Category: News

1 48 49 50 51 52 968 500 / 9676
ሑቲ፣ ብቀይሕ ባሕሪ ንእትሓልፍ ዝነበረ ናይ ግሪኽ ናይ ካርጎ መርከብ፣ ከቢድ ጉድኣት ኣውሪዱላ

ሑቲ፣ ብቀይሕ ባሕሪ ንእትሓልፍ ዝነበረ ናይ ግሪኽ ናይ ካርጎ መርከብ፣ ከቢድ ጉድኣት ኣውሪዱላ

RADIO ERENA - Wednesday, 19 June 2024 ምስ እስራኤል ምትእስሳር ኣለወን ኣብ ልዕሊ ዝበለን ሃገራት ዝርከባ ኩባንያታት ዝውንነኣን መራኽብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘጥቅዕ ዘሎ ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ናይ ግሪኽ [...]
ጂቡቲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላውን ዝቕባበ ብርን  ሻቕሎት ከምዝፈጠረላ ተገሊጹ

ጂቡቲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላውን ዝቕባበ ብርን ሻቕሎት ከምዝፈጠረላ ተገሊጹ

RADIO ERENA - Tuesday, 18 June 2024 ንኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 90% ናይ ወደብ ኣገልግሎታት እትህባ ዘላ ጂቡቲ፣ ኣብታ ልዕሊ 110 ሚልዮን ህዝቢ ከምዘልዋ እትግለጽ ሃገር ተኸሲቱ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላውን ዝቕባበ ባጤራ ብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዶብ ክልላት ዓፈርን ሶማልን ዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዶብ ክልላት ዓፈርን ሶማልን ዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

RADIO ERENA - Tuesday, 18 June 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዶብ ክልላት ዓፈርን ሶማልን ኣብ ዝርከባ ቁሸታት ብዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብ14 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ በ [...]
ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 100 ሓተትቲ ዑቕባ ተቐቢላ

ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 100 ሓተትቲ ዑቕባ ተቐቢላ

RADIO ERENA - Monday, 17 June 2024 ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ ኤርትራትራውያን ዝበዝሕዎም፣ ዜጋታት ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝኾኑ 113 ሓተትቲ ዑቕባ ከምዝተቐበለት ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 16 June 2024 Radio Erena · ሰንበት 16 ሰነ 2024   [...]
ኣመሓዳሪ ደቡብ ዳርፉር፣ ብሰንኪ ኣብ ንያላ ዝተኻየዱ ውግኣት ልዕሊ 1000 ሲቪላት ከም ዝተቐትሉ ገሊጹ

ኣመሓዳሪ ደቡብ ዳርፉር፣ ብሰንኪ ኣብ ንያላ ዝተኻየዱ ውግኣት ልዕሊ 1000 ሲቪላት ከም ዝተቐትሉ ገሊጹ

RADIO ERENA – Friday, 14 June 2024 ካብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ 2023 ጀሚሩ ኣብ ንያላ ኣብ መንጎ ሰራዊት ሱዳንን ፈጣን ሓይልታትን ኣብ ዝተኻየደ ውግእ ልዕሊ 1000 ሰለማውያን ሰባት ከምዝሞቱ ኣመሓዳሪ ደ [...]
ኢራንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን እገዳ ኣጽዋር ሕቡራት ሃገራት ብምጥሓሰን ተኸሲሰን

ኢራንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን እገዳ ኣጽዋር ሕቡራት ሃገራት ብምጥሓሰን ተኸሲሰን

RADIO ERENA – Friday, 14 June 2024 ኢራንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ’ቲ ን14 ኣዋርሕ ዝጸንሐ ግጭት ሱዳን፣ ንክልቲኦም ወገናት ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ብምሃብ እገዳ ኣጽዋር ሕቡራት ሃገራት ብምጥሓሰን ተኸሲሰን [...]
السفير الروسي في ارتريا يقول إن إرتريا تدعم تزايد نشاط  الدور الروسي  لمواجهة الهيمنة الغربية في إفريقيا

السفير الروسي في ارتريا يقول إن إرتريا تدعم تزايد نشاط الدور الروسي لمواجهة الهيمنة الغربية في إفريقيا

إذاعة إرينا الدولية :14.06.2024 أوضح السفير الروسي في أسمرا  إيجور موزجو بأن  إرتريا تدعم  تزايد نشاط الدور الروسي  لمواجهة الهيمنة الغربية في أفري [...]
ኤርትራ፡ ንጡፍ ህላዌ ሩስያ ኣብ ኣፍሪቃ ክዛይድ ከምእትድግፍ፡ ኣምባሳደር ኢጎር ገሊጹ

ኤርትራ፡ ንጡፍ ህላዌ ሩስያ ኣብ ኣፍሪቃ ክዛይድ ከምእትድግፍ፡ ኣምባሳደር ኢጎር ገሊጹ

RADIO ERENA - Thursday, 13 June 2024 መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ኣህጉራዊ ጽልዋታት፣ ንጡፍ ህላዌ ሩስያ ክዛይድ ከምእትድግፍ፡ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኤርትራ፤ ኢጎር ሞዝጎ ገሊጹ። እቲ ኣምባሳደር፡ ብ11 ሰነ [...]
ሶማል፣ ምሉእ ኣባል ሃገራት ማሕበረኮም ምብራቕ (EAC) ኣፍሪቃ ኮይና

ሶማል፣ ምሉእ ኣባል ሃገራት ማሕበረኮም ምብራቕ (EAC) ኣፍሪቃ ኮይና

RADIO ERENA - Thursday, 13 June 2024 ሶማል፣ ምሉእ ኣባል ማሕበረኮም ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ (East African Community) ኮይና። እታ ሃገር ዝሓለፈ ሰሙን፣ ናብቲ ማሕበረኮም ብወግዒ ድሕሪ ምጽንባራ [...]
1 48 49 50 51 52 968 500 / 9676