Author: amanuel

1 408 409 410 411 412 537 4100 / 5370
ኣብ ሱዳን ሰሜናዊ ክፋል ኡምዱርማን፣ 28 ሰባት ዝተቐብሩሉ ጋህሲ ተረኺቡ

ኣብ ሱዳን ሰሜናዊ ክፋል ኡምዱርማን፣ 28 ሰባት ዝተቐብሩሉ ጋህሲ ተረኺቡ

Radio Erena: 26 July 2020 ኣብ ሱዳን ሰሜናዊ ክፋል ኡምዱርማን፣ 28 ሰባት ዝተቐብሩሉ ጋህሲ ተረኺቡ። ኣኽባር ሕጊ’ታ ሃገር ብዓርቢ 24 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቶም ብሓንሳብ ኣብ ሓደ ጉድጓድ ተቐቢሮም [...]
ኢትዮጵያ፤ ፖሊስ ዞባ ኦሮምያ፣ ንመስራቲ ‘ደሞክራስያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ’ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትዩ

ኢትዮጵያ፤ ፖሊስ ዞባ ኦሮምያ፣ ንመስራቲ ‘ደሞክራስያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ’ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትዩ

Radio Erena: 26 July 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ፖሊስ ዞባ ኦሮምያ፣ ንመስራቲ ‘ደሞክራስያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ’ ኣቶ ልደቱ ኣያሌው ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ተገሊጹ። ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣብ ዝሃቦኦ ሓበሬታ፣ ኣቶ ል [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ ን5 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንክሊ ማያት የመን፣ ኤርትራ፣ ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ከይትብክል መጠንቀቕታ ቀሪቡ

ቀይሕ ባሕሪ፣ ን5 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንክሊ ማያት የመን፣ ኤርትራ፣ ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ከይትብክል መጠንቀቕታ ቀሪቡ

Radio Erena: 24 July 2020 ኣብ ገማግም የመን ን5ዓመታት ተንሳፍፍ ዘላ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንክሊ ማያት ኤርትራ፣ ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ክትብክል ከምእትኽል ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ። ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት [...]
ክልል ኣምሓራ፣ ብህወሓት ዝተላእኩ’ዮም ዝበሎም ዕጡቓት ከምዝሓዘ ይጠቅስ

ክልል ኣምሓራ፣ ብህወሓት ዝተላእኩ’ዮም ዝበሎም ዕጡቓት ከምዝሓዘ ይጠቅስ

Radio Erena: 24 July 2020 ኢትዮጵያ፣ ፈለስቲን ናይ ኣእምሮ ስንክልና ዘለዎምን ተመሲሎም ኣብ ክልል ኣምሓራ ናዕቢ ንምፍጣር ዝተላእኩ ሓይልታት'ዮም ዝተባህሉ 85 ሰባት ከምዝተኣስሩ ንኣማሓዳሪ ክልል ኣምሓራ ኣቶ ተ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ሸውዓተ ዕጡቓት ከምዝቐተለት ገሊጻ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ሸውዓተ ዕጡቓት ከምዝቐተለት ገሊጻ

Radio Erena: 24 July 2020 ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ሸውዓተ ሽበራውያን ዕጡቓት ከምዝቐተለት፣ ብ22 ሓምለ ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ ኣፍሊጣ። እቲ ደብዳብ፣ ዕጡቓት፣ ኣብ ርእሰ ም [...]
ሚ/ጉ ወጻኢ ኢጣልያ፣ ብጉዳይ ምዕጻው ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርት ኢጣልያ፣ ናብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ደብዳቤ ምልኣኹ ተሓቢሩ

ሚ/ጉ ወጻኢ ኢጣልያ፣ ብጉዳይ ምዕጻው ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርት ኢጣልያ፣ ናብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ደብዳቤ ምልኣኹ ተሓቢሩ

Radio Erena: 23 July 2020 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢጣልያ ልዊጂ ዲ ማዮ፣ ብጉዳይ ምዕጻው ኣብ ኣስመራ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ፣ ብዝምልከት ናብ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ደብዳቤ ከምዝልኣኸ ዲፕሎማስያውያን [...]
ኣብ የመን፣ ኣሽሓት ጠበናጁን ተተኮስተን ዝጸዓነት መርከብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝተታሕዘት ተገሊጹ

ኣብ የመን፣ ኣሽሓት ጠበናጁን ተተኮስተን ዝጸዓነት መርከብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝተታሕዘት ተገሊጹ

Radio Erena: 23 July 2020 ኣብ ገማግም የመን፣ ኣሽሓት ጠበናጁን ተተኮስትን ዝጸዓነት መርከብ ከምዝተታሕዘን ሓለዋ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። መብዛሕቱ እቲ ጠበናጁ AK47 ዝዓይነቱ ካላሺንኮቭ ክኸውን እንከሎ [...]
ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሆስፒታል ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት ኣካይዱ

ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሆስፒታል ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት ኣካይዱ

Radio Erena: 23 July 2020 ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድ፣ ኣብ ሪያድ ካብ ዝርከብ ሆስፒታል ንጉስ ፈይሰል ኮይኑ፣ ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት ከምዘካየደ ተሓቢሩ። እቲ ወዲ 84 ዓመት ንጉስ፣ መርመራ ረኽሲ [...]
እስራኤል፣ ብቅትለት ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ዝተኸሰሱ ክልተ እስራኤላውያን ናጻ ተባሂሎም

እስራኤል፣ ብቅትለት ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ዝተኸሰሱ ክልተ እስራኤላውያን ናጻ ተባሂሎም

Radio Erena: 22 July 2020 ኣብ እስራኤል፣ ብቅትለት ሃብቶም ዝተባህለ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ተኸሲሶም ዝጸንሑ ክልተ እስራኤላውያን፣ ናጻ ተባሂሎም። ቤት ፍርዲ እታ ሃገር፣ ነቶም ኣብ 2015፣ ኣብ ከተማ ባር [...]
ግብጺ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ከተዋፍር’ያ

ግብጺ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 22 July 2020 ግብጺ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ከተዋፍር'ያ። እታ ሃገር፣ ነቲ ብጀነራል ሓፍታር ዝምራሕ ሓይሊ ንምድጋፍ ሰራዊታ ናብ ምዕራባዊ ሊብያ ክትልእኽ ምዃና ዝግለጽ ዘሎ፣ ፓርላማ እታ ሃገር ደገ [...]
1 408 409 410 411 412 537 4100 / 5370