Author: amanuel

1 298 299 300 301 302 565 3000 / 5648
ጂቡቲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብዘተ ክፍታሕ ብፕረዚደንት ናይጀርያ ነበር ንዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ከምእትድግፍ ኣፍሊጣ

ጂቡቲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብዘተ ክፍታሕ ብፕረዚደንት ናይጀርያ ነበር ንዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ከምእትድግፍ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 21 November 2021 ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ብዘተ ንምፍትሑ ብፍሉይ ብልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ፕረዚደንት ናይጀርያ ነበር፣ [...]
‘ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ናብ ስልጣኑ ክምለስ ተሰማሚዑ።’ ሰልፊ ዑማ

‘ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ናብ ስልጣኑ ክምለስ ተሰማሚዑ።’ ሰልፊ ዑማ

Radio Erena: 21 November 2021 ሱዳን፣ ኣብ ናይ ገዛ ማሕቱር ዝርከብ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ናብ ስልጣኑ ክምለስን ኩሎም እቶም ዝተኣስሩ ኣባላት ናይቲ ሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ክፍትሑን ኣብ ስምምዕ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኲናት ሓድሕድ ብሰላማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ ባብ እንዳጸበበ ይመጽእ፡ * ኣኼባ ባይቶ ጸ. ብዘይፍረ ተዛዚሙ

ኢትዮጵያ፣ ኲናት ሓድሕድ ብሰላማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ ባብ እንዳጸበበ ይመጽእ፡ * ኣኼባ ባይቶ ጸ. ብዘይፍረ ተዛዚሙ

Radio Erena: 21 November 2021 ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ሓድሕድ ንምዕራፍን ዘተ ሰላም ክጅመርን ኣብ ዝብል ዛዕባ ንምዝታይ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፣ ብዘይ ፍረ ተዛዚሙ። 15 ሃገራት ዝሓቖፈ ባይቶ ጸ [...]
ሱዳን: ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ጉጅለ፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝቐረበሉ ናይ ዘተ ሰላም ዕድመ ነጺጉ

ሱዳን: ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ጉጅለ፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝቐረበሉ ናይ ዘተ ሰላም ዕድመ ነጺጉ

Radio Erena: 21 November 2021 ኣብ ሱዳን ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ጉጅለ፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝቐረበሉ ናይ ዘተ ሰላም ዕድመ ነጺጉ። ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንመሓመድ ኣል-ሓሰን ለባት ከም ወኪሉ ብምልኣኽ፣ ም [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪተን ከመሓላልፋ ዝጸንሓ ኣርባዕተ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ መጠንቀቕታ ተዋሂቡወን

ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪተን ከመሓላልፋ ዝጸንሓ ኣርባዕተ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ መጠንቀቕታ ተዋሂቡወን

Radio Erena: 21 November 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪተን ካብታ ሃገር ጸብጻብ ከመሓላልፋ ዝጸንሓ ኣርባዕተ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ ካብ መንግስቲ’ታ ሃገር መጠንቀቕታ ተዋሂቡወን። በዓልስልጣን [...]
ተደጋጋሚ ምፍራስ ጸጥታ የጋጥሞ ኣብ ዘሎ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ናይ ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ተኣሲሮም

ተደጋጋሚ ምፍራስ ጸጥታ የጋጥሞ ኣብ ዘሎ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ናይ ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ተኣሲሮም

Radio Erena: 19 November 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዝርከቡ ብውሕዱ ሰለስተ ላዕለዎት ኣመራርሓ ናይቲ ክልል ከምዝተኣስሩ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ኣቃሊሓ። ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ፣ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምእሳር ተወላዶ ትግራይ ብዝሰፍሐ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምእሳር ተወላዶ ትግራይ ብዝሰፍሐ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ

Radio Erena: 19 November 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ዜጋታት እታ ሃገር ብጅምላ ምእሳር ብሰፊሑ ይቕጽሎ ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ወቒሱ። ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ [...]
ኤርትራ፣ ኣልገደን ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ተኣሲሮም ካብ ዘለዉ መንእሰያት ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ ክልተ ተቐቲሎም

ኤርትራ፣ ኣልገደን ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ተኣሲሮም ካብ ዘለዉ መንእሰያት ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ ክልተ ተቐቲሎም

Radio Erena: 19 November 2021 ኤርትራ፣ ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ተገፊፎም፣ ኣልገደን ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ሳዋ ተኣሲሮም ዝነበሩ መንእሰያት ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ ክልተ ብዝተተኮሰሎም ጠያይቲ ከምዝተቐትሉ ምንጭታ [...]
ነፈርቲ ኵናት ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ኣብ ጂቡቲ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

ነፈርቲ ኵናት ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ኣብ ጂቡቲ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

Radio Erena: 18 November 2021 ነፈርቲ ኵናት ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ኣብ ጂቡቲ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየዳ መርበብ ሓበሬታ ዲፈንስ ገሊጹ። እቲ ነፈርቲ ውግእን ዓባይ ናይ ኵናት መርከብን [...]
ፈረንሳ፣ ብዛዕባ ህሉው ወትሃደራዊ ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምዝታይ፣ ብሚኒስተር ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኻ ናብ ጂቡቲ ክትሰድድ’ያ

ፈረንሳ፣ ብዛዕባ ህሉው ወትሃደራዊ ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምዝታይ፣ ብሚኒስተር ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኻ ናብ ጂቡቲ ክትሰድድ’ያ

Radio Erena: 18 November 2021 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ጂቡቲ ዘለዎ ወትሃደራዊ መዓስከር፣ ንተወሳኺ ዓመታት ንምንዋሕን ንምሕዳስን ዘኽእሎ ስምምዕ ንምኽታም፣ ብሚኒስተር ምክልኻል፣ ፍሎረንስ ፓርሊ ዝምራሕ ወኪሉ ክ [...]
1 298 299 300 301 302 565 3000 / 5648