Author: amanuel
انزلاقات طينية تودي بحياة أكثر من مئتين وتسعة وعشرين شخصا في أثيوبيا
إذاعة إرينا الدولية : 25.072024
أعلنت السلطات المحلية في إثيوبيا مقتل 229 شخصا على الأقل جراء انزلاق للتربة الاثنين عقب هطول أمطار غزيرة في جنوب ال [...]
إرتريا تعلن تعليق رحلات الخطوط الجوية الاثيوبية من وإلى أسمرا مع نهاية سبتمبر المقبل
إذاعة إرينا الدولية : 25.07.2024
أعلنت إريتريا تعليق رحلات الخطوط الجوية الإثيوبية من وإلى أسمرة اعتبارا من 30 سبتمبر المقبل ، وقال بيان صادر عن [...]
መርሃዊ ቅዱስ፡ ኣብ ዙር ባንዩዋንጊ ሊየን ክልተ ማልያታት ወኒኑ
RADIO ERENA - Thursday, 25 July 2024
ተቐዳዳማይ ማሌዥያዊት ኮንቲነንታል ቲም ቴሬንጋኑ፡ ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ፡ ኣርሓ ዙር ባንዩዋንጊ ሊየን ብምዃን ብጫ ማልያ ሓፈሻዊ ግዜ ብሒቱ።
ኦሎምፒካዊ መርሃዊ [...]
ኤርትራ፣ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ ኣስመራ በረራታቱ ደው ከብል ዝደለየትሉ ምኽንያት ጉዳይ ምክልባት ገያሾ ዶ ወይ ፖለቲካዊ ውሳኔ?
RADIO ERENA - Wednesday, 24 July 2024
ኤርትራ፤ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ በረራታት፣ ካብ 30 መስከረም 2024 ኣትሒዙ ደው ከብል ከምዝወሰነት ኣፍሊጣ።
እቲ ብስም በ [...]
ካሌ፡ ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝተበገሰት ጃልባ ብምጥሓላ ሓደ ሰብ ሞይቱ
RADIO ERENA - Wednesday, 24 July 2024
ሓተቲ ዑቕባ ጺዒና፡ ካብ ገማግም ባሕሪ ካሌ ናይ ፈረንሳ፤ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝተበገሰት ናይ ጎማ ጃልባ ብምጥሓላ ሓደ ከምዝሞተ ፖሊስ 'ቲ ከባቢ ሓቢሩ።
እታ [...]
ኢትዮጵያ፡ መሬት ብምህማሙ ልዕሊ 229 ሰባት ሞይቶም
RADIO ERENA - Wednesday, 24 July 2024
ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ፡ ጎፋ ኣብ ዝተባህለ ዞባ፡ ብቀዳመ - ሰንበት ብዘጋጠመ ምህማም መሬት፤ ብውሕዱ 229 ሰባት ከምዝሞቱ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊጹ።
በቲ ምህማም [...]
ኢራንን ሱዳንን ድሕሪ ሸሞንተ ዓመታት ኣምባሳደራት ተለዋዊጠን
RADIO ERENA – Tuesday , 23 July 2024
ኢራንን ሱዳንን ድሕሪ ሸሞንተ ዓመታት ኣምባሳደራት ከም ዝተለዋወጣ ተገሊጹ።
ሱዳን ኣብ 2016 ኣብ ቴህራን ኢራን ዝርከብ ኤምባሲ ስዑዲ ዓረብ መጥቃዕቲ ምስ በጽሖ [...]
ፖሊስ ሽወደን ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ክኽሰት ንዝኽእል ዕግርግር ንምክልኻል ተወሳኺ ምድላዋት ይገብር
RADIO ERENA – Tuesday , 23 July 2024
ፖሊስ ሽወደን ካብ 25 ክሳብ 28 ሓምለ ኣብ ዝካየድ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ክኽሰት ንዝኽእል ባእስን ዕግርግርን ንምክልኻል ናይ ትሪኮላታ ሓጹርን ካልእ ነገራት ሓዊስካ [...]

ኢማኩሊ – ቀዳማይ ክፋል – Left To Tell – PART 1
RADIO ERENA - Monday, 22 July 2024
https://www.youtube.com/watch?v=liHLuQLqs30 [...]
እስራኤል፣ ኣብ የመን መጥቃዕቲ ክትውስኽ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ
RADIO ERENA - Monday, 22 July 2024
ነፈርቲ እስራኤል፣ ብቀዳም 20 ሓምለ፣ ኣብ ወደብ ሖደይዳ ድሕሪ ዘካየድኦ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 9 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ፣ ኣስታት 90 ድማ ቆሲሎም።
እስራኤል፣ ኣብ ልዕሊ የመን [...]