የመን 44 ኢትዮጵያውያን ክትጥርዝ’ያ

የመን 44 ኢትዮጵያውያን ክትጥርዝ’ያ

Radio Erena: 08 August, 2014

Ethio Yemen

እቶም ጣይዝ ኣብ ዝተባህለ ዞባ ዝተታሕዙ 44 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ክጥረዙ ዝተወሰነሉ፣ ዑቕባ ንምሕታት ዘኽእሎም ዝኾነ ፖለትሪካዊ ሕቶ ስለዘይንብሎም’ዩ ክብል’ውን መንግስቲ የመን ኣፍሊጡ።

እቶም ብጃልባ ናብታ ሃገር ዝኣትዉ ኢትዮጵያውያን፣ ቁጠባዊ ጸገም ስለዘለዎም ናይ ስራሕ ዕድል ንምንዳይ ዝመጹ ብምዃኖም ናብ ዓዶም ምምላሶም ተቓውሞ ከምዘይብሉ’ውን ኣብታ ሃገር ዝርከብ ወኪል UNHCR ገሊጹ።

 

ኣብ የመን መብዛሕቶም ሶማላውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝርከብዎም ኣስታት ሓደም ሚልዮን ስደተኛታት ከምዘለዉ ዝፍለጥ ኮይኑ፣ ሓያሎ ካብኣቶም ናብ ስዑዲ ዓረብ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብምስጋር ስራሕ ንምርካብ ዝሕልኑ’ዮም።

===================================

COMMENTS

WORDPRESS: 0