Author: amanuel

1 25 26 27 28 29 565 270 / 5649
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 06 October 2024 Radio Erena · ሰንበት 06 ጥቅምቲ 2024   [...]
ላምፔዱሳ፣ መበል 11 ዓመት ናይቲ ኣስታት 360 ኤርትራውያን ዝሃለቕሉ ሓደጋ ምጥሓል ተዘኪሩ

ላምፔዱሳ፣ መበል 11 ዓመት ናይቲ ኣስታት 360 ኤርትራውያን ዝሃለቕሉ ሓደጋ ምጥሓል ተዘኪሩ

RADIO ERENA - Thursday, 03 October 2024 መበል 11 ዓመት፣ ናይቲ ቆልዑን ደቂንስትዮን ዝርከብዎም ኣስታት360 ኤርትራውያን ዘህለቐ ሓደጋ ባሕሪ ላምፔዱሳ ተዘኪሩ። ድሕሪ'ቲ ንመላእ ዓለም ዘዛረበን ዘሕዝን ናይ [...]
ጂቡቲ፣ ልዕሊ 45 ስደተኛታት ጥሒሎም ሞይቶም

ጂቡቲ፣ ልዕሊ 45 ስደተኛታት ጥሒሎም ሞይቶም

RADIO ERENA - Thursday, 03 October 2024 ብድምር ልዕሊ 300 ስደተኛታት ጽዒነን ካብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ንዝተበገሳ ክልተ ጀላቡ ዝመርሑ ዝነበሩ ዘይሕጋውያን ኣሰጋግርቲ፣ ነቶም ስደተኛታት ኣብ ማእከል ባሕሪ ክወ [...]
‘ንሶማል ንድግፋ ኣንጻር ኢትዮጵያ ኢልና ኣይኮናን። ምንእቲ ርግኣት ዘልዋ ሃገር ክትከውን’ዩ’

‘ንሶማል ንድግፋ ኣንጻር ኢትዮጵያ ኢልና ኣይኮናን። ምንእቲ ርግኣት ዘልዋ ሃገር ክትከውን’ዩ’

RADIO ERENA - Wednesday, 02 October 2024 'ንሶማል ንድግፋ ምእንቲ ኢትዮጵያ ኢልና ኣይኮነን። ን30 ዓመታት ዝሰኣነቶ ርግኣት ምእንቲ ክህልዋ ኢና' ክብል ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ገሊጹ። ፕ [...]
ኬንያ፣ ዑቕባ ሓቲቶም ከብቅዑ ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት ኣጠንቂቓ

ኬንያ፣ ዑቕባ ሓቲቶም ከብቅዑ ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት ኣጠንቂቓ

RADIO ERENA - Wednesday, 02 October 2024 ኣብ ኬንያ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም፣ ግና ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት፣ ፓስፖርቶም ኣብ ውሽጢ 30 መዓልታት ከረክቡ፣ ኮሚሽን ስደተኛታት እት ሃገር [...]
እስራኤል ንሑቲ ተጥቅዕ፣ ሑቲ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ መራኽብ ይቕጽል

እስራኤል ንሑቲ ተጥቅዕ፣ ሑቲ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ መራኽብ ይቕጽል

RADIO ERENA - Wednesday, 02 October 2024 እስራኤል ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ቓዛን ሊባኖስን ተካይዶ ዘላ መጥቃዕታት፣ ካብ ሑቲ ንዝመጽኣ ዘሎ ተጻብኦታት ንምግታእ ብዝብል፣ ኣብ ወደብ ሖደይዳ ደብዳብ ኣካይዳ። [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓልቲ 150 ሽሕ ኩንታል ሰሜንቶ ዘፍሪ ግዙፍ ፋብሪካ ተመሪቝ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓልቲ 150 ሽሕ ኩንታል ሰሜንቶ ዘፍሪ ግዙፍ ፋብሪካ ተመሪቝ

RADIO ERENA - Wednesday, 02 October 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብቻይና ዝተሃንጸ፣ ኣብ መዓልቲ 150 ሽሕ ኩንታል ሰሜንቶ ዘፍሪ ግዙፍ ፋብሪካ ከምዝተመረቐ ኣገልግሎት ዜና ቻይና ሺንሁዋ ሓቢሩ። እቲ ብ28 መስከረ [...]
الرئيس الجيبوتي يعود إلى بلاده بعد رحلة أثارت الشكوك حول وضعه الصحي

الرئيس الجيبوتي يعود إلى بلاده بعد رحلة أثارت الشكوك حول وضعه الصحي

إذاعة إرينا الدولية: 01.10.2024 عاد الرئيس الجيبوتي إسماعيل عمر جيله إلى بلاده مساء الاحد بعد رحلة قصيرة إلى فرنسا ، وكانت قد ترددت شائعات بأن الرئ [...]
1 25 26 27 28 29 565 270 / 5649