ነዘርላንድስ፣ ብዛዕባ ንጥፈታት ህግደፍ ብዝምልከት ንኣምባሳደር ኤርትራ ኣዘራሪባ

Radio Erena: 21 April 2017

Yemane Mon

መንግስቲ ነዘርላንድስ፣ ብዛዕባ’ቲ ህግደፍ ኣብታ ሃገር ዘካየዶ ንጥፈታት ብዝምልከት ንኣምባሳደር ኤርትራ ጸዊዑ ከምዘዘራረቦ መርበብ ሓበሬታ እታ ሃገር ገሊጹ።

እቲ ኣብ ነዘርላንድስ፣ ፈልድሆቨን ዝሓለፈ ሰሙን ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ፣ ብዘጋጠሞ ተሪር ተቓውሞ ብደለይቲ ለውጢ ኣብ ሓደ መዓልቲ ከምዝተቛረጸ ኣይርሳዕን።

ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ነበርቲ ነዘርላንድስ ድሕሪ ዘርኣዩዎ ተሪር ናይ ተቓውሞ ሰልፊ፣ ምምሕዳር’ታ ከተማ ነቲ ዋዕላ ደው ከብሎ’ዩ ተገዲዱ። 

 

=============================

COMMENTS

WORDPRESS: 0