ከባቢታት ኣስመራ፣ መንደፈራን ባጽዕን ተወሰኽቲ ደብዳብ ሚሳይላት ተኻይዱ

Radio Erena: 28 November 2020

ሎሚ ቀዳም 28 ሕዳር፣  ኣብ ሰዓታት ምሸት፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት  ኤርትራ ሚሳይላት ከምዝተወንጨፈ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ኣረጋጊጾም።

ብውሕዱ ኣርባዕተ ሚሳይላት ኣብ ከባቢ ኣስመራ ክዓልብ እንከሎ፣ መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕን ከባቢ መንደፈራን’ውን ዒላማ ናይቲ ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ዝተኻየደ ደብዳብ’የን።

እቲ ሚሳይላት ዒላማ ዝገበሮ ቦታታት ይኹን ዘብጽሖ ጉድኣት ኣይተፈልጠን።

እዚ ደብዳብ ሚሳይላት ዝካየድ ዘሎ፣ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትይጵያ ንከተማ መቐለ ከምዝተቖጻጸራ ኣብ ዝገልጸሉ ዘሎ እዋን’ዩ።

ስእሊ፣- ካብ ኣርካይቭስ ኢንተርነት

==============

COMMENTS

WORDPRESS: 2
  • comment-avatar
  • comment-avatar
    ሓርበኛ 3 years ago

    ኣብ ርእስ ኢሳያስ ክወድካ ብዙሕ ንምነ !ምድብዳቦም ካብዘእተረፎም ኣብ ሞንጎ የእጋር ኢሳያስ ቅጥምቱ ንምነ…