Author: amanuel
ካብ ጂቡቲ ናብ የመን፣ ብጃልባ ዝሰግሩ ዝነበሩ ልዕሊ 39 ኢትዮጵያውያን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒሎም
RADIO ERENA - Wednesday, 12 June 2024
ካብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ተበጊሶም ናብ የመን፣ ብጃልባ ዝሰግሩ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒሎም ከምዝሞቱ፣ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት ብ11 ሰነ ሓቢሩ [...]
ኣስታት 80 ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ኢንግሊዝ ቻነል ድሒኖም
RADIO ERENA - Wednesday, 12 June 2024
ዝሓለፈ ሰሙን ሓሙስ ንግሆ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢንግሊዝ ቻነል ሰራሕተኛታት ሓለዋ ባሕርን ህይወት ኣድሕንን ኣብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ዝነበረት ጃልባ ከምዘድሓኑ ገሊጾም።
[...]
اقتتال بين عشيرتين في الصومال يخلف العشرات من القتلى والجرحى
إذاعة إرينا الدولية :11.06.2024
قتل العشرات من الصوماليين في مدينة هيرالي وعبود واق في إقليم جلجود وسط الصومال ، بسبب صراع مليشيات عشائرية كانت تق [...]
ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ፣ 13 ሰነ ኣብ ዝጅምር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ክሳተፉ’ዮም
RADIO ERENA - Tuesday, 11 June 2024
ሓሙስ 13 ሰነ ኣብ ዝጅምር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ምስ ዝርከባ ክለባት ዝወዳደሩ ሓይሎ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ክሳተፉ'ዮም።
እ [...]
البنك الدولي يرفع تصنيف ميناء بربرة الصومالي ضمن إلى المرتبة 106 ضمن 400 ميناء حول العالم والقائمة تخلو من إرتريا
إذاعة إرينا الدولية 10.06.2024
ضمن التقارير السنوية التي يقدمها البنك الدولي لتقييم الموانئ العالمية التي تقدم خدمات الشحن والتفريغ قام البنك ال [...]
ባንክ ዓለም፣ ንደረጃ ልዕሊ 400 ወደባት ዓለም ኣብ ዝሰርዓሉ፣ ንወደባት ኤርትራ ጎስይዎ
RADIO ERENA - Monday, 10 June 2024
ባንክ ዓለም፣ ኣብ ምጽዓንን ምርጋፍን ኮንተይነር ዘገልግል ልዕሊ 400 ወዳባት ዓለም ደረጃታት ኣብ ዝሰርዓሉ፣ ንወደብ ባርባራ ናይ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣብ ትሕቲ ሰሃ [...]
ሶማል፣ ኣብ መንጎ ክልተ ቀቢላታት ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 55 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ
RADIO ERENA - Monday, 10 June 2024
ኣብ ሶማል፣ ኣብ ቀዳመ-ሰንበት፣ ኣብ መንጎ ክልተ ቀቢላታት ኣብ ዝተኻየደ ግጭት፣ ብውሕዱ 55 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ፣ ልዕሊ 155 ድማ ከምዝቖሰሉ፣ ንሰበ ስልጣን ጥዕና ብም [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 09 June 2024
Radio Erena · ሰንበት 09 ሰነ 2024
[...]
الخطوط الجوية الإثيوبية تلغي خططها لشراء حصة كبيرة من شركة الخطوط الجوية الإرترية
إذاعة إرينا الدولية :07.06.2024
قالت مصادر مقربة من شركة الخطوط الجوية الارترية لإذاعة إرينا إن الخطوط الجوية الإرترية تبحث عن شركاء لإحياء شركة [...]
جيبوتي والسعودية توقعان اتفاقا لإقامة منطقة لوجستية (سعودية) في الموانئ الجيبوتية لمدة اثنين وتسعين عاما
إذاعة أرينا الدولية :07.06.2024
وقعت جيبوتي والمملكة العربية السعودية اتفاقية امتياز لإنشاء منطقة لوجستية سعودية في موانئ جيبوتي .ووقع عن الجانب [...]