Author: amanuel

‘ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክውሰድ ዘለዎ ቀዳማይ ስጉምቲ’ዩ።’ ሚ/ጉ ወጻኢ ኣመሪካ
Radio Erena: 28 February 2021
ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን፣ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክወጹ፣ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ደጊሙ ጸዊዑ።
ጸሓፊ እቲ ክፍሊ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ብ27 ለካቲት ኣብ ዘውጽ [...]

”ኣብ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ኢድ የብለይን” መንግስቲ ኤርትራ
Radio Erena: 28 February 2021
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዶባዊ ግጭት፣ ኤርትራ ኢድ ከምዘየእተወት ገሊጻ።
ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት የማነ ገብረኣብን ናብ ሱዳን ብምኻድ ኣብ ዘ [...]

መ. ኢትዮጵያ ንመግለጺ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡ
Radio Erena: 28 February 2021
ኣብ ትግራይ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝተፈጸመ ህልቂት ኢሉ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ዘውጸኦ መግለጺ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺጉዎ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ [...]
ኤርትራ ዳግማይ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ክትከውን ዘኽእላ ድምጺ ክትረክብ ጎስጓስ ተካዪድ
Radio Erena: 28 February 2021
ኤርትራ ዳግማይ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ክትከውን ዘኽእላ ድምጺ ክትረክብ ጎስጓስ ተካዪድ ከምዘላ ተገሊጹ።
ህዩማን ራይትስ ዎች ኣብ ዘውጸኦ ጸብጻብ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ [...]

ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ
Radio Erena: 26 February 2021
https://www.youtube.com/watch?v=99x1QCUGINM&feature=emb_title [...]

ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውባ፣ ካብ ዝሓዘቶ መሬት ከምዘይትወጻእ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 26 February 2021
ሱዳን፣ ካብቲ ብ6 ሕዳር ኣትሒዛ፣ ተቖጻጺራቶ ዘላ መሬት ከምዘይትወጽእ ኣፍሊጣ።
'ብኢትዮጵያ ተጎቢጡ ዝነበረ መሬት ኢና ኣምሊስና፣ ካብ መሬትና ድማ ኣይንወጻእን ኢና' ዝበለ [...]

ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኣኽሱም፣ ኣማኢት ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተለ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ኣቓሊዑ
Radio Erena: 25 February 2021
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሕዳር፣ ኣብ ኣኽሱም፣ ኣማኢት ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተለ፣ ኣምነስት ኢንተርናሽናል፣ ብ25 ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ኣቃሊዑ።
እቲ ሰ [...]

ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታተል ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ፍሉይ ወኪል፣ ናብ ኤርትራ ክበጽሕ ዘቕረቦ ጠለብ መልሲ ከምዘይረኸበ ገሊጹ
Radio Erena: 25 February 2021
ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታተል፣ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ፍሉይ ወኪል ወይ ራፖርቱር፣ ዶክተር መሓመድ ዓብዱሰላም ባብከር፣ ናብ ኤርትራ ክበጽሕ፣ ዘቕርቦ ጠለብ፣ ዛጊት [...]

“ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ቅልጡፍ ፍታሕ እንተዘይረኺቡ፣ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ናይ ስደተኛታት ዋሕዚ ክትፈጥር’ዩ” ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ
Radio Erena: 25 February 2021
ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ቅልጡፍ ፍታሕ ክረክብ እንተዘይክኢሉ፣ ኣብ ዓለም ሓደ ካብ ዓበይቲ ጠንቂ ዋሕዚ ስደት ክኸውን ከምዝኽእል፣ ኣብታ ሃገር ናይ ገምጋም ዑደት ዘካየደ ሚኒስተር ጉዳ [...]

ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንኢትዮጵያ ዝኣተዎ ናይ 2.9 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ፣ ዝተረፈ ክፋሉ ንኸረክባ ናይ ፖሊሲ ምትዕርራይ ክትገብር ሓቲቱ
Radio Erena: 25 February 2021
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ 2019 ኣትሒዙ፣ በብእዋኑ ከለቀሖ ካብ ዝወሰነ 2.9 ቢልዮን ዶላር፣ ነቲ ዝተረፈ፣ ከሰጋግረሉ እንተኾይኑ፣ ምስ ዘሎ ኩነታት ዝኸይድ [...]