Radio Erena: 20 August 2020
ኣብያተ ማእሰርቲን መደበር ታዕሊም ሳዋን፣ ኣብ እዋን ኮረና ቫይረስ እቲ ዝበበለጸ መወሸቢ ማእከል’ዩ ዝብል ኣሽካዕላል ሰበ ስልጣን ህግደፍ፣ ንህይወት ዜጋታት ናብ ዘይተደልየ ተደራቢ ሓደጋ የቃልዕ ከምዘሎ ሓደ ካብ መስረቲ ህዝባዊ ግንባርን ሚኒስትረ ምክልኻል ነበርን ኣቶ መስፍን ሓጎስ ገሊጹ።
ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ።
=======