Author: amanuel
![ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን ዋዕላ ሃገራዊ ባይቶ የካይድ ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን ዋዕላ ሃገራዊ ባይቶ የካይድ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/04/01-parlama-yemen.jpg)
ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን ዋዕላ ሃገራዊ ባይቶ የካይድ
Radio Erena: 14 April 2019
ኣብ ስደት ዝርከብ ፕረዚደንት የመን ዓቡልራቦ መንሱር ሓዲ፣ ኣብ ሃገሩ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ ሃገራዊ ባይቶ ተሳቲፉ።
ቅልውላው የመን ካብ ዝጅምር ንፈለማ እዋን ዝጋባእ ዘሎ ሃገራዊ ባይ [...]
![ስንኩላን ኵናት ተጋደልቲ ኤርትራ፣ ዝተሃንጸሎም ኣባይቲ ንእሙናት ኣገልገልቲ ህግደፍ ምዕዳሉ፣ ዘሕደረሎም ቁጠዐ ይገልጹ ስንኩላን ኵናት ተጋደልቲ ኤርትራ፣ ዝተሃንጸሎም ኣባይቲ ንእሙናት ኣገልገልቲ ህግደፍ ምዕዳሉ፣ ዘሕደረሎም ቁጠዐ ይገልጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/04/Disabled-Eritrean-Veterans.jpg)
ስንኩላን ኵናት ተጋደልቲ ኤርትራ፣ ዝተሃንጸሎም ኣባይቲ ንእሙናት ኣገልገልቲ ህግደፍ ምዕዳሉ፣ ዘሕደረሎም ቁጠዐ ይገልጹ
Radio Erena: 12 April 2019
ኣብ ቃኘውን ካልእ መዓስከራትን ንዝርከቡ ስንኩላን ኵናት ተጋደልቲ ኤርትራ፣ ንዓኣቶም ዝተሃንጸ ኣባይቲ፣ ንእሙናት ኣገልግልቲ ህግደፍ ምዕዳሉ ዘሕደረሎም ቁጠዐ ብምረት ይገልጹ ከምዘሎ ምንጭታት [...]
![ፕረዚደንት ሱዳን፣ ብተቓውሞ ህዝቢን ወትሃደራዊ ሓይልን ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ ፕረዚደንት ሱዳን፣ ብተቓውሞ ህዝቢን ወትሃደራዊ ሓይልን ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/04/Bashir-gone.jpg)
ፕረዚደንት ሱዳን፣ ብተቓውሞ ህዝቢን ወትሃደራዊ ሓይልን ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ
Radio Erena: 12 April 2019
ን30 ዓመታት ንሱዳን ዝመርሐ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ንሓያሎ ኣዋርሕ ኣንጻሩ ክካየድ ብዝጸንሐ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ብሓገዝ ሰራዊት እታ ሃገር ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ።
እቲ ፕረዚደ [...]