Author: amanuel

1 251 252 253 254 255 536 2530 / 5353
ኣመሪካ ኣብ ሶማል ከተካዪዶ ዝጸንሐት ደብዳብ ነፈርቲ፣ ብርኡይ ጎዲሉ

ኣመሪካ ኣብ ሶማል ከተካዪዶ ዝጸንሐት ደብዳብ ነፈርቲ፣ ብርኡይ ጎዲሉ

Radio Erena: 23 January 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ ናይ ሶማል ከተካዪዶ ዝጸንሐት ደብዳብ ነፈርቲ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብርኡይ ከምዝጎደለ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ሓድሽ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። [...]
‘ልዕሊ 20 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ፣ ብሰንኪ ስእነት ቀረባት ሞይቶም።’ UNHCR

‘ልዕሊ 20 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ፣ ብሰንኪ ስእነት ቀረባት ሞይቶም።’ UNHCR

Radio Erena: 21 January 2022 ናብ ክልል ትግራይ፣ መሰረታዊ መድሃኒታት ዝርከብዎ ህጹጽ ሰብኣዊ ረድኤት ከይኣቱ ብዝግበር ዘሎ ከበባ፣ ኣብ መዓስከራት ዓዲ ሓሩሽን ማይ ዓይኒን ተዓቝቦም ካብ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ብ [...]
ብሪጣንያ፣ ዝነጸገቶም ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ንምስጓግ መደብ ከምዘለዋ ተቓሊዑ

ብሪጣንያ፣ ዝነጸገቶም ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ንምስጓግ መደብ ከምዘለዋ ተቓሊዑ

Radio Erena: 21 January 2022 ብሪጣንያ፣ ንዘቕረብዎ ሕቶ ዑቕባ ዘይተቐበለቶም ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ንምስጓግ መደብ ከምዘለዋ ዘ ጋርድያን ኣቃሊዑ። ርዋንዳ፣ ብስም ወለንታዊ ምምላስ ካብ እስራኤል ንዝተሰጎጉ [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያን ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ዋንነት ብርኪ ወደብ በርበራ ብዝምልከት ይመያየጡ

መራሕቲ ኢትዮጵያን ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ዋንነት ብርኪ ወደብ በርበራ ብዝምልከት ይመያየጡ

Radio Erena: 20 January 2022 ፕርዚደንት ሙሰ ቢሒ ዓብዲ ዝመርሖ ላዕለዎይ ወኪል መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት ናይታ ርእሰ ምምሕዳር [...]
ወኪል መንግስቲ እስራኤል፣ ምስ መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ኣልቡርሃን ምስጢራዊ ርክብ ከምዘካየደ ተገሊጹ

ወኪል መንግስቲ እስራኤል፣ ምስ መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ኣልቡርሃን ምስጢራዊ ርክብ ከምዘካየደ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 January 2022 ወኪል መንግስቲ እስራኤል፣ ምስ መራሒ ናይቲ ኣብ ሱዳን ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ብረቡዕ 19 ጥሪ፣ ኣብ ካርቱም ምስጢራዊ ርክብ ከምዘካ [...]
‘ኵናት ትግራይ ብዲፕሎማሲን ፖለቲካን ንምፍታሕ ዝልዓለ ዕድል ከምዘሎ ኦባሳንጆ ገሊጹለይ ።’ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት

‘ኵናት ትግራይ ብዲፕሎማሲን ፖለቲካን ንምፍታሕ ዝልዓለ ዕድል ከምዘሎ ኦባሳንጆ ገሊጹለይ ።’ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: 20 January 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ን14 ኣዋርሕ ዝቐጸለ ኵናት፣ ብሰላም ንምፍትሑ ዝጭበጥ ጻዕርታት ይካየድ ምህላዉ፣ ዘሕጉስ'ዩ ክብል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ገሊጹ። እቲ ዋና [...]
شاب ارتري يقتل والده طعنا بسكين في زيمبابوي

شاب ارتري يقتل والده طعنا بسكين في زيمبابوي

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الخميس 20 يناير 2022 رفضت محكمة في عاصمة زيمبابوي هراري الافراج المؤقت عن الشباب نيات دانئيل فصوم يوم الاثنين الماضي [...]
‘ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ ኣብ ዚምባብዌ፣ ብወዱ ብኻራ ተቐቲሉ’

‘ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ ኣብ ዚምባብዌ፣ ብወዱ ብኻራ ተቐቲሉ’

Radio Erena: 19 January 2022 ሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣብ ዚምባብዌ ንዝነብሩ ስድራቤቱ ብኻራ ከምዘጥቅዖም ማዕከናት ዜና ዚምባብዌ ሓቢረን። እቲ ኣብ ሆላንድ፣ ተማሃራይ ዩኒቨርስቲ ምዃኑ ዝተጠቕሰ ኤርትራዊ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣  ግብረ መልሲ ናይቲ ካብ ሑቲ ዝተፈነወላ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ፣ ኣብ ሰንዓ ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዳ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ግብረ መልሲ ናይቲ ካብ ሑቲ ዝተፈነወላ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ፣ ኣብ ሰንዓ ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዳ

Radio Erena: 19 January 2022 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ከም ግብረ መልሲ ናይቲ ሑቲ ዝፈነወላ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ፣ ኣብ ርእሰ ከተማ ሰንዓ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ። በቲ ብሰኑይ 17 ጥሪ ዝተኻየደ ደብዳብ [...]
እስራኤል፣ ካብ 2019 ኣትሒዛ ዳግም ክርትእዮ ኣብ ዝጀመረት ጉዳይ ሓተቲ ዑቕባ፣ ን98.5% ኤርትራውያን ነጺጋ

እስራኤል፣ ካብ 2019 ኣትሒዛ ዳግም ክርትእዮ ኣብ ዝጀመረት ጉዳይ ሓተቲ ዑቕባ፣ ን98.5% ኤርትራውያን ነጺጋ

Radio Erena: 19 January 2022 እስራኤል፣ ካብ 2019 ኣትሒዛ ዳግም ክትርእዮ ካብ ዝጀመረት ጉዳይ ሓተቲ ዑቕባ፣ ን98.5% ኤርትራውያን ከምዝነጸገት መርበብ ሓበሬታ ሃረጽ ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ መርበብ፣ መን [...]
1 251 252 253 254 255 536 2530 / 5353