይ ምርጫ ተኸሲቱ ንዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ናብ ሶማል ፍሉይ ልኡኽ ሰዲዳ

Radio Erena: 07 May 2021 ኣብ ሶማል፣ ኣብ መንጎ ርእሰ ምምሕዳራትን ፕረዚደንት መሓመድ ፋርማጆን ተፈጢሩ ብሰንኪ ዘሎ ምክፍፋል፣ እታ ሃገር ናብ ዝበኣሰ ምብትታን ከይትወድቕ ተሰጊእሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ቀጠር፣ ንተተ [...]
ኤርትራዊ መትከል ኢዮብ፣  ኣብ ዙር ርዋንዳ፣ ብውህሉል ግዜ ቀዳማይ ብምዃን፡ ብጫ ናይ ክብሪ ማልያ ለቢሱ

ኤርትራዊ መትከል ኢዮብ፣ ኣብ ዙር ርዋንዳ፣ ብውህሉል ግዜ ቀዳማይ ብምዃን፡ ብጫ ናይ ክብሪ ማልያ ለቢሱ

Radio Erena: 06 May 2021 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ማሌዣዊት ኮንቲነንታል ክለብ ቴሬንጋኑ፡ መትከል ኢዮብ፡ ሎሚ ሓሙስ 6 ግንቦት፡ ቐጺሉ ኣብ ዝወዓለ 149.3 ኪሎ ሜትር ርሕቐት ዝሸፈነ ሓሙሻይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፡ ካ [...]
ጂቡቲ ንሉኣላውነት ሶማል ዘቆናጽብ ስጉምታት ትወስድ ኣላ ንዝብል ክሲ መንግስቲ ሶማል ነጺጉ

ጂቡቲ ንሉኣላውነት ሶማል ዘቆናጽብ ስጉምታት ትወስድ ኣላ ንዝብል ክሲ መንግስቲ ሶማል ነጺጉ

Radio Erena: 06 May 2021 ጂቡቲን ኬንያን፣ ንሉኣላውነትን ናጽነትን ሶማል ዘቆናጽብ ስጉምታት ይወስዳ ኣለዋ ክብል መንግስቲ ሶማል ወቒሱ። እቲ መንግስቲ ነዚ ወቐሳ ዘቕርብ ዘሎ፣ ኣብታ ሃገር ምስ ምርጫ ተተሓሒዙ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ተመያይጡ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ተመያይጡ

Radio Erena: 06 May 2021 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ጀፍሪ ፌልትማን፣ ብዛዕባ'ቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ተመያይጡ። [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ኢትዮጵያ ተዓዛቢ ምርጫ ንምልኣኽ ዝነበሮ መደብ ሰሪዙ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ኢትዮጵያ ተዓዛቢ ምርጫ ንምልኣኽ ዝነበሮ መደብ ሰሪዙ

Radio Erena: 05 May 2021 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ኢትዮጵያ ተዓዛቢ ምርጫ ንምልኣኽ ዝነበሮ መደብ ሰሪዙ። እቲ ሕብረት ነቲ መደብ ዝሰረዞ፣ እቲ ልኡኽ ክህልዎ ብዛዕባ ዝኽእል ናጽነትን ዓይነት መሳርሒ ርክባትን ብ [...]
ግብጺ፣ 3.75 ቢልዮን ኤውሮ ዝዋግአን 30 ነፈርቲ ውግእ ካብ ፈረንሳ ክትሽምት’ያ

ግብጺ፣ 3.75 ቢልዮን ኤውሮ ዝዋግአን 30 ነፈርቲ ውግእ ካብ ፈረንሳ ክትሽምት’ያ

Radio Erena: 05 May 2021 ግብጺ፣ 3.75 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን፣ ራፋል ዝዓይነትን 30 ነፈርቲ ውግእት ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ስምምዕ ከምዝኸተመት ንመግለጺ ሚኒስትሪ ምክልኻል ግብጺ ብምጥቃስ ጸብጻባት ሓቢሮም። [...]
Adieu Aronay: The Bold and Graceful

Adieu Aronay: The Bold and Graceful

Radio Erena: 05 May 2021 The Eritrean activism and media community received a stunning and sad blow on World Free Press Day as the hero-journal [...]
1 238 239 240 241 242 384 2400 / 3831