Author: amanuel

1 18 19 20 21 22 239 200 / 2383
ዶብ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን፣ ዓቀብቲ ሰላም ዝርከብዎም ብውሕዱ 54 ሰባት ተቐቲሎም

ዶብ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን፣ ዓቀብቲ ሰላም ዝርከብዎም ብውሕዱ 54 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Thursday, 01 February 2024 ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘዋስን ዞባ ኣብየይ ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ዓቀብቲ ሰላም ዝርከብዎም ብውሕዱ 54 ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ገሊጸን። ኣብ ዝሓለፍ [...]
ሊብያ፣- ልዕሊ 700 ሽሕ ስደተኛታት ነናብ ዓዶም ንምምልስ ሓገዝ ኢጣልያ ትሓትት

ሊብያ፣- ልዕሊ 700 ሽሕ ስደተኛታት ነናብ ዓዶም ንምምልስ ሓገዝ ኢጣልያ ትሓትት

Radio Erena: Thursday, 01 February 2024 ኣብ ሊብያ፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍርቃ ዝወሓዙ፣ ኣስታት 700 ሽሕ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ከምዘለዉ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እ [...]
ኣብ ኤድመንተን ካናዳ፣ ንመጻኢ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ንምክያድ ዝወሃብ ፍቓድ ክኽልከል ከም ዝኽእል ይግለጽ

ኣብ ኤድመንተን ካናዳ፣ ንመጻኢ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ንምክያድ ዝወሃብ ፍቓድ ክኽልከል ከም ዝኽእል ይግለጽ

Radio Erena: Wednesday,31 January 2024 ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኣብ ኤድመንተን ምስ ፖሊስ እታ ከተማ ተራኺቦም፡ ድሕሪ’ቲ ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ዝሓለፈ ዓመት ዘጋጠመ ግጭት፡ ኣብ መጻኢ ዝህልዉ [...]
“ሶማሊላንድ፡ ኣህጉራዊ ወዕላት ናይ ምፍራም ስልጣን ዘለዋ ነጻ ሃገር’ያ” ኣምባሳደር ሙኽታር መሓመድ ዋረ

“ሶማሊላንድ፡ ኣህጉራዊ ወዕላት ናይ ምፍራም ስልጣን ዘለዋ ነጻ ሃገር’ያ” ኣምባሳደር ሙኽታር መሓመድ ዋረ

Radio Erena: Wednesday,31 January 2024 ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማል ሙኽታር መሓመድ ዋረ፣  ብዛዕባ ሶማልን ርሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ኣመልኪቱ ምስ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ንዝሃ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኲናት እስራኤልን ፍልስጤምን ንዝተቐትሉ ጋዜጠኛታት ዝኽሪ ተኻይዱ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኲናት እስራኤልን ፍልስጤምን ንዝተቐትሉ ጋዜጠኛታት ዝኽሪ ተኻይዱ

Radio Erena: Wednesday,31 January 2024 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝመደበሮም ጋዜጠኛታትን ደገፍቲ ፍልስጤም ዝኾኑ ሰልፈኛታትን ብሰንበት 28 ጥሪ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ተኣኪቦም ኣብ ጋዛ ብዝተፈጥረ ግጭት ህይወቶ [...]
ኤርትራን የመንን፣ ኣብ ህሉው ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ተዘራሪበን

ኤርትራን የመንን፣ ኣብ ህሉው ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ተዘራሪበን

Radio Erena: Tuesday, 30 January 2024 ኤርትራን መንግስቲ የመንን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ብዝምልከት ሓሳብ ንሓሳብ ከምዝተለዋውጣ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እዘን ክልተ ሃገራት ነዚ ዝ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሚልዮናት ህዝቢ ተጸባዪ ረዲኤት ኣብ ዝኾነሉ እዋን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ብምርግጋጽ ውሕስነት መግቢ ይሽለም

ኢትዮጵያ፣ ሚልዮናት ህዝቢ ተጸባዪ ረዲኤት ኣብ ዝኾነሉ እዋን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ብምርግጋጽ ውሕስነት መግቢ ይሽለም

Radio Erena: Monday, 29 January 2024 ኣብ ሮማ ዝመደበሩ፣ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ፣ ውድብ መግብን ሕርሻን (FAO)፣ ብ28 ጥሪ ኣብ ዘካየዶ ጽምብል፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ [...]
إيطاليا تستضيف قمة إيطالية إفريقية  تركز على الاستثمار في الطاقة والحد من تدفقات اللاجئين

إيطاليا تستضيف قمة إيطالية إفريقية  تركز على الاستثمار في الطاقة والحد من تدفقات اللاجئين

إذاعة إرينا الدولية: 29.01.2024 انطلقت في العاصمة الايطالية روما اليوم الاثنين القمة الافريقية الاطالية برعاية رئيسة الوزراء الايطالية جورجيا ميلان [...]
ኢጣልያ፣ ኣብ ወፍሪ ጸዓትን ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታትን ዘተኮረ ዋዕላ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣካይዳ

ኢጣልያ፣ ኣብ ወፍሪ ጸዓትን ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታትን ዘተኮረ ዋዕላ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣካይዳ

Radio Erena: Monday, 29 January 2024 ኢጣልያ፣ ኣብ ወፍሪ ጸዓትን ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታትን ዘተኮረ ዋዕላ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣቃኒዓ። እቲ 'ድልድል ንሓባራዊ ዕብየት' ብዝብል ስያሜ፣ ብ28ን 29 ጥሪ ኣብ ሮ [...]
رحيل تسفالدت آلم  مؤسس موقع ازمارينو

رحيل تسفالدت آلم مؤسس موقع ازمارينو

إذاعة إرينا الدولية: 29.01.2024 توفي تسفالدت آلم  مؤسس موقع "أزمارينو" الذي يعتقد أنه أول موقع في نشاط الحراك الإلكتروني و تسفالدت آلم ، خبير تكنو [...]
1 18 19 20 21 22 239 200 / 2383