Author: amanuel

1 506 507 508 509 510 578 5080 / 5779
ሕ/ኢ ዓረብ፣ 400 ሽሕ ተማሃሮ ሱዳን ንምሕጋዝ ዝውዕል 15 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

ሕ/ኢ ዓረብ፣ 400 ሽሕ ተማሃሮ ሱዳን ንምሕጋዝ ዝውዕል 15 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

Radio Erena: 25 December 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ንዝርከቡ ኣስታት 400 ሽሕ ተማሃሮ ንምሕጋዝ ዝውዕል 15 ሚልዮን ዶላር ከምዝለገሰት ኣፍሊጣ። እቲ ሓገዝ፣ መብዛሕትኡ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ [...]
ሽውደን፣ ብጾታዊ ዓመጽ፣ 5 ዓመት ክእሰሩ ክልተ ዝተፈርዶም ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ከይስጎጕ ተበይኑ

ሽውደን፣ ብጾታዊ ዓመጽ፣ 5 ዓመት ክእሰሩ ክልተ ዝተፈርዶም ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ከይስጎጕ ተበይኑ

Radio Erena: 24 December 2019 ኣብ ሽወደን፣ "ንሓንቲ መንእሰይ ዓሚጽኩም ተባሂሎም" ዝተኸሰሱ ክልተ ኤርትራውያን፣ ነፍሲ ወከፎም ሓሙሽተ ዓመታት ብጽኑዕ ክእሰሩ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ከምዝወሰነ ጋዜጣ ኣፍቶንብላ [...]
ቱርኪ፣ ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ሶማል ተሰልጥን

ቱርኪ፣ ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ሶማል ተሰልጥን

Radio Erena: 24 December 2019 ቱርኪ፣ ንፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ሶማል ኣብ ተሰልጥን ከምዘላ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠ፣ ኣዛዙ ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ቱርኪ ሰላሚ ቱርከር፣ ትማሊ ሰንይ 23 ታሕሳስ ኣብ ሞቛድ [...]
በዓልቲ ቤት ም/ፕርዚደንት ዚምባብዌ፣ ብፈተነ ቅትለት በዓል ቤታ ተኸሲሳ

በዓልቲ ቤት ም/ፕርዚደንት ዚምባብዌ፣ ብፈተነ ቅትለት በዓል ቤታ ተኸሲሳ

Radio Erena: 24 December 2019 ብሜሪ እትፍለጥ በዓልቲ ቤቱ ንምክትል ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ሙባይዋ ችዌንጋ፣ ብፈተነ ቅትለት በዓል ቤታ ኮንስታንቲኖ ችዌንጋ ተኸሲሳ። ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ብዘቕርብኦ ዘለ [...]
Highway to suicide: The plight of Eritreans in Diaspora

Highway to suicide: The plight of Eritreans in Diaspora

Radio Erena: 23 December 2019 Contrary to their legendary struggle for independence and dignity (1961-1991), the present of the Eritrean people [...]
ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን፣ ሓባራዊ ኮሚሽን ጸጥታ ኣቝመን

ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን፣ ሓባራዊ ኮሚሽን ጸጥታ ኣቝመን

Radio Erena: 23 December 2019 ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ጸጥታን ወትሃደራዊ ጉዳያትን ዘተኮረ ምምኽኻር ከምዘካየዳ ዲፕሎማስያውን ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ ብ18 ን19ን ታሕሳስ፣ ኣብ ሪያድ ዝተኻየደ ፈላሚ [...]
ሶማል፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ተጠቒዓ

ሶማል፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ተጠቒዓ

Radio Erena: 23 December 2019 ሶማል፣ ኣብዚ 25 ዓመታት ዝኸበደ ምዃኑ ዝተገልጸ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ተኸሲቱ። እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፣ ዶብ ኢትዮጵያ ሰጊሩ ዝኣተወ ወራር፣ ኣብ ልዕሊ 10ታት ኣሽሓ [...]
Updated: ኣብ ግጥማት ሴካፋ 2019 ብሩር ዝተሸለመት ሃ/ጋ ኤርትራ፣ ሸውዓተ ተጻወታ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፎም

Updated: ኣብ ግጥማት ሴካፋ 2019 ብሩር ዝተሸለመት ሃ/ጋ ኤርትራ፣ ሸውዓተ ተጻወታ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፎም

Radio Erena: 22 December 2019 ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት ሴካፋ 2019፣ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ፣ ብሩር ማዳልያ ዘንጠልጠለት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ሸውዓተ ተጻወታ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፎም። [...]
ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ስግኣት ንናጽነት ሃይማኖታዊ መሰላት ምኽባር ውልቃዊ እምነት ተባሂላ ገና ኣብ ጸሊም መዝገብ ትርከብ

ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ስግኣት ንናጽነት ሃይማኖታዊ መሰላት ምኽባር ውልቃዊ እምነት ተባሂላ ገና ኣብ ጸሊም መዝገብ ትርከብ

Radio Erena: 22 December 2019 ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ስግኣት ንናጽነት ምኽባር ውልቃዊ እምነት ተባሂላ ገና ኣብ ጸሊም መዝገብ ከምዘላ ተገሊጹ። ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ብዕለት 19 ታሕሳስ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ካልኣይ ርክብ ኣካዪደን

ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ካልኣይ ርክብ ኣካዪደን

Radio Erena: 22 December 2019 ወከልቲ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ኣብ ከተማ ኻርቱም ከምዝተራኸቡ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እተን ብሚኒስተራት ሃብቲ ማይ ዝተወከላ [...]
1 506 507 508 509 510 578 5080 / 5779