Author: amanuel

ቱርኪ፣ ንሱዳንን ኢትዮጵያን ንምቅርራብ ተበግሶ እንተወሲዳ ኢትዮጵያ ከምእትቕበሎ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 19 February 2021
ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ንዘለዋ ምስሕሓብ ንምፍታሕ ብቱርኪ ንዝቐርብ ተበግሶ ሽምግልና ከምእትቕበል ኣፍሊጣ።
ቱርኪ ምስ ሱዳንን ኢትዮጵያን ጽቡቕ ዝምድና ስለዘለዋ፣ ንሽምግልና እማ [...]

ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብህጹጽ ክኣቱ፣ ፕረዚደንት ርዋንዳ ጸዊዑ
Radio Erena: 18 February 2021
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብህጹጽ ክኣቱ፣ ፕረዚደንት ርዋንዳ ፖል ካጋመ ጸዊዑ።
እቲ ፕረዚደንት ነዚ ጻውዒት ዘቕረበ፣ ብ3 ለካቲት ምስ ትካላት መጽናዕቲ ኣብ [...]

ኣመሪካ፣ ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ሚሳይላት ንግብጺ ክትሸጠላ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 18 February 2021
ምምሕዳር ባይደን፣ ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ፣ RAM ዝተሰምየ ሚሳይላት፣ ንግብጺ ክሸጠላ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣመሪካ ንግብጺ ክትሸጦ ወሲና ዘላ ብዝሒ ሚሳይላት ኣስታት [...]

ሱዳን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደራ ስሒባ
Radio Erena: 17 February 2021
መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደሩ ከምዝሰሓበ ተገሊጹ።
ኣፍኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን፣ ብረቡዕ 17 ለካቲት፣ ንሮይተርስ ኣብ ዝሃቦ መረጋገጺ፣ እቲ ኣብ [...]

ኢትዮጵያ፣ ንሓደ ከባቢ ዝወከለ ኣባል ተቓዋሚ ሰልፊ ተቐቲሉ
Radio Erena: 17 February 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ ሓደ ከባቢ፣ ንሓደ ተቓዋሚ ሰልፊ ዝወከለ ፖለቲከኛ ከምዝተቐትለ ተሓቢሩ።
እቲ ኣባል 'ማሕበር ዜጋ [...]

ሱዳን፣ ዋጋ ባኒ ክረጋጋእ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ድሕሪ ምቕጻሉ፣ ኣብ ሸውዓተ ዞባታት ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ
Radio Erena: 17 February 2021
ኣብ ሱዳን፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ዋጋታት መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ክረጋጋእ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ክካየድ ድሕሪ ምቕናዩ፣ ኣብ ሸውዓተ ዞባታት እታ ሃገር ናይ ህጹጽ እዋን ከ [...]

“80% ህዝቢ ትግራይ ዝነብረሉ ገጠራት፣ ሓገዝ ተሓሪምዎ’ዩ ዘሎ። ” ሕቡራት ሃገራት
Radio Erena: 17 February 2021
ኣስታት 80 ሚእታዊት ህዝቢ ትግራይ ዝነብረሉ ገጠራት፣ ሓገዝ ተሓሪምዎ ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ዝነጥፍ ኣካል ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻ [...]

عين راصدة: أوضاع الارتريين في السعودية
فتحي عثمان
رحلت إدارة الجوازات السعودية اكثر من مئة ارتري إلى ميناء مصوع في الاسابيع الماضية (ارينا، 13 فبراير)، قد يبدو الخبر عاديا وغير لافت لل [...]

Eritreans in KSA: Struggle against All Odds
Radio Erena: 16 February 2021
Saudi Immigration authorities had deported more than a hundred Eritreans in the past weeks. The deportees have sp [...]