Category: News

ሱዳን ድሕሪ 23 ዓመታት፣ ኣምባሳደር ኣብ ኣመሪካ መዚዛ
Radio Erena: 20 September 2020
ሱዳን ድሕሪ 23 ዓመታት፣ ንመጀመሪያ ግዜ ኣምባሳደር ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ መዚዛ።
ሱዳናዊ ኣምባሳደር ኑረዲን ሳቲ፣ ብሓሙስ 17 መስከረም ናብ ፕረዚደንት ትራምፕ ወግዓዊ ና [...]

18 መስከረም፣ መበል 19 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር
Radio Erena: 18 September 2020
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብምዕጻው ንኣዳለውተንን ጋዜጠኛታትን ከምኡ ድማ ጽገናዊ ለውጢ ንዝጠለቡ ላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ነበር ብኣልማማ ብምቕያድ፣ ሃለዋቶም ዘጥፍ [...]

“ሱዳን፣ ንመላእ ከተማ ካርቱም ከዕኑ ዝኽእል ተፈንጃሪ ባእታ ተታሒዙ”
Radio Erena: 18 September 2020
ኣብ ሱዳን፣ ተፈንጃሪ ባእታ ሒዞም ዝጸንሑ'ዮም ዝተባህሉ 41 ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ኣኽባር ሕጊ እታ ሃገር ታቕለሲር ኣል ሓብር ብ16 መስከረም ኣፍሊጡ።
እቶም ብ13 [...]

ኡጋንዳ፣ ልዕሊ 200 እሱራት ካብ ሓለወቶም ካላሽን ብምምንዛዕ ሃዲሞም
Radio Erena: 18 September 2020
ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 219 እሱራት፣ ካብ ሓለውቶም ጠበናጁ ብምምንዛዕ ክሃድሙ ክኢሎም።
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ነቶቶ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኡጋንዳ፣ ዞባ ሞሮቶ ካብ ዝርከብ ቤት [...]

ሊብያ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጃልባ ብምጣሓላ፣ ብውሕዱ 24 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝጠሓሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 17 September 2020
ካብ ገማግም ሊብያ ዝተበገሰት፣ ናይ ጎማ ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብምጥሓላ፣ ዛጊት ተረኺቡ ብዘሎ ሓበሬታ፣ ናይ 24 ሰባት ህወይት ከምዝጠፍአ ወኪል ኣህጉራዊ ምሕበር ስደተኛታት ካብ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል እተካይዶ ዘላ ናይ ሰብ-ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣብ ኬንያ’ውን ክትቅጽሎ ፍቓድ ምሕታታ ተገሊጹ
Radio Erena: 17 September 2020
ኣመሪካ፣ ኣልሸባብ ንምህዳን ኣብ ሶማል እተካይዶ ዘላ ናይ ሰብ ኣልቦ በረርቲ ወይ ድሮን መጥቓዕቲ ኣብ ኬንያ'ውን ንክትቅጽሎ ፍቓድ ትሓትት ከምዘላ ኒውዮርክ ታይምስ ኣፍሊጡ።
እቲ [...]

ዩጋንዳ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታትን ስደተኛታት ደቡብ ሱዳንን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 17 September 2020
ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታት እታ ሃገርን ካብ ደቡብ ሱዳን ዝመጹ ስደተኛታትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ [...]

ኣብዚ ሰሙን’ዚ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከቦ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ ሓያል ዝናብ ክወርድ ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 16 September 2020
ኣብዚ ሰሙን'ዚ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሓያል ዝናብ ክወርድ ከምዝኽእል ጸብጻባት ኣህጉራዊ ሜትዮሮሊጂ ተተንብዩ።
ብመሰረት እቲ ዝቐርብ ዘሎ ት [...]

ርዋንዳ፣ ኣብ ዓሌታዊ ህልቂት ናይ ዝተቐትሉ 791 ሰባት ሬሳ ተኣኪቡ
Radio Erena: 16 September 2020
ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ዝተኻየደ ጃምላዊ ህልቂት ናይ ዝተቐትሉ 791 ሰባት ሬሳ ከምዝተኣከበ ተሓቢሩ።
እቲ ናይ ምእካብ መስርሕ ዝተጀመረ፣ ኣብ ምዕራባዊ እታ ሃገር [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ባሕረይንን፣ ንእስራኤል ብወግዒ ኣፍልጦ ክህባ’የን
Radio Erena: 16 September 2020
እስራኤል፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ባሕረይንን፣ ናይ ቢልዮናት ዶላር ወፍርን ንግዳዊ ልውውጥን ከካይዳ ምዃነን ይግለጽ ኣሎ።
እዘን ክልተ ሃገራት ዓረብ ምስ እስራኤል ድሕሪ ዝ [...]