Author: amanuel

“ኣብ መንጎ ፖለቲካ ኤርትራን ኢትይጵያን፡ ሓሳባዊ መንደቕ በርሊን ክህነጽ ኣለዎ”
RADIO ERENA - Saturday, 12 July 2024
https://www.youtube.com/watch?v=KfODqVIFz9s&t=1s [...]
ንክልተ ወተሃደራውያን ወገናት ሱዳን ናብ ስምምዕ ንምብጻሕ ዘተ ተኻይዱ
RADIO ERENA - Friday, 12 July 2024
ንክልተ ወተሃደራውያን ወገናት ሱዳን፣ ናብ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ንምብጻሕ ዝዓለመ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመርሐ ዝርርብ ኣብ ስዊዘርላንድ ጀኔቫ ከም ዝተኻየደ ሮይተርስ [...]
ሑቲ፣ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ጀሚሩ 166 መራኽብ ዒላማ ከምዝገበረ ገሊጹ
RADIO ERENA - Friday, 12 July 2024
ሑቲ ናይ የመን ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ጀሚሩ ምስ እስራኤል፡ ኣመሪካን ዓባይ ብሪጣንያን ምትእስሳር ኣለወን ዝበለን 166 መራኽብ ዒላማ [...]
ቢንያም ግርማይ ሃትሪክ ዓወታት መድረኽ ተጓናጺፉ
RADIO ERENA - Friday, 12 July 2024
ኣብ ውድድር ግራንድ ቱር ዲ ፍራንስ 2024ብተደጋጋሚ ታሪኽ ኣብ ምስራሕ ዝርከብ፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Intermarché – Wanty ቢንያም [...]

”ምስ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ውልቃዊ ጽልኢ የብለይን” ብርሃነ ብራሽ
RADIO ERENA - Thursday, 11 July 2024
https://www.youtube.com/watch?v=R1nUYkKDs58 [...]
رواندا تقول إنها لن تعيد الأموال التي استلمتها من بريطانيابعد إنهاء اتفاق المهاجرين
إذاعة إرينا الدولية :10.07.2024
قالت الحكومة الرواندية الثلاثاء إنها لن تعيد الأموال التي استلمتها من بريطانيا في الاتفاق الذي أبرم بين الطرفين ب [...]
ውጥን ምስጓግ ሓተቲ ዑቕባ ካብ ብሪጣንያ ናብ ሩዋንዳ ደው ኢሉ
RADIO ERENA – Wednesday, 10 July 2024
ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ስታርመር ናብ ሩዋንዳ ምስጓግ ስደተኛታት ደው ኣቢሉ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ሰልፊ ዕዮ ኬር ስታርመር፡ እቲ ውጥን ምሉእ ብምሉእ ደው ከም [...]
ኢትዮጵያ፣ ዝተጨውዩ ኣስታት 100 ተማሃሮ ዪኒቨርሲቲ ንምልቃቕ፡ ንነፍሲ ወከፍ ሓደ ሚልዮን ብር ክኽፈለሎም ይሕተት
RADIO ERENA - Wednesday, 10 July 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ዕጡቓት ንዝጨወይዎም ኣስታት 100 ሰባት ንኽፍንው፣ ንነፍሲ ወከፍ ሰብ ሓደ ሚልዮን ብር ወይ ልዕሊ 17 ሽሕ ዶላር ክ [...]
ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ናብ ኤርትራ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ድማ ናብ ሱዳን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዶም
RADIO ERENA - Wednesday, 10 July 2024
ብጉዳይ እቲ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝኸተሞ፣ ንዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ዝምልከት ናይ መረዳድኢ ሰነድ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ምስሕሓብ ዝርከብ ፕረዚደንት ሓሰን [...]
الشرطة الاوغندية تعلن القبض على شابين إرتريين للاشتباه في قيامهما بقتل شاب إرتري
إذاعة إرينا الدولية 10.07.2024
أعلنت الشرطة الأوغندية، الثلاثاء 9 يوليو 2024، القبض على إرتريين اثنين للاشتباه بصلتهما بمقتل إرتري في منطقة كابالاج [...]