ሶማል፣ ክልተ ሰራሕተኛታት ዩኒሴፍ ተቐቲሎም

Radio Erena: 30 October 2020

ኣብ ሶማል፣ ኣብ ርሑቕ ገጠራት እናተንቀስቐሱ፣ ከም ናይ ፖልዮ ዝኣመሰለ ክተባት ቆልዑ ክህቡ ዝጽንሑ ክልተ ሰራሕተኛታት ዩኒሴፍ ከምዝተቀትሉ እቲ ትካል ኣፍሊጡ።

ሰራሕተኛታቱ ብ27 ጥቅምቲ፣ ኣብ ማእከል ከተማ ሞቛድሾ ከምዝተቐትሉ ዘመልከተ ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ፣ ብኣልሸባብ ከምዝተቀትሉ ግምታቱ ሂቡ።

ይኹን’ምበር ኣልሸባብ ነቲ ቅትለት ከምዝፈጸሞ ናይ ክሕደት ይኩን ናይ እምነት መግለጺ ኣይሃበሉን።

===============

Get independent news first!

Sign up to receive notifications when new content is published

We respect your privacy. Your information will never be shared without your consent.

COMMENTS

WORDPRESS: 0