Author: amanuel
الارتريون في الداخل والشتات يحيون العشرين من يونيو ذكرى يوم الشهداء
إذاعة إرينا الدولية :20.06.2024
أحيا اللاجئون الإرتريون في معسكرات اللجوء ودول الشتات ، ذكرى هذا اليوم بمشاعر مختلفة بين مرارة الفقد وألم الفراق ، [...]
20 ሰነ: መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር
RADIO ERENA - Wednesday, 19 June 2024
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ።
እዛ ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ናጽነት ሃገሩ ዝኸፈሎም ውሉዳቱ ዓመት መጸ ዝዝክረ [...]
ወናኒት ሃገራዊ ክብረ ወሰን ማራቶን ኤርትራ፡ ናዝሬት ወልዱ፡ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ወሲዳ ብዝብል ጥርጣረ ካብ ኣህጉራዊ ውድድራት ተኣጊዳ
RADIO ERENA - Wednesday, 19 June 2024
ኣሃዱ ቅንዕና ኣትለቲክስ፡ ንኤርትራዊት ኦሎምፒካዊት ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ፡ ኣብ ዝኾነ ይኹን ውድድር ንኸይትሳትፍ፡ ንግዚኡ ኣጊድዋ።
እቲ ኣሃዱ ትማሊ ሰሉስ18 ሰነ ኣብ [...]
ሑቲ፣ ብቀይሕ ባሕሪ ንእትሓልፍ ዝነበረ ናይ ግሪኽ ናይ ካርጎ መርከብ፣ ከቢድ ጉድኣት ኣውሪዱላ
RADIO ERENA - Wednesday, 19 June 2024
ምስ እስራኤል ምትእስሳር ኣለወን ኣብ ልዕሊ ዝበለን ሃገራት ዝርከባ ኩባንያታት ዝውንነኣን መራኽብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘጥቅዕ ዘሎ ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ናይ ግሪኽ [...]
ጂቡቲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላውን ዝቕባበ ብርን ሻቕሎት ከምዝፈጠረላ ተገሊጹ
RADIO ERENA - Tuesday, 18 June 2024
ንኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 90% ናይ ወደብ ኣገልግሎታት እትህባ ዘላ ጂቡቲ፣ ኣብታ ልዕሊ 110 ሚልዮን ህዝቢ ከምዘልዋ እትግለጽ ሃገር ተኸሲቱ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላውን ዝቕባበ ባጤራ ብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዶብ ክልላት ዓፈርን ሶማልን ዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
RADIO ERENA - Tuesday, 18 June 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዶብ ክልላት ዓፈርን ሶማልን ኣብ ዝርከባ ቁሸታት ብዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም።
ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብ14 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ በ [...]
مقتل 10 مهاجرين بعد غرق قارب بالبحر المتوسط
إذاعة إرينا الدولية :17.06.2024
قالت منظمة ريسك شيب الخيرية ألمانية الاثنين الماضي إن عشرةَ مهاجرين لقوا حتفهم في البحر المتوسط بعد أن غمرت [...]
ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 100 ሓተትቲ ዑቕባ ተቐቢላ
RADIO ERENA - Monday, 17 June 2024
ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ ኤርትራትራውያን ዝበዝሕዎም፣ ዜጋታት ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝኾኑ 113 ሓተትቲ ዑቕባ ከምዝተቐበለት ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 16 June 2024
Radio Erena · ሰንበት 16 ሰነ 2024
[...]
وصول 113 مهاجر افريقيا إلى راوندا في طار خطة الامم المتحدة لترحيل اللاجئين العالقين في ليبيا
إذاعة إرينا الدولية :15.06.2024
أفادت دائرة الهجرة الرواندية بأن 113 لاجئا ومهاجرا من بينهم إرتريين وصلوا إلى راوندا قادمين من ليبيا ، وبحسب قناة [...]