Author: amanuel

ኣስመራ፣ ብኩፖን ዝዕድል ዝነበረ ክልተ ባኒ ናብ ሓደ ወሪዱ
Radio Erena: 17 July 2019
ኣስመራ፣ ምስ ምኽፋት ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ዋጋኡ ተረጋጊኡ ዝጸንሐ ባኒ እናተሳእነ ይመጽእ ኣሎ።
መንግስቲ፣ ብኩፖን ንሓደ ሰብ ክልተ ባኒ ክዕደል እኳ እንተጸንሐ፣ ኣብዚ እዋ [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ክትገብር’ያ
Radio Erena: 17 July 2019
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ክትገብር ምዃና ኣፍሊጣ።
እቲ ብ"ስም ሸኽ ከሊፋ" ንኢትዮጵያ ተመዲቡ ዘሎ ምወላ፣ ከም ኣካል ናይቲ ሕቡራት ኢማራት [...]

መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዝካየደሉ መስመር ጁባ-ኒሙለ ሓይልታት ጸጥታ ከዋፍር ኡጋንዳ ሓቲታ
Radio Erena: 17 July 2019
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዝካየደሉ መስመር ጁባ-ኒሙለ፣ ሓይልታት ጸጥታ ከዋፍር ኡጋንዳ ምሕታታ ጋዜጣ ኒው ቪዥን ካብ ካምፓላ ሓቢራ።
ኡጋንዳ ነዚ ሕቶ ተቕር [...]

ኤርትራ፣ ዝተዓጽዋ ትካላት ጥዕና፣ ዓመታዊ ንኣስታት200 ሽሕ ሰባት ናጻ ኣገልግሎት ይህባ ኔረን
Radio Erena: 16 July 2019
መንግስቲ ኤርትራ ዝዓጸወን፣ ብካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ዝእለያ ትካላት ጥዕና፣ ዓመታዊ ንኣስታት200 ሽሕ ሰባት ኣገልግሎት ይህባ ምንባረን ተሓቢሩ።
መርበብ ሓበሬታ cath.ch፣ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ንምጅማር ይዳሎ
Radio Erena: 16 July 2019
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ንምጅማር ኣብ ምድላው ከምዝርከብ ዲፕሎማሲያውን ምንጭታት ሓቢሮም።
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ 17 ሓምለ 2018ብወግዒ [...]

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ፣ምጽራይ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንሓደ ዓመት ክናዋሕ ወሲኑ
Radio Erena: 15 July 2019
ህዩማን ራይትስ ዎች ዝርከቦም ሓያሎ ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰብ፣ ነቲ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ምጽራይ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንሓደ ዓመት ክናዋሕ ዝወሰዶ ውሳኔ ብሓጎስ ተ [...]

ናይ መባእታ ቤት ትምህርታት እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ህጻናት፣ ከይምዝግባ ንዘካዪዶኦ ዘለዋ ምድንጓያት ብዝምልከት ክሲ ቀሪቡ
Radio Erena: 15 July 2019
ናይ መባእታ ቤት ትምህርታት እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ህጻናት፣ ከይምዝግባ ንዘካዪዶኦ ዘለዋ ምድንጓያት ብዝምልከት ክሲ ቀሪቡ።
ማዕከን ዜና ሃረጽ ብዕለት 9 ሓም [...]

ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን ናይቶም ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ እንከለዉ ዝተቐትሉ ሰባት ናይ ዝኽሪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም
Radio Erena: 15 July 2019
ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን ናይቶም ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ እንከለዉ ዝተቐትሉ ሰባት ዝኽሪ ንምክያድ ኣብ በበይኑ ከተማታት እታ ሃገር ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም።
ኣብቲ ብቀዳ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ኣባል ሰልፍታት ኢህወደግ ተፈጢሩ ዘሎ ምፍሕፋሕ ናብ ዝለዓለ ጠርዙ የምርሕ
Radio Erena: 14 July 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ኣባል ሰልፍታት ኢህወደግ ተፈጢሩ ዘሎ ምፍሕፋሕ ናብ ዝለዓለ ጠርዙ የምርሕ ኣሎ።
ብ9 ሓምለ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተጋበአ ማእከላይ ሽማግለ ህወሓት፣ ናይዚ ኣብ ዝሓለፈ [...]

ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ዕልዋ ስልጣን ከምዘፍሸለ ገሊጹ
Radio Erena: 14 July 2019
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ዕልዋ ስልጣን ክካየድ ተፈቲኑ ከምዘፍሸሎ ገሊጹ።
ሓላፊ ጸጥታ’ቲ ጉጅለ ጀማል ዑመር ኢብራሂም ኣብ ተለቪዥን’ታ ሃገር ቀሪቡ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ሓሙሽተ ጥሮ [...]