Category: መደባት ኤረና
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ዝቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ምስ ሕቡራት ሃገራት ተሰማሚዑ
Radio Erena: 03 December 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብቲ ዝቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ምስ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐ ነቲ ኣህጉራዊ ውድብ ብምጥቃስ ኣሶሸትድ ፕረስ ካብ ናይሮቢ ሓቢሩ። ምቕጻል ንባብ
6 / 6 POSTS