Category: News

1 49 50 51 52 53 968 510 / 9677
ሶማል፣ ምሉእ ኣባል ሃገራት ማሕበረኮም ምብራቕ (EAC) ኣፍሪቃ ኮይና

ሶማል፣ ምሉእ ኣባል ሃገራት ማሕበረኮም ምብራቕ (EAC) ኣፍሪቃ ኮይና

RADIO ERENA - Thursday, 13 June 2024 ሶማል፣ ምሉእ ኣባል ማሕበረኮም ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ (East African Community) ኮይና። እታ ሃገር ዝሓለፈ ሰሙን፣ ናብቲ ማሕበረኮም ብወግዒ ድሕሪ ምጽንባራ [...]
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘጥቅዓ ናይ ንግዲ መርከብ ካብ ምጥሓል ንስክላ ድሒና

ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘጥቅዓ ናይ ንግዲ መርከብ ካብ ምጥሓል ንስክላ ድሒና

RADIO ERENA - Thursday, 13 June 2024 ዕጡቓት ሑቲ ብዝወንጨፍዎ ሚሳይላት፣ ብቀይሕ ባሕሪ ትሓልፍ ንዝነበረት ዓባይ ናይ ንግዲ መርከብ ከምዘጥቅዐ ኣምብረይ ዝተባህለ ትካል ድሕነት ባሕሪ ኣፍሊጠን። እታ ናብ 09 [...]
ባይቶ ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕባኦም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምጥያስ ዝዓለመ እማመ ኣጽዲቑ

ባይቶ ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕባኦም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምጥያስ ዝዓለመ እማመ ኣጽዲቑ

RADIO ERENA - Wednesday, 12 June 2024 ባይቶ ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕባኦም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ንምጥያስ ዝዓለመ እማመ ደጊፉ ። እቲ እማመ ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕባኦም ዝተ [...]
ካብ ጂቡቲ ናብ የመን፣ ብጃልባ ዝሰግሩ ዝነበሩ ልዕሊ 39 ኢትዮጵያውያን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒሎም

ካብ ጂቡቲ ናብ የመን፣ ብጃልባ ዝሰግሩ ዝነበሩ ልዕሊ 39 ኢትዮጵያውያን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒሎም

RADIO ERENA - Wednesday, 12 June 2024 ካብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ተበጊሶም ናብ የመን፣ ብጃልባ ዝሰግሩ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒሎም ከምዝሞቱ፣ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት ብ11 ሰነ ሓቢሩ [...]
ኣስታት 80 ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ኢንግሊዝ ቻነል ድሒኖም

ኣስታት 80 ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ኢንግሊዝ ቻነል ድሒኖም

RADIO ERENA - Wednesday, 12 June 2024 ዝሓለፈ ሰሙን ሓሙስ ንግሆ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢንግሊዝ ቻነል ሰራሕተኛታት ሓለዋ ባሕርን ህይወት ኣድሕንን ኣብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ዝነበረት ጃልባ ከምዘድሓኑ ገሊጾም። [...]
ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ፣ 13 ሰነ ኣብ ዝጅምር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ክሳተፉ’ዮም

ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ፣ 13 ሰነ ኣብ ዝጅምር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ክሳተፉ’ዮም

RADIO ERENA - Tuesday, 11 June 2024 ሓሙስ 13 ሰነ ኣብ ዝጅምር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ምስ ዝርከባ ክለባት ዝወዳደሩ ሓይሎ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ክሳተፉ'ዮም። እ [...]
ባንክ ዓለም፣ ንደረጃ ልዕሊ 400 ወደባት ዓለም ኣብ ዝሰርዓሉ፣ ንወደባት ኤርትራ ጎስይዎ

ባንክ ዓለም፣ ንደረጃ ልዕሊ 400 ወደባት ዓለም ኣብ ዝሰርዓሉ፣ ንወደባት ኤርትራ ጎስይዎ

RADIO ERENA - Monday, 10 June 2024 ባንክ ዓለም፣ ኣብ ምጽዓንን ምርጋፍን ኮንተይነር ዘገልግል ልዕሊ 400 ወዳባት ዓለም ደረጃታት ኣብ ዝሰርዓሉ፣ ንወደብ ባርባራ ናይ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣብ ትሕቲ ሰሃ [...]
ሶማል፣ ኣብ መንጎ ክልተ ቀቢላታት ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 55 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ሶማል፣ ኣብ መንጎ ክልተ ቀቢላታት ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 55 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

RADIO ERENA - Monday, 10 June 2024 ኣብ ሶማል፣ ኣብ ቀዳመ-ሰንበት፣ ኣብ መንጎ ክልተ ቀቢላታት ኣብ ዝተኻየደ ግጭት፣ ብውሕዱ 55 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ፣ ልዕሊ 155 ድማ ከምዝቖሰሉ፣ ንሰበ ስልጣን ጥዕና ብም [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 09 June 2024 Radio Erena · ሰንበት 09 ሰነ 2024   [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ንዝበዝሐ ብርኪ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ንምዕዳግ ዝነበሮ ውጥን ሰሪዙ

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ንዝበዝሐ ብርኪ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ንምዕዳግ ዝነበሮ ውጥን ሰሪዙ

Radio Erena: Friday, 07 June 2024 ካብ ሓምለ 2023 ኣትሒዙ፣ ኣገልግሎታት ደው ኣቢሉ ዝርከብ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ዳግም ንምብርባር መሻርኽቲ የናዲ ከምዘሎ ምስቲ ኩባንያ ቅርበት ዘለዎም ወገናት ንራድዮ ኤ [...]
1 49 50 51 52 53 968 510 / 9677