Author: amanuel

1 24 25 26 27 28 40 260 / 400
ሱዳን፣ ሓንቲ ካብተን ክልተ ደቂንስትዮ ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ፣ ሲቪላዊ ምሕደራ ይጉሰ ኣሎ ብዝብል ስልጣና ሓዲጋ

ሱዳን፣ ሓንቲ ካብተን ክልተ ደቂንስትዮ ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ፣ ሲቪላዊ ምሕደራ ይጉሰ ኣሎ ብዝብል ስልጣና ሓዲጋ

Radio Erena: 25 May 2021 ኣባል ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ዝኾነት ዓይሻ ሙሳ፣ ብወትሃደራት ዝተዓብለለ መሰጋገሪ መንግስቲ ንሲቪላዊ ምሕደራ ይጎስዮ ኣሎ ብዝብል ስልጣና ሓዲጋ። ንሳ፣ ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝመደበሩ ናይ ልፍንቲ ሓይሊ ሓድሽ ኣዛዚ መዲባ

ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝመደበሩ ናይ ልፍንቲ ሓይሊ ሓድሽ ኣዛዚ መዲባ

Radio Erena: 25 May 2021 ኣመሪካ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝመደበሩ ናይ ልፍንቲ ሓይሊ፣ ሓድሽ ኣዛዚ መዲባ። ሓድሽ ተመዚዙ ዘሎ ሜጀር ጀነራል ዊልያም ዛና፣ ቅድሚኡ ንዝነበረ ሜጀር ጀነራል ላፓት ፍሎራ ብምት [...]
ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንመበል 30 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይዝክሩ ኣለዉ

ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንመበል 30 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይዝክሩ ኣለዉ

Radio Erena: 24 May 2021 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር ኣላ። ኣብዚ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ዝተፈላለየ ደምበ [...]
ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ኣይዳ ዑስማን፣ ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ትካላት መፍረ ፊልም HBO ፈጻሚት ኣርታዒት ኮይና

ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ኣይዳ ዑስማን፣ ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ትካላት መፍረ ፊልም HBO ፈጻሚት ኣርታዒት ኮይና

Radio Erena: 24 May 2021 ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ኣይዳ ዑስማን ኣብ መርበብ ተለቪዥን HBO ፈጻሚት ኣርታዒት ጽሑፋት ድራማ ክትከውን በቒዓ:: ኣይዳ ዑስማን፣ Issa Rae ኣብ ዝተባህለት ኮሜዲያዊት ፊልም ከም [...]
ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ልዕሊ ሰብ ስልጣን ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ መገሻ እገዳ ኣንቢሩ

ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ልዕሊ ሰብ ስልጣን ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ መገሻ እገዳ ኣንቢሩ

Radio Erena: 24 May 2021 ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ልዕሊ ሰብ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ቪዛ እገዳ ኣንቢሩ። ኣብ ትግራይ ኣብ ዝፍጸም ዘሎ ገበናት ኢድ ክህልዎም ይክእል’ዩ ዝተባህሉ ሓለፍቲ ጸ [...]
ናይ ሎሚ  ዓርቢ 21 ግንቦት 2021 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 21 ግንቦት 2021 ፈነወና

Radio Erena: 21 May 2021 Radio Erena · ዓርቢ 21 ግንቦት 2021   [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ናብ ጂቡቲን ሶማልን በጺሒ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ናብ ጂቡቲን ሶማልን በጺሒ

Radio Erena: 21 May 2021 ብኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ እዚ ኣፍሪቃ፣ ጀነራል ስቴፈን ታውንሰንድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ እዚ ኣመሪካ ናብ ጂቡቲን ሶማልን በጺሑ። ጀነራል ታውንሰንድ፣ ብ18ግንቦት ናብዘን ሃገራት [...]
የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ወደብ ሖደይዳ ኣብ ዝተጎሃሃሀር ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ወደብ ሖደይዳ ኣብ ዝተጎሃሃሀር ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 21 May 2021 ኣብ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ስትራቴጃዊት ወደብ ሖደይዳ፣ ኣብ ዝተወልዐ ሓድሽ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ኣብ 19 ግንቦት ዝተወልዐ ግጭት፣ ሓይልታት ሑቲ፣ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ክልል ደቡብ፣ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ትሽዓተ ኣባላት ጸጥታ ቀንጺሎም

ኢትዮጵያ፣ ክልል ደቡብ፣ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ትሽዓተ ኣባላት ጸጥታ ቀንጺሎም

Radio Erena: 21 May 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ደቡብ፣ ዞባ ቤንች ኣብ ዝርከብ፣ ሸካ ዝተባሃለ ከባቢ፣ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቃዕቲ ብውሕዱ ትሽዓተ ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። ዶቼቨለ ብዘቕ [...]
المحكمة العليا في اوغندا تحكم على قاتلي رجل أعمال ارتري بالسجن خمسين عاما

المحكمة العليا في اوغندا تحكم على قاتلي رجل أعمال ارتري بالسجن خمسين عاما

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار 19 مايو 2021 قالت وسائل اعلام اوغندية بأن قاضي المحكمة العليا في كمبالا السيد انجيل فلافيو سيروغا  اصدر في السابع عش [...]
1 24 25 26 27 28 40 260 / 400