Radio Erena: 22 July 2019
ብዛዕባ’ቲ ብስም ሲኖዶስ ብ17 ሓምለ ዝተመሓለፈ፣ ንኣቡነ እንጠንዮስ ዝውግዝ መግለጺ ብዝምልከት፣ ብጹእ ዎ ቅድሱ፣ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮንስ ብወገኖም ካብ ኣስመራ ብድምጺ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም ኣለዉ። (ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቝ
)
እዚ ንልዕሊ 12 ዓመታት ኣብ ማሕዩር ዝርከቡ፣ ኣቦና፣ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ ብ21 ሓምለ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ተዋህዶ ዶት ኦርግ ካብ ዝተዘርግሐ ገጽ ዝተወስደ’ዩ።
==================