Author: amanuel
ارتريا تقفل معبر أم الحجر- الحمرة الحدودي
تفيد مصادر إذاعة إرينا بأن السلطات الارترية منعت الشاحنات والتجار الاثيوبيين من المرور عبر معبر أم حجر- الحمرة الحدودي، ولم تعلن السلطات اسباب اغلاق ا [...]

መስመር ኦምሓጀር – ሑመራ ተዓጽዩ: ኣብ ጋሽ ባርካ ጽዑቕ ተፍትሽን ግፋን ይካየድ
Radio Erena: 18 April 2019
ንኤርትራን ኢትዮጵያን ከራኽብ ተኸፊቱ ዝጸንሐ መስመር ኦምሓጀር ሑመራ ብወገን ኤርትራ ከምዝተዓጽወ ተሓቢሩ።
ምስ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝተጀመረ ርክብ፣ ንንግዳዊ ልውውጥን ናይ ህዝቢ ምንቅስቓስን [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ካልእ ዞባታት፣ ኣብ ማእቶት ተዋፊሩ ዝጸንሐ ብዝሒ ሰራዊት ናብ ጋሽ ባርካ ይወርድ
Radio Erena: 18 April 2019
ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኣብ ማእቶት ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊት፣ ናብ ዞባ ጋሽ ባርካ ይንቀሳቐስ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ምንቅስቓስ ሰራዊት፣ ካብን ናብን ንቡር ፍ [...]

ሊብያ፣ ኵናት ኣብ ዝካየደላ ዘሎ ከተማ ትሪፖሊ ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ውሑስ ቦታ ክግዕዙ ጻውዒት ይቐርብ
Radio Erena: 18 April 2019
ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ትሪፖሊ ንምቁጽጻር፣ ኣብ መንጎ ሚሊሻታት ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝርከቡ ስደተኛታት፣ ናብ ውሕሱ ቦታ ክግዕዙ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃ [...]

ኡጋንዳ፣ ንፕረዚደንት ሱዳን ነበር ኣልበሺር፣ ከተዕቁቦ ከምእትኽል ኣፍሊጣ
Radio Erena: 18 April 2019
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ካብ ስልጣኑ ንዝተኣልየ ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ዑቕባ ክህቦ ከምዝኽእል ኣፍሊጡ።
ጋዜጣ ደይሊ ሞኒተር ናይ ኡጋንዳ፣ ንሚኒስተ [...]

ኤርትራውያን፣ ብሞት ኤርትራዊ ጸሓፊ ተኪኤ በየነ ዝተሰምዖም ሓዘን ይገልጹ
Radio Erena: 17 April 2019
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ማሕበረ ሰብ ፖለቲካ፣ ስነጥበብን ካልኦትን፣ ብሞት ህቡብ ኤርትራዊ ጸሓፊ ተኪኤ በየነ ዝተሰምዖም ሓዘን ይገልጹ ኣለዉ።
እቶም ኤርትራውያን ብመንገ [...]

ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ስልጣኑ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልታት ናብ ሲቪላዊ ምምሕዳር ከሰጋግር ሕብረት ኣፍሪቃ ጸዊዑ
Radio Erena: 17 April 2019
ንፕረዚደንት በሺር ብዕልዋ ዝኣለየ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ስልጣኑ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልታት ናብ ሲቪላዊ መንግስቲ ከሰጋግር ሕብረት ኣፍሪቃ ጸዊዑ።
እቲ ወትሃደራዊ ባይቶ፣ ኣብ ውሽጢ 15 [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጋምቤላ ካብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ 92 እሱራት ሃዲሞም
Radio Erena: 17 April 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዞባ ጋምቤላ፣ ካብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ፣ 92 እሱራት ከምዝሃደሙ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሃገር ሓቢሩ።
ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ዝተፈጥረ ሓድሕዳዊ ግጭት፣ እቶም እሱራ [...]

ኣፍሪቃ፣ ነዊሕ ዓመታት ኣብ ስልጣን ካብ ዝጸንሑ መራሕቲ፣ ድሕሪ በሺር ስዒቡ ዝእለ መን’ዩ? ኣብ ዝብል ኣርእስታት ትንታነታት ይቐርብ
Radio Erena: 16 April 2019
ድሕሪ ምእላይ ፕረዚደንት በሺር፣ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ስልጣን ካብ ዝርከቡ መራሕቲ፣ ስዒቡ ዝእለ መንዩ'? ኣብ ዝብል ኣርእስቲ፣ ሓያሎ ማዕከናት ዜናታት ትንታነታት የቕርባ ኣለዋ [...]

ሱዳን፣ ውድቀት ስርዓት በሺር ንቱርኪ የሻቕል
Radio Erena: 16 April 2019
ኣብ ሱዳን ንፕረዚደንት በሺር ዝኣለየ ወትሃደራዊ ዕልዋ ድሕሪ ምክያዱ፣ ቱርኪ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝጸንሓ ጽልዋ ከይትስእን ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዘላ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
[...]