Category: News
ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ ልዕሊ 18 ሽሕ ተማሃሮ፣ እቶም ኣስታት 75% ተሪፎም
RADIO ERENA - Thursday, 18 July 2024
ኣብ ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ 18,638 ተማሃሮ ኣብያተ ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ፣ እቶም ኣስታት 75% ከምዝተረፉ ተሓቢሩ።
መርበብ ዜና [...]
مصرع تسعة أشخاص وجرح العشرات في انفجار سيارة مفخخة أما مقهى مكتظ بالأشخاص في العاصمة الصومالية مقديشو
ذاعة إرينا الدولية : 17.07.2024
لقي تسعة أشخاص على الأقل مصرعهم وأصيب نحو 20 آخرين في انفجار سيارة مفخخة استهدف مقهى مكتظا في مقديشو، وفقا لما أف [...]
اعتقال 150 إرتريًا في أوغندا بزعم انخراطهم في أنشطة تجارية غير مشروعة
إذاعة إرينا الدولية : 17.07.207
قالت وزارة الداخلية الأوغندية إنها ألقت القبض على أكثر من مئة وخمسين إريتريًا في كمبالا بزعم تورطهم في تجارة غير [...]
عشرة رياضيين إرتريين يشاركون في أولمبياد فرنسا 2024 ممثلين لدول مختلفة بعد أن غادر معظمهم لإرتريا طلبا للجوء
إذاعة إرينا الدولية 17.07.2024
يشارك عشرة رياضيين إرتريين في الألعاب الأولمبية في باريس 2024، ممثلين لدول مختلفة حسب الجنسيات التي يحملونها وذ [...]
ኣብ ግጭት ሱዳን ካብ ዝቖሰሉ ሓደ ሲሶ፣ ደቂንስትዮን ትሕቲ 10 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናትን እዮም
RADIO ERENA - Wednesday, 17 July 2024
ኣብ ግጭት ሱዳን ካብ ዝቖሰሉ ሓደ ሲሶ ደቂንስትዮን ትሕቲ 10 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናትን እዮም ክብል ሓካይም ብዘይዶብ MSF ትማሊ ሰሉስ 16 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ግጭትን ባህርያዊ ሓደጋታትን ተመዛቢሉ ዝጸንሐ ህዝቢ ናብ ዓድታቱ ይምለስ
RADIO ERENA - Wednesday, 17 July 2024
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ዘውጽኦ ጸብጻብ ከምዘመልክቶ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 2.5 ሚልዮን ውሽጣዊ ተመዛበልቲ ናብ ዓድታቶም ተመሊሶም። [...]
ኡጋንዳ፣ ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ኣብ ንኣሽቱ ንጥፈታት ንግዲ ተዋፊሮም ጸኒሖም ዝተባህሉ 150 ኤርትራውያን ዜጋታት ተኣሲሮም
RADIO ERENA - Wednesday, 17 July 2024
ኣብ ኡጋንዳ፣ ከተማ ካምፓላ፣ ካንሳንጋ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ክነጥፉ ጸኒሖም ዝተባህሉ፣ ልዕሊ 150 ኤርትራውያን ዜጋታት ከምዝተኣስሩ ሚኒስትሪ ው [...]
ኣብ ሱዳን፣ ሰሜን ኮርዶፋን፣ ፈጣን ሓይልታት 23 ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ
RADIO ERENA - Tuesday, 16 July 2024
ኣብ ሱዳን፣ ሰሜን ኮርዶፋን፣ ዕጡቓት ፈጣን ሓይልታት፣ ነጋዶን ሰለማውያን ሰለማውያን ሰባት ኣብ ልዕሊ ዘመላልሳ ዝነበራ ቃፍላይ ብዝኸፈትዎ፣ ብውሕዱ 23 ሰባት ከምዝተቐትሉን [...]
ሞቛድሾ፣ መዛዘሚ ግጥም ዋንጫ ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ዝዕዘቡ ዝነበሩ ሰባት ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሓያሎ ተቐቲሎም
RADIO ERENA - Tuesday, 16 July 2024
ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ፣ ኣብ ሓደ ቤት መግብን ሻሂን ተኣኻኺቦም፣ መዛዘሚ ግጥም ዋንጫ ኤውሮጳ2024ኣብ ልዕሊ ዝዕዘቡ ዝነበሩ ሰባት ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ ትሽዓተ [...]
10 ኤርትራውያን ኣትሌታት ንኻልኦት ሃገራት ወኪሎም ኣብ ውድድር ኣትለቲክስ ፓሪስ 2024 ክቐርቡ እዮም
RADIO ERENA - Tuesday, 16 July 2024
በብዝተፈላለየ ምኽንያታት ካብ ኤርትራ ድሕሪ ምውጽኦም፣ ዑቕባ ንምሕታት ኣብ ዝተረፉለን ሃገራት፣ ዕዉታት ስፖርተኛታት ዝኾኑ 10 ኤርትራውያን፣ ነተን ዝነብሩለን ወይ ዜግነት [...]