Category: News

1 50 51 52 53 54 968 520 / 9677
ሱዳን፣ ካብ ሩስያ ኣጽዋርን ተተኮስትን ትሓትት ምህላዋ ተገሊጹ

ሱዳን፣ ካብ ሩስያ ኣጽዋርን ተተኮስትን ትሓትት ምህላዋ ተገሊጹ

Radio Erena: Friday, 07 June 2024 ምክትል ኣቦ መንበር ቤት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ፣ ማሊክ ኣጋር ዝመርሖ ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን፣ ናብ ሩስያ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ሚኒስተራር ፋይናንስ፣ ማዕደንን ካልኦት ሰበ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ጂቡቲ ን92 ዓመታት ዝጸንሕ መደበር ሎጂስቲክስ ተኻርያ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ጂቡቲ ን92 ዓመታት ዝጸንሕ መደበር ሎጂስቲክስ ተኻርያ

Radio Erena: Friday, 07 June 2024 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ወደብ ጂቡቲ ኣብ ዝተደኮነ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ፣ መደበር ሎጂስቲክ ከምዝወነነት ኣፍሊጣ። እቲ ብመልዕ ክራይ ን92 ዓመታት ከምዝጸንሐ ዝተጠቕሰ ማእከ [...]
ንምውጻእ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሶማል ብዝምልከት ተጋራጫዊ ርእይቶታት ይስማዕ

ንምውጻእ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሶማል ብዝምልከት ተጋራጫዊ ርእይቶታት ይስማዕ

Radio Erena: Thursday 06 , June 2024 ንምውጻእ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሶማል ብዝምልከት ኣብ መንጎ ሰበስልጣን ሶማል ተጋራጫዊ ርእይቶታት ይስማዕ ኣሎ። መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ትሕቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ተጠርኒ [...]
ቤት ጽሕፈት ሳልቫ ኪር ንምእታው ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ወጺኡ

ቤት ጽሕፈት ሳልቫ ኪር ንምእታው ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ወጺኡ

Radio Erena: Thursday 06 , June 2024 ካቢነ ሚኒስተራት ደቡብ ሱዳን፣ ናብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ምእታው ዝኽልክል ሓደስቲ መምርሒታት ኣጽዲቑ። ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት ብሰንኪ ጥዕናዊ ጸገም፣ ኣብዚ ዝሓለፈ [...]
ዝመጽእ መራሒ ሕብረት ኣፍሪቃ መን ክኸውን እዩ?

ዝመጽእ መራሒ ሕብረት ኣፍሪቃ መን ክኸውን እዩ?

Radio Erena: Thursday 06 , June 2024 ሕብረት ኣፍሪቃ ሓደስቲ መራሕቱ ንምምራጽ፣ ሕጹያት ተወዳደርቲ ቅጥዕታት መሊኦም ምስዳድ ክጅምሩ ከምዝኽእሉ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ምርጫ’ዚ ኣቦ ወንበር፣ ምኽትሉን ሽዱሽተ ኮሚሽነራትን [...]
ክላውድያ ሸንባም ፈላመይቲ ጓለንስተይቲ ፕረዚደንት ሜክሲኮ

ክላውድያ ሸንባም ፈላመይቲ ጓለንስተይቲ ፕረዚደንት ሜክሲኮ

Radio Erena: Wednesday 05 , June 2024   ክላውድያ ሸንባም ኣብ 200 ዓመት ታሪኽ ሃገረ ሜክሲኮ ፈላመይቲ ጓለንስተይቲ ፕረዚደንት ኮይና። ንሳ ካብ 58.3% ክሳብ 60.7% ድምጺ ክትረክብ [...]
ኣብ ጫካታት ኢትዮጵያ ተዓቚቦም ዝርከቡ ሱዳናውያን ስደተኛታት ንምድሓን ጻውዒት ቀሪቡ

ኣብ ጫካታት ኢትዮጵያ ተዓቚቦም ዝርከቡ ሱዳናውያን ስደተኛታት ንምድሓን ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: Wednesday 05 , June 2024 ኣብ ሱዳን ዝመደበረን ሲቪላውያን ማሕበራት ኣብ ጫካታት ኢትዮጵያ ተዓጽዮም ዘለዉ ኣስታት 6 ሽሕ ሱዳናውያን ስደተኛታት ከድሕኑ ንቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመ [...]
”መንግስቲ ኢትዮጵያ ምጽናት ዓሌት ፈጺሙ”  ኒው ላይንስ ኢንስቲትዩት

”መንግስቲ ኢትዮጵያ ምጽናት ዓሌት ፈጺሙ” ኒው ላይንስ ኢንስቲትዩት

Radio Erena: Wednesday 05 , June 2024 ኢትዮጵያ ኣብ ኲናት ትግራይ ገበናት ምጽናት ዓሌት ፈጺማ ዝብል ብመርትዖታት ዝተሰነየ ጸብጻብ፣ ኒው ላይንስ ኢንስቲትዩት ኣውጺኡ። እቲ ጸብጻብ መንግስቲ ኢትዮጵያ [...]
ሶማል፣ ኣብ ትሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ተሓቚፉ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሃገር ክወጽእ ወሲና

ሶማል፣ ኣብ ትሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ተሓቚፉ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሃገር ክወጽእ ወሲና

RADIO ERENA - Tuesday, 2024 መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ትሕቲ ተልእኾ ዓቓብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ተዋፊሩ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ጠቕሊሉ ክወጽእ ከምዝወሰነት መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። [...]
ቢንያም ግርማይ፣ ንዙር ፈረንሳ ድሉው ከምዘሎ ኣረጋጊጹ

ቢንያም ግርማይ፣ ንዙር ፈረንሳ ድሉው ከምዘሎ ኣረጋጊጹ

RADIO ERENA - Tuesday, 04 June 2024 ኣብ ዓበይቲ ኣህጉራዊ ቅድድማት ዓወታት ዝሓፈስ ዘሎ፣ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Intermarché – Wanty፡ ቢንያም ግርማይ፡ ንቱር ዲ ፍራንስ [...]
1 50 51 52 53 54 968 520 / 9677