Author: amanuel

1 19 20 21 22 23 565 210 / 5648
ብክሊ ኣየር ኤርትራ ክትሓልፍ ፍቓድ ዘይረኸበት ነፋሪት ድሕሪ ናይ 10 ሰዓታት በረራ ናብ ዝተበገሰትሉ ተመሊሳ

ብክሊ ኣየር ኤርትራ ክትሓልፍ ፍቓድ ዘይረኸበት ነፋሪት ድሕሪ ናይ 10 ሰዓታት በረራ ናብ ዝተበገሰትሉ ተመሊሳ

RADIO ERENA - Tuesday, 05 November 2024 ካብ ኦስትርያ፣ ከተማ ቭየና ናብ ሞሪሽየስ፣ ከተማ ፖርት ልዊስ ትጓዓዝ ዝነበረት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት፣ ብክሊ ኣየር ኤርትራ ንምሕላፍ ፍቓድ ክትረክብ ብዘይምኽኣላ፣ ድ [...]
ብዳይረክተር ሲኣይኤ ዚምራሕ፣ ላዕለዋይ ወኪል ስለያ ኣመሪካ ናብ ሶማል በጺሑ

ብዳይረክተር ሲኣይኤ ዚምራሕ፣ ላዕለዋይ ወኪል ስለያ ኣመሪካ ናብ ሶማል በጺሑ

RADIO ERENA - Monday, 04 November 2024 ብዳይረክተር ሲኣይኤ፣ ዊልያም በርንስ ዝምራሕ፣ ላዕለዋይ ወኪል ስለያ ኣመሪካ፣ ናብ ሶማል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ላዕለዋይ ሓላፊ ወኪል ስለያ ኣመሪካ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ግጭት ልዕሊ 5500 ኣብያትትምህርቲ ተዓጽየን

ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ግጭት ልዕሊ 5500 ኣብያትትምህርቲ ተዓጽየን

RADIO ERENA - Monday, 04 November 2024 ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭታት፣ ብጠቕላላ ልዕሊ 5568 ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝተዓጸዋ፣ ንኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ብምጥቃስ ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ። [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 03 November 2024 Radio Erena · ሰንበት 03 ሕዳር 2024     [...]
‘ጀርመን፣ ወዲ 40 ዓመት ኤርትራዊ፣ ንጓል 12 ዓመት ጓሉ ብዓመጽ ብምጥናስ ተኸሲሱ’ ጋዜጣ ቢልድ

‘ጀርመን፣ ወዲ 40 ዓመት ኤርትራዊ፣ ንጓል 12 ዓመት ጓሉ ብዓመጽ ብምጥናስ ተኸሲሱ’ ጋዜጣ ቢልድ

RADIO ERENA - Thursday, 31 October 2024 ተስፋኣለም ዝተባህለ ወዲ 40 ዓመት ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ጀርመን፣ ንጓል 12 ዓመት ጓሉ ብዓመጽ ብምጥናሱ ከምዝተኸሰሰ፣ ቢልድ ዝተባህለ መርበብ ዜና እታ ሃ [...]
ዝኽሪ ከዋኽብቲ – በራኺ ገብረስላሴ – ብኣስመሮም ሃይለ

ዝኽሪ ከዋኽብቲ – በራኺ ገብረስላሴ – ብኣስመሮም ሃይለ

RADIO ERENA - Thursday, 31 October 2024 https://www.youtube.com/watch?v=7Sqj2u_n284 [...]
سفينة الابحاث عن تنقيب البترول التركية تصل إلى ميناء مقديشو

سفينة الابحاث عن تنقيب البترول التركية تصل إلى ميناء مقديشو

إذاعة إرينا الدولية : 30.10.2024   وصلت إلى ميناء مقديشو الدولي سفينة الأبحاث السيزمية التركية "عروج ريس برفقة فرقاطات ومروحيات حربية وسفن دعم، [...]
الصومال تطرد دبلومسيا أثيوبيا رفيع المستوى

الصومال تطرد دبلومسيا أثيوبيا رفيع المستوى

إذاعة إرينا الدولية : 30.10.2024 في تطور جديد لتصعيد التوتر بين الصومال وأثيوبيا أعلنت الحكومة الصومالية طرد دبلوماسي اثيوبي رفيع المستوى ، متهمة إ [...]
መንግስቲ ሶማል፣ ኢትዮጵያዊ ዲፕሎማሰኛ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ክወጽእ ኣዚዙ

መንግስቲ ሶማል፣ ኢትዮጵያዊ ዲፕሎማሰኛ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ክወጽእ ኣዚዙ

RADIO ERENA -Wednesday, 30 October 2024 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ኣባል ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሞቛድሾ ንዝኾነ ዲፕሎማሰኛ፣ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ክወጽእ ኣዚዙ። እቲ ዓሊ መሓመድ ዓደን ዝተባህለ ኢትዮጵያ [...]
1 19 20 21 22 23 565 210 / 5648