Category: ሃገራዊ ዜና
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 28 July 2024
Radio Erena · ሰንበት 28 ሓምለ 2024
[...]
መርሃዊ ቅዱስ፡ ኣብ ዙር ባንዩዋንጊ ሊየን ክልተ ማልያታት ወኒኑ
RADIO ERENA - Thursday, 25 July 2024
ተቐዳዳማይ ማሌዥያዊት ኮንቲነንታል ቲም ቴሬንጋኑ፡ ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ፡ ኣርሓ ዙር ባንዩዋንጊ ሊየን ብምዃን ብጫ ማልያ ሓፈሻዊ ግዜ ብሒቱ።
ኦሎምፒካዊ መርሃዊ [...]
ኤርትራ፣ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ ኣስመራ በረራታቱ ደው ከብል ዝደለየትሉ ምኽንያት ጉዳይ ምክልባት ገያሾ ዶ ወይ ፖለቲካዊ ውሳኔ?
RADIO ERENA - Wednesday, 24 July 2024
ኤርትራ፤ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ በረራታት፣ ካብ 30 መስከረም 2024 ኣትሒዙ ደው ከብል ከምዝወሰነት ኣፍሊጣ።
እቲ ብስም በ [...]
ካሌ፡ ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝተበገሰት ጃልባ ብምጥሓላ ሓደ ሰብ ሞይቱ
RADIO ERENA - Wednesday, 24 July 2024
ሓተቲ ዑቕባ ጺዒና፡ ካብ ገማግም ባሕሪ ካሌ ናይ ፈረንሳ፤ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝተበገሰት ናይ ጎማ ጃልባ ብምጥሓላ ሓደ ከምዝሞተ ፖሊስ 'ቲ ከባቢ ሓቢሩ።
እታ [...]

ኢማኩሊ – ቀዳማይ ክፋል – Left To Tell – PART 1
RADIO ERENA - Monday, 22 July 2024
https://www.youtube.com/watch?v=liHLuQLqs30 [...]
ቢንያም ግርማይ ንቀጠልያ ማልያ ቱር ዲ ፍራንስ ብወግዒ ወኒንዋ
RADIO ERENA - Monday, 22 July 2024
ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Intermarché – Wanty ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ቦኽሪ ኣፍሪቃዊ ዕዉት ቀጠልያ ማልያ "ብሉጽ ሸዃዃይ" ግራንድ ቱር ዲ ፍራን [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 21 July 2024
Radio Erena · ሰንበት 21 ሓምለ 2024
[...]
ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ ልዕሊ 18 ሽሕ ተማሃሮ፣ እቶም ኣስታት 75% ተሪፎም
RADIO ERENA - Thursday, 18 July 2024
ኣብ ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ 18,638 ተማሃሮ ኣብያተ ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ፣ እቶም ኣስታት 75% ከምዝተረፉ ተሓቢሩ።
መርበብ ዜና [...]
10 ኤርትራውያን ኣትሌታት ንኻልኦት ሃገራት ወኪሎም ኣብ ውድድር ኣትለቲክስ ፓሪስ 2024 ክቐርቡ እዮም
RADIO ERENA - Tuesday, 16 July 2024
በብዝተፈላለየ ምኽንያታት ካብ ኤርትራ ድሕሪ ምውጽኦም፣ ዑቕባ ንምሕታት ኣብ ዝተረፉለን ሃገራት፣ ዕዉታት ስፖርተኛታት ዝኾኑ 10 ኤርትራውያን፣ ነተን ዝነብሩለን ወይ ዜግነት [...]

ኣውራጃውነት – ኣብ ግዜ ገድሊ ኔሩ ድዩ?
RADIO ERENA - Monday, 15 July 2024
https://www.youtube.com/watch?v=mC3_UQZ_XLE [...]