Category: News

1 51 52 53 54 55 968 530 / 9677
10ታት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሳተፍዎ ዋዕላ ደቡብ ኮርያን ኣፍሪቃን ሎሚን ጽባሕን ይካየድ

10ታት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሳተፍዎ ዋዕላ ደቡብ ኮርያን ኣፍሪቃን ሎሚን ጽባሕን ይካየድ

RADIO ERENA - Monday, 03 June 2024 ፕረዚደንት ኤርትራ፣ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝርከብዎም 10ታት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሳተፍዎ ዋዕላ ደቡብ ኮርያን ኣፍሪቃ ኣብ ከተማ ሶል ይካየድ ኣሎ። እቲ ብሰኑይ 03 [...]
ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ዘተ ሰላም ንኽሳተፍ ብኣመሪካ ዝቐረበሉ ዕድመ ነጺጉዎ

ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ዘተ ሰላም ንኽሳተፍ ብኣመሪካ ዝቐረበሉ ዕድመ ነጺጉዎ

Radio Erena: Friday, 31 May 2024 ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝካየድ ዘተ ሰላም ንኽሳተፍ ብኣመሪካ ዝቐረበሉ ዕድመ ነጺጉዎ። ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ኣቦ ወንበር [...]
ኤርትራዊ ጋዜጠኛን ገጣሚን ሃይለ ቢዘን፤ ካብ ማሕበር ጸሓፍቲ ኖርወይ ስልማት ተቐቢሉ

ኤርትራዊ ጋዜጠኛን ገጣሚን ሃይለ ቢዘን፤ ካብ ማሕበር ጸሓፍቲ ኖርወይ ስልማት ተቐቢሉ

Radio Erena: Friday, 31 May 2024 ኤርትራዊ ጋዜጠኛን ገጣሚን ሃይለ ቢዘን፤ ናይ’ዚ ዓመት ብሉጽ ጸሓፋይ ተባሂሉ ካብ ማሕበር ጸሓፍቲ ኖርወይ ስልማት ተቐቢሉ። ኣብቲ ብዕለት 28 ግንቦት፣ ኣብ ሊልሃመር ኖር [...]
ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ጉጅለ፣ ዕድመ ስልጣና ክናዋሕ ጻውዒት ቀሪቡ

ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ጉጅለ፣ ዕድመ ስልጣና ክናዋሕ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: Friday, 31 May 2024 ልዕሊ 30 ኣህጉራውያን ዘይመንግስታውያን ትካላት፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ጉጅለ፣ ዕድመ ስልጣና ክናዋሕ ጻውዒት ኣቕሪበን። እዘን ዘ [...]
ፓሪስ፣ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሓተቲ ዑቕባ ናብ መጻንሒ ማእከል ግዒዞም

ፓሪስ፣ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሓተቲ ዑቕባ ናብ መጻንሒ ማእከል ግዒዞም

Radio Erena: Thursday, 30 May 2024 ጸወታታት ኦሎምፒክ ፓሪስ ኣብ ዝቃረበሉ ዘሎ እዋን፣ ፖሊስ ፈረንሳ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ደቡባዊ ክፋል ከተማ ፓሪስ ግዝያዊ ቴንዳታት ዘርጊሖም ክነብሩ ዝጸንሑ ብኣማኢት [...]
ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮሌራ

ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮሌራ

Radio Erena: Thursday, 30 May 2024 ክሊማዊ ለውጢ ዘኸተሎ ብርቱዕ ዝናብን ዕልቕልቕልን ኣብ ገለ ክፋል ምብራቕን ደቡባውን ኣፍሪቃ ለበዳ ሕማም ኮሌራ የለዓዕል። ኣብ ማላዊን ዛምብያን ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ [...]
ሑቲ፣ ናይ ኣሜሪካ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ከምዘውደቐ ገሊጹ

ሑቲ፣ ናይ ኣሜሪካ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ከምዘውደቐ ገሊጹ

Radio Erena: Thursday, 30 May 2024 ሑቲ ናይ የመን ትማሊ ረቡዕ ኣብ ግዝኣት ማሪብ፣ ናይ ኣሜሪካ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ከምዘውደቐ ገሊጹ። ወሃብ ቃል ሑቲ ያህያ ሳሪ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል የመን ማሪብ ኣብ ዝ [...]
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣቶ ስለሺ በቀለ፣ ናይ ስንብታ ወረቐት ኣቕሪቡ

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣቶ ስለሺ በቀለ፣ ናይ ስንብታ ወረቐት ኣቕሪቡ

RADIO ERENA – Wednesday, 29 May 2024 ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣቶ ስለሺ በቀለ፣ ስልጣኑ ብገዛእ ነብሱ ክገድፍ ናይ ስንብታ ወረቐት ኣቕሪቡ። ስለሺ በቀለ፣ ሚኒስተር ሃብቲ ማይን መስኖ [...]
‘ሃገራት ምዕራብ፣ ምርጫ ከይካየድ ዕንቅፋት ይኾናና ኣለዋ’ ሳልቫ ኪር ማያርዲት

‘ሃገራት ምዕራብ፣ ምርጫ ከይካየድ ዕንቅፋት ይኾናና ኣለዋ’ ሳልቫ ኪር ማያርዲት

RADIO ERENA – Wednesday, 29 May 2024 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ ንኸይካየድ፣ ሃገራት ምዕራብ ዕንቅፋት ይኾና ኣለዋ፣ ክብል ፕረዚደንት’ታ ሃገር ሳልቫ ኪር ማያርዲት ከሲሱ። ንሱ ብዕለ [...]
1 51 52 53 54 55 968 530 / 9677