Author: amanuel
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንሱዳን ልዕሊ 2.5 ቢልዮን ዶላር ክምውል’ዩ
Radio Erena: 01 July 2021
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ -IMF፣ ንሱዳን ኣስታት 2.5 ቢልዮን ዶላር ምወላ ከምዝፈቐደ ኣፍሊጡ።
እቲ ምወላ፣ ኣብ ውሽጢ 3 ዓመታት ንሱዳን ክወሃብ'ዩ።
እዚ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካ [...]
ሶማል፣ ኣብ 10 ጥቅምቲ ሓድሽ ፕረዚደንት ክትመርጽ’ያ
Radio Erena: 01 July 2021
ሶማል፣ ኣብ 10 ጥቅምቲ ሓድሽ ፕረዚደንት ክትመርጽ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር መሓመድ ሑሰን ሮብለ ኣፍሊጡ።
ምስ መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ቀቢላታትን ሶማል ኣብ ዝተበጽሐ ስምምዕ [...]
عين راصدة سقوط مقلي وظلال الغد الشاحبة
فتحي عثمان
1 يوليو 2021
كالعادة تثير الأحداث الكبرى في الحروب زوابعا من التحليلات تهدف إلى الكشف ولكنها تتجه وللأسف نحو مزيد من الغموض؛ لأن مفاص [...]
“ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ እንተደልዩ ኣብ ውሽጢ ሰሙናት ናብ መቐለ ክምለስ ይኽእል’ዩ።” ኣፈኛ መንግስቲ ኢትዮጵያ
Radio Erena: 30 June 2021
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ እንተደልዩ ኣብ ውሽጢ ሒደት ሰሙናት ናብ መቐለ ክምለስ ይኽእል'ዩ ክብል ኣፈኛ መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ።
ኣቶ ሬድዋን ሑሰን ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ግብጺ፣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ትወስዶ ዘላ ስጉምታት ብዝምልከት ምስ መራሕቲ ሱዳንን እዋናዊ ኣቦ መንበብር ሕብረት ኣፍሪቃን ተመያይጡ
Radio Erena:30 June 2021
ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል ፋሪድ ሄግዛይ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ግብጺ፣ ኣብ ዴሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎን ሱዳንን ምብጻሕ ኣካይዱ።
ዕላማ ዑደት እቲ ወትሃደ [...]
ኡጋንዳ፣ ናይ ገዛእ ርእሳ ክታበት ከተፍሪ ምዃና ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ገሊጹ
Radio Erena: 30 June 2021
ናይ ገዛእ ርእሳ ክታበተ ኮረና ቫይረስ ከተፍሪ ምዃና ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ኣፍሊጡ።
እቲ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ዝፈሪ'ዩ ዝበሎ ክታበት፣ ኣብ መወዳእታ እዚ ዓመት ክዝርጋሕ ምዃኑ፣ እቲ [...]
ኤርትራ፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝጅምር ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ክትሳተፍ’ያ
Radio Erena: 29 June 2021
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብ 3 ሓምለ፣ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝጅምር፣ መበል 41 ውድድር ዋንጫ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ፡ ወይ ሴካፋ ክትሳተፍ' [...]
መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣባላት ኣልሸባብ’ዮም ዝበሎም 21 ሰባት ረሺኑ
Radio Erena: 29 June 2021
መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣባላት ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ'ዮም ዝበሎም 21 ሰባት ረሺኑ።
እቶም ኣብ ርእሰ-ከተማ ናይታ ምምሕዳር፣ ከባቢ ጋልካዮ ብመስርዕ ዝተረሸኑ ሰባት፣ በብ [...]
ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 29 June 2021
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ትግራይ፣ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ፣ ኣመሪካ፣ ብሪጣንያን ኣየርላንድን ጸዊዐን።
እዘን ሃገራት ነዚ ጻውዒት ዘቕርባ ዘለዋ፣ ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተማ መቐለ ተቖጻጺሮም
Radio Erena: 28 June 2021
ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተማ መቐለ ከምዝተቖጻጸሩ ዝተላለያ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣቃሊሐን።
እቶም ሓይልታት፣ ንኣስታት ክልተ ሰሙን ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ሓያል ኵናት፣ ንሓያሎ ክፋለተ ሰ [...]