Author: amanuel

1 452 453 454 455 456 568 4540 / 5675

قوات خفر السواحل اليمنية تقول أنها أسرت جنودا من القوات البحرية الارترية

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الخميس 4 يونيو 2020 نسبت صحيفة "عدن الغد" والتي تصدر في عدن إلى قائد قوات خفر السواحل اليمنية اللواء ركن خالد محمد صالح [...]
“ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ደሴታት የመን መጥቃዕቲ ኣካይዱ” ክብላ ንኣዛዚ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና የመን ሓቢረን

“ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ደሴታት የመን መጥቃዕቲ ኣካይዱ” ክብላ ንኣዛዚ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና የመን ሓቢረን

Radio Erena: 04 June 2020 "ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ደሴታት ዙቑርን ሓኒሽን ናይ የመን፣ መጥቃዕቲ ኣካይዱ" ክብላ፣ ጋዜጣታት የመን ንኣዛዚ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሜጀር ጀነራል ኻልድ ኣል ቓማሊ ብምጥቃስ ሓቢረን። [...]
ኣብ ዞባታት ሰሜናዊን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ፣ ግራውቶም ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዐ ስድራቤታት ሓገዝ ይጽበዩ

ኣብ ዞባታት ሰሜናዊን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ፣ ግራውቶም ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዐ ስድራቤታት ሓገዝ ይጽበዩ

Radio Erena: 04 June 2020 ኣብ ኤርትራ፣ በብእዋኑ ኣብ ዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ብዝያዳ ዝተሃስየ ዞባታት ኤርትራ፣ ሰሜናውን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ'ዩ። ኣብዚ ብተደጋጋሚ ዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ብዙሕ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣማሓዳሪ ከባቢን ሓለፊ ጸጥታን ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣማሓዳሪ ከባቢን ሓለፊ ጸጥታን ተቐቲሎም

Radio Erena: 04 June 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣማሓራ፣ ሓደ ኣማሓዳሪን ሓላፊ ጸጥታን ናይ ሓደ ከባቢ፣ መንነቶም ብዘይተፍልጡ ዕጡቓት ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢረን። እቶም ኣብ ሰሜን ወሎ ና [...]
ን21 ኣዋርሕ ኣብ ቤት ማኣሰርቲ ካይሮ ዝተሳቐየ ግብጻዊ፣ ንቀ/ሚ ነበር፣ ኣብ ኣመሪካ ከሲስዎ

ን21 ኣዋርሕ ኣብ ቤት ማኣሰርቲ ካይሮ ዝተሳቐየ ግብጻዊ፣ ንቀ/ሚ ነበር፣ ኣብ ኣመሪካ ከሲስዎ

Radio Erena: 04 June 2020 መሓመድ ሱልጣን፣ ኣብ ኣመሪካ፣ ቨርዢንያ ዝምቕማጡ ወዲ 30 ዓመት መንእሰይ'ዩ። እዚ ግብጻዊ ኣመሪካዊ መንእሰይ፣ ኣብ ሃገሩ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ህዝባዊ ናዕብታት ተታሒዙ'ዩ፣ ኣብ 2013 [...]

صحيفة حريات التركية تؤكد احتجاز ثلاثة بحارة اتراك في ارتريا

إذاعة ارينا الدولية: الاخبار الاربعاء 3 يونيو 2020 أشارت صحيفة حريات التركية واسعة الانتشار بأن ارتريا تحتجز ثلاثة بحارة اتراك، وقالت الصحيفة في خبر [...]
ድሕሪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ቱሪዚም ኣብ ኣፍሪቃ ብ3.5% ክዓቢ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

ድሕሪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ቱሪዚም ኣብ ኣፍሪቃ ብ3.5% ክዓቢ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 03 June 2020 ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ካብ ቱሪዝም ዝረኽብኦ ዝነበራ ኣታዊ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዳርጋ ናብ ዜሮ'ዩ ወሪዱ ዘሎ። እቲ ለበዳ፣ ናህሩ ቀኒሱ፣ ኣብ ዝመጽእ ኣዋርሕ መዓርፎ ነፈ [...]
ካርቱም፣ ብሰንኪ ኮረና ዝተኣወጀ ሰዓታት እቶ እቶ ንክልተ ሰሙን ኣናዊሓ

ካርቱም፣ ብሰንኪ ኮረና ዝተኣወጀ ሰዓታት እቶ እቶ ንክልተ ሰሙን ኣናዊሓ

Radio Erena: 03 June 2020 ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ፣ ብዝያዳ ካብ ዝተሃስያ ሃገራት ዝኾነት ሱዳን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ዝተኣወጀ ሰዓታት እቶ እቶ ንተወሳኺ ክልተ ሰሙን ተናዊሑ። ብዘይካ'ዚ፣ ካብ 1 [...]
ደሃዮም ዝጠፍአ ሰለስተ ባሕረኛታት ቱርኪ፣ ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ክህልዉ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ

ደሃዮም ዝጠፍአ ሰለስተ ባሕረኛታት ቱርኪ፣ ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ክህልዉ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 02 June 2020 ንክሊ ማያት ዓለምና ኣብ ምዛር ዝነበሩ ሰለስተ ባሕረኛታት ቱርኪ፣ ደሃዮም ዝጠፍኣሉ ናይ መወዳእታ ቦታ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቶም ደሃዮም ካብ ዝጠፍአ ወርሒን [...]
ኤርትራ ዘይብሉ ናጻ ናይ ንግዲ ከባቢ ኣፍሪቃ (AfCFTA)፣  ኣብ ግብሪ እንተውዒሉ፣ ድሕሪ ኮረና ቫይረስ፣ ቁጠባ ንምሕዋይ ክሕዝግ ይኽእል’ዩ ተባሂሉ

ኤርትራ ዘይብሉ ናጻ ናይ ንግዲ ከባቢ ኣፍሪቃ (AfCFTA)፣ ኣብ ግብሪ እንተውዒሉ፣ ድሕሪ ኮረና ቫይረስ፣ ቁጠባ ንምሕዋይ ክሕዝግ ይኽእል’ዩ ተባሂሉ

Radio Erena: 02 June 2020 ኣህጉር ኣፍሪቃ ናጻ ናይ ንግዲ ከባቢ (African Continental Free Trade Area - AfCFTA) ድሕሪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዝህሉ ቁጠባዊ ሕውየት ክሕግዝ ናብ ትግባረ ክ [...]
1 452 453 454 455 456 568 4540 / 5675