Author: amanuel

ናይ ባንክ ሕሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኸፈቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ሕሳቦም ደስኪሉ
Radio Erena: 24 November 2020
ናይ ባንክ ሕሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኸፈቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ሕሳቦም ደስኪሉ ከምዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ።
እቶም ኤርትራ'ውያን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ብዘ [...]

“ኵናት ትግራይ፣ ብዘተ ክፍታሕ እንተዘይክኢሉ፣ ኢትዮጵያ ን10ታት ዓመታት ኣብ ዝቕጽል ኵናት ሰሜን ክትሽመም’ያ።” ተንተንቲ
Radio Erena: 24 November 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ኵናት፣ ብፖለቲካዊ ዘተ መዕለቢ እንተዘይተጌርሉ፣ እታ ሃገር ዳግማይ፣ ብሰሜን ን10ታት ዓመታት ኣብ ዝቕዕል ኵናት ክትሽመም ምዃ [...]

“ነበርቲ ሓደ ሓደ ከባቢታት ኣስመራ፣ ሎሚ ምሸት ካብ ኣባይቶም ከይወጹ መጠንቀቕታ ተዋሂቡ” ኤምባሲ ኣመሪካ
Radio Erena: 23 November 2020
ነበርቲ ሓደ ሓደ ከባቢታት ኣስመራ፣ ሎሚ ምሸት ካብ ኣባይቶም ከይወጹ ዘጠንቅቕ ሓበሬታ፣ ብመንግስቲ ከምዝተሓበሮም ኣብ ኣስመራ ዝመደበሩ ኤምባሲ ኣመሪካ፣ ኣብ ወግዓዎ መርበብ ሓበሬ [...]

‘’ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣተሓሳሳቢ ኮይኑ’ሎ’’፣ ሕ.ሃ.
Radio Erena: 22 November 2020
ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣተሓሳሳቢ ኮይኑ ከምዘሎ፣ ሕቡራት ሃገራት ደጊሙ ኣጠንቂቑ።
ወኪል ተጸዋዒ ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃበቶ ቃል፣ ኣብ ት [...]

‘’ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ካብ ዝርከባ ሃገራት ንመነባብሮ ደቀንስትዮ ዝኸፈአት ሃገር’ያ’’ A.C.P.F
Radio Erena: 22 November 2020
ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ካብ ዝርከባ ሃገራት ንመነባብሮ ደቀንስዮ ዝኸፈአት ሃገር ምዃና ብዓርቢ 20 ሕዳር ዝወጸ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ገሊጹ።
ኣፍሪካን ቻይልድ ፖሊሲ ፎረም ኣብ ዘቕረቦ ጽሑፍ [...]

ሕቡራት ሃገራት፣ ውግእ ሓድሕድ ኢትዮጵያ ንምሽምጋል ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተወስደ ተበግሶ ሕቡራት ሃገራት ሞጊሱ
Radio Erena: 22 November 2020
ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝተወለዐ ውግእ ንምሽምጋል ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተወስደ ተበግሶ ሕቡራት ሃገራት ሞጊሱ።
ብኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ፕረዚደንት ሲሪል [...]

ናይ ሎሚ ዓርቢ 20 ሕዳር 2020 ፈነወና
Radio Erena: 20 November 2020
https://www.youtube.com/watch?v=7BIY2S2zyUs&feature=emb_title [...]

ተዘክሮ ኵናት 1998 -2000 ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝፈጠሮ በሰላ
Radio Erena: 20 November 2020
https://www.youtube.com/watch?v=H2so-51CZ60&feature=emb_title [...]

ኢትዮጵያ፣ ፍቓድ ሮይተርስ ኣጊዳ፣ ንቢቢሲን ዶቸ ቬለን ድማ መጠንቀቕታ ሂባ
Radio Erena: 20 Movember 2020
ንሜድያታት ፍቓድ ዝህብ በዓል መዚ ፈነወ ኢትዮጵያ፣ ንኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ሂብዎ ዝነበረ ፍቓድ ከምዝሰሓቦ ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል መዚ፣ ንቢቢሲን ካብ ጀርመን ንእትፍኖ ዶቸ [...]

ሶማል ፣ ምስ መርገጺ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብዝተሓሓዝ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ካብ ስልጣኑ ተሰጕጉ
Radio Erena: 20 November 2020
መንግስቲ ሶማል፣ ምስ መርገጺ ናይቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ብዝተሓሓዝ፣ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ኣሕመድ ዒሰ ዓዋድ ካብ ስልጣኑ ተሰጕጉ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ [...]