Author: amanuel

1 9 10 11 12 13 578 110 / 5771
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሰራዊት ንምትብባዕ ናብ ግንባራት ቅድሚ ምብጋሱ ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ሰራዊት ንምትብባዕ ናብ ግንባራት ቅድሚ ምብጋሱ ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ

RADIO ERENA - Wednesday, 19 March 2025 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ዞባ ዓደን ያባል ኣንጻር ኣልሸባብ ኣብ ምውጋእ ንዝርከብ ሰራዊት ንምትብባዕ ቅድሚ ምብጋሱ ፈተነ ቅትለት ከምዝተኻየደሉ ተሓቢ [...]
‘ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዘለዎ ራእይ ዝነኣድ’ዩ’ ሚናዊ – ኣማሓዳሪ ዳርፉር

‘ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዘለዎ ራእይ ዝነኣድ’ዩ’ ሚናዊ – ኣማሓዳሪ ዳርፉር

RADIO ERENA - Wednesday, 19 March 2025 ፕረዚደንት ኤርትራ፣ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዘለዎ ራእይ ዝንኣድ ምዃኑ፣ ኣምሓዳሪ ዞባ ዳርፉር፣ ሚኒ ኣርኮ ሚናዊ ገሊጹ። ንሱ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ [...]
”ኣብ ጉዳይ ሃገርና ተዓዘብቲ ኮይና ኣይንፈልጥን”

”ኣብ ጉዳይ ሃገርና ተዓዘብቲ ኮይና ኣይንፈልጥን”

RADIO ERENA - Wednesday, 19 March 2025 https://www.youtube.com/watch?v=nC8oCYR4nSE [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 18 መጋቢት 2025 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 18 መጋቢት 2025 ፈነወና

RADIO ERENA - Tuesday, 18 March 2025 Radio Erena · ሰሉስ 18 መጋቢት 2025     [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 16 March 2025 Radio Erena · ሰንበት 16 መጋቢት 2025   [...]
ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ ሶማል ደብዳብ ኣካይደን

ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ ሶማል ደብዳብ ኣካይደን

RADIO ERENA - Friday, 14 March 2025 ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፡ ኣብ ሶማል ደብዳብ ኣካይደን። እቲ ዕጡቓት ኣል ሸባብ ንምህዳን ምዃኑ ዝተገልጸ ደብዳብ፡ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶ [...]
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ድብያ፡ ኣማሓዳን ኣዛዚ ፖሊስን ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ድብያ፡ ኣማሓዳን ኣዛዚ ፖሊስን ተቐቲሎም

RADIO ERENA - Friday, 14 March 2025 ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ደቡብ ወሎ ኣብ እትርከብ፡ ወረባቦ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፡ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ብዘካየድዎ ናይ ድብያ መጥቃዕቲ፡ ኣማሓዳሪን ኣዛ [...]
ትግራይ ሓድሽ ኲናት ከይውላዕ ይስጋእ

ትግራይ ሓድሽ ኲናት ከይውላዕ ይስጋእ

RADIO ERENA - Friday, 14 March 2025 ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መንጎ ኣብ ክልተ ዝተገምዑ ህወሓት ክካየድ ዝጸንሐ ምፍሕፋሕ ኣብ ጥርዙ በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ኲናት ከይውላዕ ተሰጊኡ ኣሎ። ብዶ/ር ደብረጽ [...]
“ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ቅሉዕ ወራር ኣዊጃ ኣላ”

“ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ቅሉዕ ወራር ኣዊጃ ኣላ”

RADIO ERENA - Friday, 14 March 2025 https://www.youtube.com/watch?v=xrPLbOTsqm0 [...]
1 9 10 11 12 13 578 110 / 5771