Category: News

1 52 53 54 55 56 968 540 / 9675
ሓድሕድ ባእሲ ኤርትራውያን ብዘሕዝን መልክዑ ይቕጽል

ሓድሕድ ባእሲ ኤርትራውያን ብዘሕዝን መልክዑ ይቕጽል

RADIO ERENA – Tuesday, 28 May 2024 ትማሊ ሰንበት ኣብ ሸፊልድ ብሪጣንያ ኣብ ጎደናታት ብዝተፈጥረ ባእሲ ኤርትራውያን 22 ሰባት ኣብ ሕክምና ተዓቒቦም ከም ዘለዉ ደይሊ መይል ገሊጻ። ድሕሪ'ቲ ዕግርግር ፖ [...]
ፕረዚደንት ኢሰያስ፣ ምምዝባልን ስደትን ህዝቢ ሱዳን ከብቅዕ ተማሕጺኑ

ፕረዚደንት ኢሰያስ፣ ምምዝባልን ስደትን ህዝቢ ሱዳን ከብቅዕ ተማሕጺኑ

RADIO ERENA – Tuesday, 28 May 2024 ምክትል ሓላፊ ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ማሊክ ኣጋር ትማሊ ሰንበት ኣብ ኤርትራ በጺሑ። እቲ ርክብ፣ ክልተኣዊ ዝምድና ክልቲኤን ሃገራትን ንምዕባይ መዳያት ሓባራዊ ምትሕብባር [...]
ኣብ ኤርትራ ንዝፍጸም ግህሰት ሃይማኖታዊ ናጽነት ኣቓልቦ ክውሃቦ (USCIRF) ጸዊዑ

ኣብ ኤርትራ ንዝፍጸም ግህሰት ሃይማኖታዊ ናጽነት ኣቓልቦ ክውሃቦ (USCIRF) ጸዊዑ

RADIO ERENA – Thursday, 23 May 2024 ኮሚሽን ኣህጉራዊ ሃይማኖታዊ ናጽነት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (USCIRF)፣ ምምሕዳር ባይደን ኣብ ኤርትራ ንዝፍጸም ግህሰት ሃይማኖታዊ ናጽነት ዝያዳ ኣቓልቦ ክገብር ዝ [...]
ኣብ ደቡብ ተልኣቪቭ ብዘጋጠመ ባእሲ ኤርትራውያን ፖሊስ ንክልተ ቀይዱ

ኣብ ደቡብ ተልኣቪቭ ብዘጋጠመ ባእሲ ኤርትራውያን ፖሊስ ንክልተ ቀይዱ

RADIO ERENA – Thursday, 23 May 2024 ኣብ ደቡብ ተልኣቪቭ ብዘጋጠመ ባእሲ 3 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንሰለስቲኦም ማእከላይ ጉድኣት ከምዝወረዶም እስራኤል ታይምስ ገሊጻ። እቶም ኤርትራውያን ብ ኣእማንን [...]
ኣየርላንድ፣ ስጳኛን ኖርወይን ንፍልስጤም ከም ሃገር ኣፍልጦ ይህባ

ኣየርላንድ፣ ስጳኛን ኖርወይን ንፍልስጤም ከም ሃገር ኣፍልጦ ይህባ

RADIO ERENA – Thursday, 23 May 2024 ኣየርላንድ፣ ስጳኛን ኖርወይን ንፍልስጤም ከም ሃገር ኣፍልጦ ክህባኣ ምዃነን ሓቢረን። እዚ ውሳኔ ኣብ መንጎ ኤውሮጳን እስራኤልን ዘሎ ዝምድና ናብ ተኣፋፊ ኩነታት ዝወ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ሃንደበታዊ ምቅይያር ሚኒስተራት ኣካዪዱ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ሃንደበታዊ ምቅይያር ሚኒስተራት ኣካዪዱ

RADIO ERENA – Wednesday, 22 May 2024 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ሃንደበታዊ ምቅይያር ሚኒስተራት ኣካዪዱ። ቤት ጽሕፈት’ቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ’ዚ ሳልስቲ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ሚኒስተር መስኖን ደረ [...]
ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ እትጎዓዝ ዝነበረት ናይ ነዳዲ መርከብ ሚሳይል ወንጪፉ

ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ እትጎዓዝ ዝነበረት ናይ ነዳዲ መርከብ ሚሳይል ወንጪፉ

RADIO ERENA – Wednesday, 22 May 2024 ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ እትጎዓዝ ዝነበረት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ መጥቃዕቲ ኣካዪዱ። ሰበስልጣን ሑቲ ብቀዳም 18 ግንቦት ኣብ ዝሃቡዎ መግለጺ፣ ኣ [...]
”ሶማሊላንድን ኢትዮጵያን ዝበጽሖኦ ኣፈናዊ ስምምዕ ተግባራዊ ከምዝኸውን ምሉእ እምነት ኣለኒ”፣ ሙሰ ቢሒ

”ሶማሊላንድን ኢትዮጵያን ዝበጽሖኦ ኣፈናዊ ስምምዕ ተግባራዊ ከምዝኸውን ምሉእ እምነት ኣለኒ”፣ ሙሰ ቢሒ

RADIO ERENA – Wednesday, 22 May 2024 ሶማሊ ላንድን ኢትዮጵያን ዝበጽሖኦ ኣፈናዊ ስምምዕ ተግባራዊ ከምዝኸውን ምሉእ እምነት ኣለኒ፣ ክብል መራሒ’ታ ርእሰ ምምሕዳር ሙሰ ቢሒ ኣብዲ ገሊጹ። ንሱ ብሰኑይ 20 ግንቦት [...]
ፕረዚደንት ኢራን ብሓደጋ ሄሊኮፕተር ዓሪፉ

ፕረዚደንት ኢራን ብሓደጋ ሄሊኮፕተር ዓሪፉ

RADIO ERENA – Tuesday, 21 May 2024 ፕረዚደንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ኣብ ከባቢ ዶብ ኣዘርባጃን ኣብ ዝርከብ ኣኽራናት ኣብ ግመ ዝበዝሖ ኩነታት ኣየር ብሓደጋ ሄሊኮፕተር ሞይቱ። እታ ብሰንበት ራይሲ ከምኡ [...]
ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣናት እስራኤልን ሓማስን ናይ ማእሰርቲ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣናት እስራኤልን ሓማስን ናይ ማእሰርቲ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

RADIO ERENA – Tuesday, 21 May 2024 ላዕለዋይ ኣኽባር ሕጊ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ካሪም ክሃን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቢንያሚን ናታንያሁን ሚኒስተር ምክልኻል እስራኤል ዮኣቭ ጋላንን ንገለ ሰበስል [...]
1 52 53 54 55 56 968 540 / 9675