Author: amanuel
![ከሰላ፣ ከቢድ ዋሕዲ ነዳዲ ተኸሲቱ ከምዘሎ ተገሊጹ ከሰላ፣ ከቢድ ዋሕዲ ነዳዲ ተኸሲቱ ከምዘሎ ተገሊጹ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/sudan-transport.jpg)
ከሰላ፣ ከቢድ ዋሕዲ ነዳዲ ተኸሲቱ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 19 March 2020
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ምብራቕ ብፍላይ ኣብ ከሰላን ከባቢኣን ንኣዋርሕ ዝጸንሐ ዋሕዲ ነዳዲ ናብ ዝበኣሰ ከምዝተሰጋገረ ተሓቢሩ።
ነዳዲ ዝዕድላ ትካላት ካብ ሰኑይ ኣትሒዘን ብስሩዕ ከከፋፍላ ኣብ [...]
![ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ኣጠቓቕማ ወደብ ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ኣጠቓቕማ ወደብ ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/port-djibou-400x200.jpg)
ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ኣጠቓቕማ ወደብ ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን
Radio Erena: 19 March 2020
ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ኣጠቓቕማ ወደባት ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየዳ ተሓቢሩ።
እዚ ዝተሓበረ፣ ብሚኒስተር ሕርሻ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደባት ጂቡቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ወደባ [...]
![Is Eritrea Prepared for the Pandemic? Is Eritrea Prepared for the Pandemic?](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/COVID-19.png)
Is Eritrea Prepared for the Pandemic?
Radio Erena: 18 March 2020
As the world reels under the Coronavirus (Covid-19) panic, serious questions are earnestly raised about the prepared [...]
![ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጽን ኣብ ዘሰሓሕበን ዘሎ ጉዳይ ክትሽምግል ምዃና ገሊጻ ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጽን ኣብ ዘሰሓሕበን ዘሎ ጉዳይ ክትሽምግል ምዃና ገሊጻ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/dam.jpg)
ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጽን ኣብ ዘሰሓሕበን ዘሎ ጉዳይ ክትሽምግል ምዃና ገሊጻ
Radio Erena: 18 March 2020
ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮዮጵያን ግብጽን፣ ብጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን እናተጎሃሃረ ዝመጽእ ዘሎ ምስሕሓብ ክትሽምግል ምዃና ምክትል ኣቦ መንበር ናይቲ ንሱዳን [...]
![ቻይና፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ነክዩ ቻይና፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ነክዩ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/china-400x255.jpg)
ቻይና፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ነክዩ
Radio Erena: 18 March 2020
ምልክታት እዚ ንዓለምና ኣሻቒሉ ዘሎ ኮረና ቫይረስ ዝተራእየላ ፋልመይቲ ሃገር ዝኾነት ቻይና፣ ምስፍሕፋሕ ለበዳ እቲ ሕማም ከምዝነከየ ትገልጽ ኣላ።
ብፍላይ ብከቢድ ዝተሃስየ ዞባ ሁ [...]
![ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምምካት ኣስታት 100 ሽሕ ፖሊስ ኣዋፊራ ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምምካት ኣስታት 100 ሽሕ ፖሊስ ኣዋፊራ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/France-650x426.png)
ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምምካት ኣስታት 100 ሽሕ ፖሊስ ኣዋፊራ
Radio Erena: 17 March 2020
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ፣ ንኣስታት 2 ሰሙን፣ ሃገር ምልእቲ ክትውሸብ ኣዋጅ ኣውጺኡ።
ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ብቴሌቪዥን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ [...]
![ኤርትራ ምድላዋት ክትገብረሉ ዝጸንሐት ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ተሰጋጊሩ ኤርትራ ምድላዋት ክትገብረሉ ዝጸንሐት ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ተሰጋጊሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/Nationl-team.png)
ኤርትራ ምድላዋት ክትገብረሉ ዝጸንሐት ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ተሰጋጊሩ
Radio Erena: 17 March 2020
መበል 16 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ብሰሪ ስግኣት ሕማም ኮሮና ቫይረስ፡ ናብ ካልእ እዋን ተሰጋጊሩ።
እዚ ካብ 23 ክሳብ 29 መጋቢት ኣብ ሞውሪሽየስ ክካየድ ተሓ [...]
![ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 300 ወትሃደራውያን መኮንናትን ሰበ ስልጣን ተኣሲሮም ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 300 ወትሃደራውያን መኮንናትን ሰበ ስልጣን ተኣሲሮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/Saudi-Arabia.png)
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 300 ወትሃደራውያን መኮንናትን ሰበ ስልጣን ተኣሲሮም
Radio Erena: 17 March 2020
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ወትሃደራውያን መኮንናት፣ ሓለፍቲ ጸጥታን ሰበ ስልጣንን ዝርከብዎም ኣስታት 300 ሰባት ኣሲራ።
እታ ሃገር ብ15 መጋቢት ኣብ ዝዘርግሓቶ መግለጺ፣ ምእሳር እ [...]
![ኤርትራ፣ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 120 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም ኤርትራ፣ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 120 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/Assab-and-Hodiedah.png)
ኤርትራ፣ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 120 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: 16 March 2020
ኣብ ኤርትራ፣ በብእዋኑ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዓሳ እናገፈፉ ዝተታሕዙ ኣስታት 120 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም።
እቶም ኣብ ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ማያት ዝተታሕዙ የመናውያ [...]
![ኮሮናቫይረስ ዛጊት ኣብ 26 ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ተገሊጹ ኮሮናቫይረስ ዛጊት ኣብ 26 ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/africa.jpg)
ኮሮናቫይረስ ዛጊት ኣብ 26 ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ተገሊጹ
Radio Erena: 16 March 2020
ምስፍሕፋሕ ሕማም ኮረና ቫይረስ ብደረጃ ዓለም ኣሻቃሊ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ካብ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብተን 26 ምልክታት እቲ ሕማም ከምዝተራእየ ተረጋጊጹ።
እቲ ሕማም ጎረባብ [...]