ፖሊስ ኣልባንያ 13 ኤርትራውያንን ሶማላውያንን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ

ፖሊስ ኣልባንያ 13 ኤርትራውያንን ሶማላውያንን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ

Radio Erena: January 14, 2014

 

Albanian police

ፖሊስ ኣልባንያ፣ ነቶም ደቡባዊ ክፋል እታ ሃገር ኣብ ከባቢ ከተማ ጂሮካስተር ኣብ እትርከብ ቁሸት ጆርጉካት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘእተዎም 13 ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ከምዝፈተኑ’ዩ ገሊጹ።

ኣልባንያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሓልኑ ኣስታት 200 ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ከምዝሓትን ንሓያሎ ካብኣቶም ድማ ናብቲ ዝመጽሉ ከምዝመለሰትን ጸብጻባት እታ ሃገር የመልክቱ።

 

እዞም ሕጂ ተታሒዞም ዘለዉ 13 ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ግና እንታይ ስምጉምቲ ክወስደሎም’ዩ ፖሊስ እታ ሃገር ብወግዒ ኣይፍለጠን።
======================

Get independent news first!

Sign up to receive notifications when new content is published

We respect your privacy. Your information will never be shared without your consent.

COMMENTS

WORDPRESS: 0