“ሚሊሻታት፣ ቴሌፎናትናን ካልእ ንብረትናን ይዘምቱና ኣለዉ።” ነባሪት መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ

Radio Erena: 04 December 2020

ሚሊሻታት ትግራይ፣ ቴሌፎናትናን ካልእ ንብረትናን ይዘምቱና ኣለዉ።

ሕቶ ጋዜጠኛ፣ሚሊሻታት ትግራይ ምዃኖም ብኸመይ ፈሊጥኩም?

ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ኣብ ህሉው ኩነታት መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ምስ ነባሪት እቲ መዓስከር ዝተኻየደ ሓጺር ቃለ መጠይቕ:-

COMMENTS

WORDPRESS: 0