Author: admin
ኢጣልያ፣ ኣብ ሓሙሽተ መዓልታት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 8 ሽሕ ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒና
Radio Erena: 04 August 2016 ኢጣልያ ኣብዘን ዝሓለፋ ሓሙሽተ መዓልታት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 8 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዘድሓነት ኣፍሊጣ። ሓለዋ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ጥራይ 1 [...]
ናብ ኮሌጃት ዘእቱ ነጥቢ ዘየምጽኡ ኣባላት 29 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ ጋሕተላይን ከባቢ ዓዲ ሓሎን ይወርዱ፣ ኣባላት 27 ዙርያ ናብ ዓዲ ኣቤቱ ይሰሓቡ
Radio Erena: 03 August 2016 ናብ ኮሌጃት ዘእቱ ነጥቢ ዘየምጽኡ ኣባላት 29 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ብምሉኦም ናብ ጋሕተላይን ከባቢ ዓዲ ሓሎን ድሕሪ ምውራዶም፣ ብብዝሒ ይሃድሙ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እ [...]
ናይ ሓድነት መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ከምዘብቕዐ፣ ካብ መዝነቱ ብገዛእ ፍቓዱ ዝተኣልየ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን እታ ሃገር ገሊጹ
Radio Erena: 03 August 2016 ብገዛእ ፍቓዱ ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ ህቡብ ተቓዋሚ ፖለቲከኛታን ላዕለዋይ በዓል ስልጣን መንግስቲ ነበርን ላም ኣኮል፣ ብፕረዚደንት ሳልቫኪር ዝምራሕ ናይ ሓድነት መንግስቲ ካብ ስልጣኑ ክእለ ከም [...]
ላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን ግብጽን ስዑዲ ዓረብን ዘትዮም
Radio Erena: 03 August 2016 ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሌተናንት ጀነራል ማሕሙድ ሓጋዚ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ግብጺ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ መርበብ ሓበሬታ ኣሕራም ገሊጹ። እቲ ላዕለዋይ ወትሃደ [...]
ኣብ ግብጺ፣ ዞባ ኣስዋን ተኣሲረን ዝርከባ 39 ኤርትራውያን ደቂንስትዮ መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ የካይዳ
Radio Erena: 02 August 2016 ኣብ ግብጺ፣ ዞባ ኣስዋን ኣብ ዝርከብ፣ ኣሸላል ዝተባህለ ቤት ማእሰርቲ ተቐይደን ዝርከባ 39 ኤርትራውያን ደቂንስትዮ መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ከምዘካየዳ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ካ [...]
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ናይ 120 ስደተኛታት ሬሳ ተረኺቡ
Radio Erena: 02 August 2016 ኣብ ምዕራባዊ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ናይ 120 ስደተኛታት ሬሳ ከምዝተረኽበ ንከንቲባ ከተማ ትሪፖሊ ሑሰን ጣዋዲ ብምጥቃስ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ከንቲባ ብሰንበት 31 ሓምለ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ [...]
ፍሉይ ኣሃዱ ሱዳን፣ ምስ ሊብያን ግብጺን ኣብ ዘዳውብ ሰሃራ ኣስታት 600 ስደተኛታት ቀይዱ
Radio Erena: 01 August 2016 ፍሉያት ሓይልታት ሱዳን፣ ምስ ሊብያን ግብጽን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኣስታት 600 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ከምዝቐየዱ ኣዛዚ እቲ ኣሃዱ ኣፍሊጡ። እቲ መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝተባህለ ኣዛዚ ፍሉ [...]
ኣሽሓት ነበርቲ ጎንደር ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰፊሕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዱ
Radio Erena: 01 August 2016 ኣሽሓት ተወላዶ ጎንደር፣ ብሰንበት 31 ሓምለ ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰፊሕ ሰላምዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ናይ ኢህወደግ ኣርማ ዘይብላ ባንዴራ ብምሓዝ ንከተማ ጎንደር ዘዕለቕለቑዋ ተወላዶ [...]
ኣብ ዶብ የመንን ስዑዲ ዓረብ ሸውዓተ ወትሃደራት ስዑዲ ተቐቲሎም
Radio Erena: 01 August 2016 ኣብ ኩዌት ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ሰላም የመን፣ ሓያሎ ምትዕንቓፍ ኣጋጢምዎ ኣብ ዘለዉ እዋን፣ ኣብ ዶብ እታ ሃገር ዓስኪሮም ዝነበሩ ሸውዓተ ወትሃደራት ስዑዲ ዓረብ ከምዝተቐትሉ ንመግለጺ ንግስነት [...]
ንኽቕየር ናብ ባንክ ዝተመልሰ ባጤራ ናቕፋ ግብሪ ክኸፈለሉ ዘገድድ ሓድሽ ሕጊ ወጺኡ
Radio Erena: 29 July 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኽቕየር ናብ ባንክ ካብ ዝተመልሰ ባጤራ ናቕፋ ግብሪ ክኸፈለሉ ዘገድድ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኡ። እቲ ብብወግዒ ዘይተሓበረ ሕጊ ምኽፋል ግብሪ፣ ነቶም ካብ 100 ሽሕ ናቕፋ ንላዕሊ ዝ [...]