Author: amanuel

1 154 155 156 157 158 578 1560 / 5771
ሱዳን፣ ንሓይልታት ጀነራል ሐሚቲ ዝተቓወመ ኣማሓዳሪ ዞባ ምዕራብ ዳርፉር ተቐቲሉ

ሱዳን፣ ንሓይልታት ጀነራል ሐሚቲ ዝተቓወመ ኣማሓዳሪ ዞባ ምዕራብ ዳርፉር ተቐቲሉ

Radio Erena: Thursday, 15 June 2023 ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ክልተ ተጻጸርቲ ሓይልታት ዝተወልዐ ኵናት፣ ካብ ካርቱም ሓሊፉ ናብ ካልእ ከባቢታት ይልሕም ከምዘሎ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ምዕራብ [...]
ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 64 ኤርትራውያን ናብ ርዋንዳ ግዒዞም

ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 64 ኤርትራውያን ናብ ርዋንዳ ግዒዞም

Radio Erena: Thursday, 15 June 2023 ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 64 ኤርትራውያን፣ ኣብ ርዋንዳ ናብ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ከምዝኣተዉ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ኤርትራውያብ ስደተኛ [...]
ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንሩስያን ዩክሬይንን ናብ ዘተ ሰላም ንምቅርራብ ዝዓለመ ዑደት ናብ ክልትኤን ሃገራት ከካይዱ’ዮም

ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንሩስያን ዩክሬይንን ናብ ዘተ ሰላም ንምቅርራብ ዝዓለመ ዑደት ናብ ክልትኤን ሃገራት ከካይዱ’ዮም

Radio Erena: Thursday, 15 June 2023 መራሕቲ ግብጺ፣ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኡጋንዳ፣ ሰኔጋል፣ ዛምብያን ኮንጎ ብራዛቪልን፣ ሩስያን ዩክሬይንን ናብ ዘተ ሰላም ክቐርባ ንምዕዳም ዝዓለመ ዑደት ናብ ክልትኤን ሃገራት ከ [...]
ትግራይ፣ ብሰንኪ ዓጸቦ ናይ ዝሞቱ ዘለዉ ብዝሒ ሰባት ይውስኽ ምህላዉ ተሓቢሩ

ትግራይ፣ ብሰንኪ ዓጸቦ ናይ ዝሞቱ ዘለዉ ብዝሒ ሰባት ይውስኽ ምህላዉ ተሓቢሩ

Radio Erena: Thursday, 15 June 2023 ኣብ ትግራይ፣ ንህዝቢ ክዕደል ተጀሚሩ ዝነበረ ረዲኤት ደው ምባሉ፣ ንኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ንሓደጋ ጥሜት ኣቃሊዑ ከምዘሎ ተፈሊጡ። ኣብቲ ክልል ድሮ፣ ብሰንኪ'ቲ ንክል [...]
ኤርትራ፣ ብዘይፍቓድ ናብ ክሊ ቀይሕ ባሕራ ኣትየን ዝተባህላ ነዳዲ ዘመላልሳ ክልተ መራኽብ ቀይዳ

ኤርትራ፣ ብዘይፍቓድ ናብ ክሊ ቀይሕ ባሕራ ኣትየን ዝተባህላ ነዳዲ ዘመላልሳ ክልተ መራኽብ ቀይዳ

Radio Erena: Thursday, 15 June 2023 ኤርትራ፣ ብዘይፍቓድ ናብ ክሊ ቀይሕ ባሕራ ኣትየን ዝተባህላ፣ ክልተ ነዳዲ ዘመላልሳ መራኽብ ከምዝቐየደት ኣህጉራዊ በዓል መዚ ኣገልግሎታት ወደብ ኣመልኪቱ። እተን ናይ [...]
ኬንያ፣ 600 ሰራሕተኛታት ናብ ጂቡቲ ክትልእኽ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ስምምዕ በጺሐን

ኬንያ፣ 600 ሰራሕተኛታት ናብ ጂቡቲ ክትልእኽ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ስምምዕ በጺሐን

Radio Erena: Wednesday, 14 June 2023 ኬንያ፣ ዝተፈላለየ ሞያ ዘለዎም ኣስታት 600 ሰራሕተኛታት ናብ ጂቡቲ ክትልእኽ፣ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ተሓቢሩ። እቲ ስምምዕ ዝተበጽሐ፣ ጎኒ ጎኒ [...]
ሶማልን ስዑዲ ዓረብን፣ ኣብ ዞባዊ ወትሃደራዊ ጉዳያት ተመያይጠን

ሶማልን ስዑዲ ዓረብን፣ ኣብ ዞባዊ ወትሃደራዊ ጉዳያት ተመያይጠን

Radio Erena: Wednesday, 14 June 2023 ሶማልን ስዑዲ ዓረብን፣ ኣብ ዞባዊ ወትሃደራዊ ጉዳያት ብምትኳር ከምዝተመያየጣ ኣገልግሎት ዜና ኣራብ ኒውስ ሓቢሩ። ብሚኒስተር ምክልካል ሶማል፣ ዓብደልቃድር መሓምድኑ [...]
ኤርትራ፣ ኣስታት ፍርቂ ካብ ብዝሒ ህዝባ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ከምዝረክብ ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ኣስታት ፍርቂ ካብ ብዝሒ ህዝባ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ከምዝረክብ ተገሊጹ

Radio Erena: Wednesday, 14 June 2023 ኣስታት ፍርቂ ካብ ብዝሒ ህዝቢ ኤርትራ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክርከብ ከምዝኸኣለ ጸብጻብ ኣህጉራዊ ወኪል ጸዓት ኣፍሊጡ። እቲ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ትካል ኣብ [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 13 ሰነ 2023 ፈነወ ራድዮ ኤረና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 13 ሰነ 2023 ፈነወ ራድዮ ኤረና

Radio Erena: Tuesday, 13 June 2023 Radio Erena · ሰሉስ 13 ሰነ 2023   [...]
መራሕቲ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ድሕሪ ኵናት ንመጀመርያ እዋኖም፣ ኣብ ባህርዳር ብኣካል ተራኺቦም ዘትዮም

መራሕቲ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ድሕሪ ኵናት ንመጀመርያ እዋኖም፣ ኣብ ባህርዳር ብኣካል ተራኺቦም ዘትዮም

Radio Erena: Monday, 12 June 2023 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ካብ ሕዳር 2020 ክሳብ ሕዳር 2022፣ ንክልተ ዓመታት ድሕሪ ዝቐጸለ ኵናት፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ስምምዕ ንዘተ ሰላም ካብ ዝኽተም ኣብ ሻብዓይ ወርሑ፣ [...]
1 154 155 156 157 158 578 1560 / 5771