ኣብ ዞባ ገዳርፍ፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ሚሊሻ ኢትዮጵያን ሓርስቶት ሱዳንን ብዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ዞባ ገዳርፍ፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ሚሊሻ ኢትዮጵያን ሓርስቶት ሱዳንን ብዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 11 July 2016

Gedarf

ኣብ ዞባ ገዳርፍ፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ሚሊሻ ኢትዮጵያን ሓርስተቶት ሱዳንን ብዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ።

እቲ ንኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዘዳውብ ገዳርፍ፣ ከባቢ ዋድ ዓቡሊሳን ዝተኻየደ ግጭት መቐጸልታ ናይቲ ኣብቲ ዞባ ካብ ነዊሕ እዋም ኣትሒዙ ዝተጎሃሃረ ምስሓሕብ ኢትዮጵያውያን ምልሻን ሓረስቶት ሱዳንን ምዃኑ ምንጭታት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም።

ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ ሓሙሽተ ሱዳናውያን ሓረስቶት ከምዝተቐትሉን ሓያሎ ከኣ ከምዝቖሰሉን ንናይ ዓይኒ መሰኻክር ብምጥቃስ ሬድዮ ዳባንጋ ሓቢራ።

 

==========================

COMMENTS

WORDPRESS: 0